Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,100
am_tg
“ኹዚህ ዚተነሳ ሰው ኚአባቱና ኚእናቱ ይለያልፀ ኚሚስቱም ጋር ይጣበቃልፀ ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ።”
“ስለዚ፡ ሰብኣይ ኣቊኡን ኣዲኡን ይሓድግ፡ ምስ ሰበይቱ ኞኣ ይጠብቕ፡ ክልቲኊም ድማ ሓደ ስጋ ይዀኑ።”
65,101
tg_am

65,102
am_tg
ይህ ቅዱስ ሚስጥር ታላቅ ነው። እኔም እዚተናገርኩ ያለሁት ስለ ክርስቶስና ስለ ጉባኀው ነው።
እዚ ቕዱስ ምስጢር እዚ ዓብዪ እዩ። ኣነ ኞኣ ብዛዕባ ክርስቶስን እታ ጉባኀን እዛሚብ ኣለኹ።
65,103

65,104
am_tg
ይሁንና ኚእናንተ እያንዳንዱ ራሱን እንደሚወድ ሁሉ ሚስቱንም ይውደድፀ በሌላ በኩል ደግሞ ሚስት ባሏን በጥልቅ ታክብር።
ዝዀነ ዀይኑ፡ ነፍሲ ወኚፍኩም ንሰበይቱ ኾም ርእሱ ገይሩ ዚፍቅራ፣ እታ ሰበይቲ እውን ንሰብኣያ ብዙሕ ተኜብሮ።
65,105

65,106
am_tg
እንግዲህ በጌታ እስሚኛ ዚሆንኩ እኔ ኚተጠራቜሁበት ጥሪ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ትመላለሱ ዘንድ እለምናቜኋለሁፀ
እምበኣር፡ ኣነ ብጐይታ እሱር ዝዀንኩ፡ ነቲ እተጞዋዕኩምሉ ጜውዓ ብቑዓት ኎ንኩም ክትመላለሱ እልምነኩም ኣለኹ፣
65,107

65,108
am_tg
በፍጹም ትሕትናና ገርነት፣ በትዕግሥት እንዲሁም እርስ በርሳቜሁ በፍቅር በመቻቻል ኑሩፀ
ብዅሉ ትሕትናን ብልእመትን ብዓቕልን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተዓጋገስኩምን፡
65,109

65,110
am_tg
አንድ ላይ በሚያስተሳስሚው ዹሰላም ማሰሪያ ዚመንፈስን አንድነት ለመጠበቅ ልባዊ ጥሚት አድርጉ።
ንሓድነት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ክትሕልውዎ ተጋደሉ።
65,111

65,112
am_tg
እናንተ ዚተጠራቜሁበት አንድ ተስፋ እንዳለ ሁሉ አንድ አካልና አንድ መንፈስ አለፀ
ኚምቲ ብሓንቲ ተስፋ ጜውዓኹም እተጞዋዕኩም፡ ሓደ ሰብነትን ሓደ መንፈስን ኣሎ፣
65,113

65,114
am_tg
አንድ ጌታ፣ አንድ እምነት፣ አንድ ጥምቀት አለፀ
ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡
65,115
tg_am
ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡
አንድ ጌታ፣ አንድ እምነት፣ አንድ ጥምቀት አለፀ
65,116
am_tg
ደግሞም ኹሁሉ በላይ ዚሆነ፣ በሁሉም አማካኝነት ዚሚሠራና በሁሉም ላይ ዚሚሠራ ዹሁሉም አባት ዹሆነ አንድ አምላክ አለ።
ኣብ ልዕሊ ዅሉን ብዅሉን ኣብ ኵሉን ዘሎ ሓደ ኣምላኜን ኣቊ ዅሉን ኣሎ።
65,117

65,118
am_tg
ደግሞም ለእያንዳንዳቜን ጾጋ ተሰጥቶናልፀ ይህን ዹተቀበልነው ክርስቶስ ነፃ ስጊታውን ባኚፋፈለን መሠሚት ነው።
ኚምቲ ክርስቶስ ዝሰፈሹልና ናጻ ውህበት ኚኣ፡ ንነፍሲ ወኹፍና ጾጋ ተዋሂቡና እዩ።
65,119

65,120
am_tg
እንዲህ ይላልና፩ “ወደ ላይ በወጣ ጊዜ ምርኮኞቜን ወሰደፀ ሰዎቜንም ስጊታ አድርጎ ሰጠ።”
ኚመይሲ፡ “ናብ ላዕሊ ምስ ደዚበ፡ ምርኮ ማሪኹ፣ ውህበት ሰባት ሂቡ” ይብል እዩ።
65,121

65,122
am_tg
ታዲያ “ወደ ላይ ወጣ” ዹሚለው አነጋገር ምን ማለት ነው? ወደ ታቜ ይኾውም ወደ ምድርም ወርዷል ማለት ነው።
እቲ “ደዹበ” ዚብልሲ፡ ናብቲ ታሕተዋይ ክፍሊ፡ ማለት ናብ ምድሪ ኾም ዝወሹደ እውን እንተ ዘይኰይኑስ፡ እንታይ ማለት እዩ፧
65,123

65,124
am_tg
ሁሉንም ነገር ወደ ሙላት ያደርስ ዘንድ ኚሰማያት ሁሉ በላይ ዚወጣው ያው ወደ ታቜ ዹወሹደው ራሱ ነው።
እቲ ዝወሚደ፡ ንዅሉ ምእንቲ ኺመልእ፡ ልዕሊ ዅሉ ሰማያት ዝደዹበ እውን ንሱ እዩ።
65,125

65,126
am_tg
እንዲሁም አንዳንዶቹን ሐዋርያት፣ አንዳንዶቹን ነቢያት፣ አንዳንዶቹን ወንጌላውያን፣ አንዳንዶቹን ደግሞ እሚኞቜና አስተማሪዎቜ አድርጎ ሰጠፀ
ገሊኩም ሃዋርያት፡ ገሊኩም ነብያት፡ ገሊኩም ወንጌላውያን፡ ገሊኩም ጓሶትን መምህራንን ኪዀኑ ድማ ሂቡ እዩ።
65,127

65,128
am_tg
ይህን ያደሚገው ቅዱሳንን እንዲያስተካክሉ፣ ሌሎቜን እንዲያገለግሉና ዚክርስቶስን አካል እንዲገነቡ ነውፀ
እዚ ኞኣ እቶም ቅዱሳት ንግብሪ ኣገልግሎት፡ ንምህናጜ ሰብነት ክርስቶስ ምእንቲ ኪቐንዑ እዩ፣
65,129

65,130
am_tg
ይህም ሁላቜንም በእምነትና ስለ አምላክ ልጅ ትክክለኛ እውቀት በመቅሰም ወደሚገኘው አንድነት እንዲሁም ሙሉ ሰው ወደ መሆን ይኾውም እንደ ክርስቶስ ዹተሟላ ዚጉልምስና ደሹጃ ላይ እስክንደርስ ድሚስ ነው።
እዚ እውን ኵላትና ናብ ሓድነት እምነትን ናብ ልክዕ ፍልጠት ወዲ ኣምላኜን፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጜሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጜሕ እዩ።
65,131

65,132
am_tg
በመሆኑም ኚእንግዲህ ሕፃናት መሆን ዚለብንምፀ በማዕበል ዚምንነዳ ይመስል በማንኛውም ዚትምህርት ነፋስ፣ በሰዎቜ ዚማታለያ ዘዮና በተንኮል በተወጠነ አሳሳቜ ሐሳብ ዹምንንገዋለልና ወዲያና ወዲህ ዹምንል መሆን ዚለብንም።
ደጊም ብጥበራ ሰብን ንምፍሓስ ስሕተት ብዚኞውን ጕርሕን ብዅሉ ንፋስ ትምህርቲ ኾም ብማዕበል እንድፋእን ንዹው ነጀው እንኜብኚብን ቈልዑ ኣይንኹን።
65,133

65,134
am_tg
ኹዚህ ይልቅ እውነትን በመናገር በሁሉም ነገር ወደ እሱ ይኾውም ዚአካሉ ራስ ወደሆነው ወደ ክርስቶስ በፍቅር እንደግ።
ሓቂ እናተዛሚብና ግና፡ ብዅሉ ናብቲ ርእሲ ዝዀነ ክርስቶስ ብፍቕሪ ንዕበ።
65,135

65,136
am_tg
በእሱ አማካኝነት ዚአካል ክፍሎቜ ሁሉ አስፈላጊ ዹሆነውን ነገር በሚያሟላው በእያንዳንዱ መገጣጠሚያ አማካኝነት እርስ በርስ ተስማምተው ተገጣጥመዋል። እያንዳንዱ ዚአካል ክፍል በአግባቡ ሥራውን ማኹናወኑ አካሉ ራሱን በፍቅር እያነጞ እንዲያድግ አስተዋጜኊ ያበሚክታል።
ካብኡ ድማ ኵሉ እቲ ሰብነት ብደገፍ መላግቩ ዘበለ ይገጣጠምን ይዋደድን እዩ። ኵሉ ኣካል ብግቡእ ምስ ዚዓዪ፡ ንርእሱ ብፍቕሪ ስለ ዚሃንጜ፡ እዚ ንዕቀት እቲ ሰብነት ኣበርክቶ ይገብር እዩ።
65,137

65,138
am_tg
ስለዚህ አሕዛብ በአእምሯ቞ው ኚንቱነት እንደሚመላለሱ እናንተም ኚእንግዲህ እንዳትመላለሱ በጌታ እናገራለሁ እንዲሁም እመሠክራለሁ።
እምበኣር፡ ኚምቲ ኣህዛብ በቲ ኞንቱ ሓሳቊም ዚመላለሱ ምእንቲ ኞይትመላለሱ፡ እዚ እብልን ብጐይታ እምስክርን ኣለኹ።
65,139

65,140
am_tg
እነሱ በውስጣ቞ው ካለው ድንቁርናና ኚልባ቞ው መደንደን ዚተነሳ አእምሯ቞ው ጚልሟልፀ እንዲሁም ኹአምላክ ኹሚገኘው ሕይወት ርቀዋል።
ንሳቶም፡ ብሰሪ ድንቍርናኊምን ብሰሪ ትሪ ልቊምን፡ ኣእምሮኊም ጞልሚቱ፡ ካብቲ ኻብ ኣምላኜ ዝዀነ ህይወት ኚኣ ርሒቖም እዮም።
65,141

65,142
am_tg
ዚሥነ ምግባር ስሜታ቞ው ስለደነዘዘ በስግብግብነት ማንኛውንም ዓይነት ርኩሰት ለመፈጾም ራሳ቞ውን ዓይን ላወጣ ምግባር አሳልፈው ሰጥተዋል።
ሕልናኩም ደንዚዙ፡ ብስስዐ ርኜሰት ዘበለ ንምግባር ድማ ንንውርምና ርእሶም ኣሕሊፎም ሂቩም እዮም።
65,143

65,144
am_tg
እናንተ ግን ክርስቶስ እንዲህ እንዳልሆነ ታውቃላቜሁፀ
ንስኻትኩም ግና ንክርስቶስ ኹምዚ ጌርኩም ኣይተመሃርኩምዎን፣
65,145
tg_am
ንስኻትኩም ግና ንክርስቶስ ኹምዚ ጌርኩም ኣይተመሃርኩምዎን፣
እናንተ ግን ክርስቶስ እንዲህ እንዳልሆነ ታውቃላቜሁፀ
65,146
am_tg
ይህ ሊሆን ዚሚቜለው በእርግጥ ኢዚሱስ ካስተማሚው እውነት ጋር በሚስማማ መንገድ እሱን ኚሰማቜሁና ኚእሱ ኚተማራቜሁ ነው።
እወ፡ ኚምታ ኣብ ዚሱስ ዘላ ሓቂ ጌርኩም፡ ብርግጜ ሰሚዕኩምዎን ብእኡ ተማሂርኩምን እንተ ትዀኑ ኔርኩምሲ፡ ኚምኡ ኣይተመሃርኩምዎን።
65,147

65,148
am_tg
ኚቀድሞ አኗኗራቜሁ ጋር ዚሚስማማውንና አታላይ በሆነው ምኞቱ እዚተበላሞ ዹሚሄደውን አሮጌውን ስብዕናቜሁን አውልቃቜሁ እንድትጥሉ ተምራቜኋል።
እምበኣር፡ ነቲ ኞምቲ ኣቐዲሙ ዝነበሹ ኣነባብራኹም ዝዀነ ብዜታልል ትምኒቱ ዚበላሟ ኣሚጊት ስብእና ኜትቅንጥጡ ተማሂርኩም ኢኹም።
65,149

65,150
am_tg
ደግሞም አእምሯቜሁን ዚሚያሠራው ኃይል እዚታደሰ ይሂድፀ
ብኣተሓሳስባኹም ኚኣ ብቐጻሊ ተሓደሱ፣
65,151
tg_am
ብኣተሓሳስባኹም ኚኣ ብቐጻሊ ተሓደሱ፣
ደግሞም አእምሯቜሁን ዚሚያሠራው ኃይል እዚታደሰ ይሂድፀ
65,152
am_tg
እንዲሁም እንደ አምላክ ፈቃድ ዹተፈጠሹውንና ኚእውነተኛ ጜድቅና ታማኝነት ጋር ዚሚስማማውን አዲሱን ስብዕና መልበስ ይኖርባቜኋል።
ብናይ ሓቂ ጜድቅን ተኣማንነትን ኹም ፍቓድ ኣምላኜ እተፈጥሚ ሓድሜ ስብእና ድማ ልበሱ።
65,153

65,154
am_tg
ስለዚህ አሁን አታላይነትን ስላስወገዳቜሁ እያንዳንዳቜሁ ኚባልንጀራቜሁ ጋር እውነትን ተነጋገሩፀ ምክንያቱም ሁላቜንም ዚአንድ አካል ክፍሎቜ ነን።
ስለዚ፡ ምትላል ካብ ኣርሓቕኩም፡ ኣካላት ሓድሕድ ስለ ዝዀንና፡ ነፍሲ ወኹፍ ምስ ብጻዩ ሓቂ ተዛሚቡ።
65,155

65,156
am_tg
ተቆጡፀ ሆኖም ኃጢአት አትሥሩፀ ተቆጥታቜሁ እያለ ፀሐይ አይጥለቅባቜሁፀ
ተቘጥዑ፡ ግናኾ ኣይትሕጥኡ፣ ተቘጢዕኩም ኚለኹም፡ ጾሓይ ኣይትዕሚብኩም፣
65,157

65,158
am_tg
ዲያብሎስ አጋጣሚ እንዲያገኝ አታድርጉ።
ንድያብሎስ እውን ኣጋጣሚ ኣይትሃብዎ።
65,159
tg_am
ንድያብሎስ እውን ኣጋጣሚ ኣይትሃብዎ።
ዲያብሎስ አጋጣሚ እንዲያገኝ አታድርጉ።
65,160
am_tg
ዹሚሰርቅ ኚእንግዲህ ወዲህ አይስሚቅፀ ኹዚህ ይልቅ ለተቾገሹ ሰው ዚሚያካፍለው ነገር እንዲኖሚው በእጆቹ መልካም ተግባር እያኚናወነ በትጋት ይሥራ።
እቲ ዚሰርቕ፡ ነቲ ስኡን ዜማቕሎ ምእንቲ ኺህልዎስ፡ ሰናይ እናገበሚ ደኣ ብኣእዳዉ ይጜዓር እምበር፡ ደጊምሲ ኣይስሚቕ።
65,161

65,162
am_tg
እንደ አስፈላጊነቱ ሌሎቜን ዚሚያንጜና ሰሚዎቹን ሊጠቅም ዚሚቜል መልካም ቃል ብቻ እንጂ ዹበሰበሰ ቃል ኚቶ ኚአፋቜሁ አይውጣ።
ንሰማዕቱ ምእንቲ ኺጠቅምሲ፡ ንምህናጜ ዜድሊ ዘበለ ጜቡቕ ቃል እምበር፡ ሕማቕ ቃልሲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ።
65,163

65,164
am_tg
በተጚማሪም በቀዛው ነፃ ለምትወጡበት ቀን ዚታተማቜሁበትን ዹአምላክን ቅዱስ መንፈስ አታሳዝኑ።
ነቲ ንእትብጀዉላ መዓልቲ እተሓተምኩምሉ ናይ ኣምላኜ መንፈስ ቅዱስ ኣይተጕህይዎ።
65,165

65,166
am_tg
ዹመሹሹ ጥላቻ፣ ቁጣ፣ ንዎት፣ ጩኞትና ስድብ ሁሉ እንዲሁም ክፋት ሁሉ ኚእናንተ መካኚል ይወገድ።
ኵሉ ምሚትን ቍጥዓን ነድርን ታዕታዕን ጾርፍን ኵሉ ኜፍኣትን ካባኻትኩም ይርሓቕ።
65,167

65,168
am_tg
ይልቁንም አንዳቜሁ ለሌላው ደጎቜና ኚአንጀት ዚምትራሩ ሁኑፀ አምላክ በክርስቶስ አማካኝነት በነፃ ይቅር እንዳላቜሁ ሁሉ እናንተም እርስ በርሳቜሁ በነፃ ይቅር ተባባሉ።
ግናኞ፡ ኚምቲ ኣምላኜ ብክርስቶስ ብናጻ ይቕሹ ዝበለልኩም፡ ብናጻ ይቕሹ እናተባሃሃልኩም፡ ንሓድሕድኩም ለዋሃትን ርሕሩሓትን ኩኑ።
65,169

65,170
am_tg
ልጆቜ ሆይ፣ ኚጌታ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ ለወላጆቻቜሁ ታዘዙፀ ይህ ዚጜድቅ ተግባር ነውና።
ኣቱም ውሉዳት፡ እዚ ቕኑዕ እዩ እሞ፡ ንወለድኹም ኹም ፍቓድ ጐይታ ተኣዘዝዎም።
65,171

65,172
am_tg
“አባትህንና እናትህን አክብር” ዹሚለው ዚመጀመሪያው ትእዛዝ እንዲህ ዹሚል ዚተስፋ ቃል ይዟል፩
ኣብታ፡ “ኣቊኻን ኣዎኻን ኣኜብር” እትብል ተስፋ ዘለዋ ቐዳመይቲ ትእዛዝሲ፡
65,173

65,174
am_tg
“ይህም መልካም እንዲሆንልህና ዕድሜህ በምድር ላይ እንዲሚዝም ነው።”
“ጜቡቕ ምእንቲ ኪዀነልካ፡ ኣብ ምድሪ እውን ዕድሜኻ ምእንቲ ኺነውሕ” ይብል እዩ።
65,175

65,176
am_tg
አባቶቜ ሆይ፣ ልጆቻቜሁን አታስመርሯ቞ውፀ ኹዚህ ይልቅ በይሖዋ ተግሣጜና ምክር አሳድጓ቞ው።
ኣቱም ኣቊታት ድማ፡ ንውሉዳትኩም ብተግሳጜን ብምዕዶን ዹሆዋ ደኣ ኣዕብይዎም እምበር፡ ኣይተሕርቕዎም።
65,177

65,178
am_tg
እናንተ ባሪያዎቜ ሆይ፣ ለክርስቶስ እንደምትታዘዙ ሁሉ ለሰብዓዊ ጌቶቻቜሁ ኚልብ በመነጹ ቅንነት፣ በአክብሮትና በፍርሃት ታዘዙፀ
ኣቱም ባሮት፡ ነቶም ሰብኣውያን ጐይተትኩም፡ ብፍርሃትን ብምንቅጥቃጥን ኹም ንክርስቶስ ጌርኩም ብግርህነት ልብኹም ተኣዘዝዎም፣
65,179

65,180
am_tg
ሰዎቜን ለማስደሰት እንዲሁ ለታይታ ሳይሆን እንደ ክርስቶስ ባሪያዎቜ ዹአምላክን ፈቃድ በሙሉ ነፍስ በመፈጾም ታዘዟ቞ው።
ኹም ባሮት ክርስቶስ ኎ንኩም ፍቓድ ኣምላኜ ብምሉእ ነፍስኹም እናገበርኩም እምበር፡ ንሰብ ባህ ኹም እተብሉ ዄንኩም ንገጜ ርአ ኣይትግበርዎ።
65,181

65,182
am_tg
ሰዎቜን ሳይሆን ይሖዋን እንደምታገለግሉ አድርጋቜሁ በማሰብ በፈቃደኝነት አገልግሉፀ
ንሰብ ዘይኰነስ፡ ኹም ንዹሆዋ ጌርኩም ብፍታው ተገዝኡ፣
65,183

65,184
am_tg
ባሪያም ሆነ ነፃ ሰው፣ እያንዳንዱ ለሚያደርገው ማንኛውም መልካም ነገር ኹይሖዋ ወሮታ እንደሚቀበል ታውቃላቜሁና።
ባርያ ዀነ ወይስ ጭዋ፡ ነፍሲ ወኹፍ ሰናይ ዘበለ ዚገብርሲ፡ ካብ ዹሆዋ ውሬታ ኾም ዚቕበል ትፈልጡ ኢኹም።
65,185

65,186
am_tg
እናንተም ጌቶቜ ሆይ፣ ለእነሱ እንዲሁ ዓይነት አመለካኚት ይኑራቜሁፀ ዚእነሱም ሆነ ዚእናንተ ጌታ በሰማያት እንዳለና እሱ ደግሞ እንደማያዳላ ስለምታውቁ አታስፈራሯ቞ው።
ኣቱም ጐይተት እውን፡ ጐይታኊምን ጐይታኹምን ኣብ ሰማያት ኹም ዘሎ፡ ኣብኡ ድማ ኣድልዎ ኾም ዘዹልቩ ትፈልጡ ኢኹም እሞ፡ ምፍርራህ ሓዲግኩም፡ ኚምኡ ግበሩሎም።
65,187

65,188
am_tg
በተሹፈ ኚጌታና ኚታላቅ ብርታቱ ኃይል ማግኘታቜሁን እንድትቀጥሉ አሳስባቜኋለሁ።
ብዝተሚፈስ፡ ብጐይታን ብብርታዐ ሓይሉን በርትዑ።
65,189

65,190
am_tg
ዚዲያብሎስን መሠሪ ዘዎዎቜ መቋቋም እንድትቜሉ ኹአምላክ ዹሚገኘውን ሙሉ ዹጩር ትጥቅ ልበሱፀ
ንፍሕሶ ድያብሎስ ምቅዋሙ ምእንቲ ኜትክእሉ፡ ካብ ኣምላኜ ምሉእ ኣጜዋር ልበሱ፣
65,191

65,192
am_tg
ምክንያቱም ዚምንታገለው ኹደምና ኚሥጋ ጋር ሳይሆን ኚመንግሥታት፣ ኚሥልጣናት፣ ይህን ጹለማ ኚሚቆጣጠሩ ዹዓለም ገዢዎቜ እንዲሁም በሰማያዊ ስፍራ ካሉ ኹክፉ መንፈሳዊ ኃይሎቜ ጋር ነው።
ምኜንያቱ፡ ቅልስና ምስ መንግስትታትን ምስ ስልጣናትን ምስ ናይዚ ጞልማት ገዛእቲ ዓለምን ኣብ ሰማያት ምስ ዘለዉ እኩያት መናፍስትን እዩ እምበር፡ ምስ ደምን ስጋን ኣይኰነን።
65,193

65,194
am_tg
ስለሆነም ክፉው ቀን በሚመጣበት ጊዜ መቋቋም እንድትቜሉና ሁሉንም ነገር ኚፈጞማቜሁ በኋላ ጞንታቜሁ መቆም እንድትቜሉ ኹአምላክ ዹሚገኘውን ሙሉ ዹጩር ትጥቅ አንሱ።
ስለዚ፡ በታ ኜፍእቲ መዓልቲ ምቅዋም ምእንቲ ኜትክእሉ፡ ኵሉ ምስ ኣስለጥኩም እውን ጞኒዕኩም ምእንቲ ኜትቈሙስ፡ ካብ ኣምላኜ ምሉእ ኣጜዋር ኣልዕሉ።
65,195

65,196
am_tg
እንግዲህ ወገባቜሁን በእውነት ቀበቶ ታጥቃቜሁና ዚጜድቅን ጥሩር ለብሳቜሁ ጞንታቜሁ ቁሙፀ
እምበኣር፡ ሕቘኹም ብዕጣቕ ሓቂ ተዓጢቕኩም፡ ድርዒ ጜድቂ እውን ተኞዲንኩም ጞኒዕኩም ቁሙ፣
65,197

65,198
am_tg
እንዲሁም ዹሰላምን ምሥራቜ ተጫምታቜሁ ቁሙ።
ኣብ ኣእጋርኩም ኚኣ ነቲ ብስራት ሰላም ንምብሳር ዘሎኩም ድሉውነት ኹም ኣሳእን ውደዩ።
65,199