Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,000
am_tg
አዎ፣ እኛ ሁላቜን በአንድ ወቅት ዚሥጋቜንንና ዚሐሳባቜንን ፈቃድ እዚፈጞምን ኚሥጋቜን ፍላጎት ጋር ተስማምተን በመካኚላ቞ው እንኖር ነበርፀ እንደ ሌሎቹ ሁሉ እኛም በተፈጥሯቜን ዚቁጣ ልጆቜ ነበርን።
ንሕና ዅላትና ኞኣ ሓደ እዋን፡ ናይ ስጋን ናይ ሓሳባትናን ፍቓድ እናፈጞምና፡ ምስ ትምኒት ስጋና ተሰማሚዕና ኣብ መንጎኩም ንነብር ኔርና፣ ኚምቶም ካልኊት እውን ብባህርይና ደቂ ቝጥዓ ኢና ኔርና።
65,001
tg_am

65,002
am_tg
ሆኖም አምላክ ምሕሚቱ ብዙ ነውፀ እኛን ኚወደደበት ታላቅ ፍቅሩ ዚተነሳ
እቲ ብምሕሚት ሃብታም ዝዀነ ኣምላኜ ግና ሳላ እታ ብእኣ ዘፍቀሹና ዓባይ ፍቕሩ፡
65,003

65,004
am_tg
በበደላቜን ሙታን በነበርንበት ጊዜም እንኳ ሕያዋን አድርጎ ኚክርስቶስ ጋር አንድ አደሚገንፀ እንደ እውነቱ ኹሆነ ዚዳናቜሁት በጾጋ ነው።
ብኣበሳና ምዉታት እኳ እንተ ነበርና፡ ምስ ክርስቶስ ህያዋን ገይሩና እዩ፡—ብጞጋ ኢኹም ዝደሓንኩም።
65,005

65,006
am_tg
ደግሞም ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ስላለን ኚእሱ ጋር አስነሳንፀ እንዲሁም ኚእሱ ጋር በሰማያዊ ስፍራ አስቀመጠንፀ
ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዘሎና ሓድነት ድማ፡ ኣተንሲኡናን ኣብ ሰማያት ኣቐሚጡናን እዩ፣
65,007

65,008
am_tg
ይህን ያደሚገው ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ላለን ለእኛ በ቞ርነቱ ዹገለጠውን ወደር ዹሌለውን ዹጾጋውን ብልጜግና በመጪዎቹ ሥርዓቶቜ ያሳይ ዘንድ ነው።
ኣብቲ ዚመጜእ ስርዓታት፡ እቲ ሓለፍ ዝበለ ሃብቲ ጞጋኡ ነቶም ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ዘሎና ብሕያውነቱ ምእንቲ ኌርኢ ኞኣ እዩ ኞምኡ ዝገበሚ።
65,009

65,010
am_tg
እናንተ ዚዳናቜሁት በእምነት አማካኝነት በዚህ ጾጋ ነውፀ ይህም እናንተ በራሳቜሁ ያገኛቜሁት አይደለምፀ ይልቁንም ዹአምላክ ስጊታ ነው።
በዚ ጾጋ እዚ ድማ፡ ብእምነት ድሒንኩም ኣለኹም፣ እዚ ኞኣ ውህበት ኣምላኜ እዩ እምበር፡ ካባኻትኩም ኣይኰነን።
65,011

65,012
am_tg
ማንም ሰው ዚሚኩራራበት ምክንያት እንዳይኖር ይህ በሥራ ዹሚገኝ አይደለም።
ሓደ እኳ መመክሒ ምእንቲ ኞይሚክብሲ፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን።
65,013

65,014
am_tg
እኛ ዹአምላክ ዚእጁ ሥራዎቜ ነንፀ ደግሞም አምላክ ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር ባለን አንድነት ዚፈጠሚን፣ እኛ እንድንሠራ቞ው አስቀድሞ ያዘጋጀልንን መልካም ሥራዎቜ እንድንሠራ ነው።
ንሕና ስርሓት ኢድ ኣምላኜ ኢና፣ ነቲ ኣምላኜ ክንመላለሰሉ ኢሉ ኣቐዲሙ ዘዳለዎ ሰናይ ግብሪ ኜንኚውን ኚኣ ኢና ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዘሎና ሓድነት ተፈጢርና።
65,015

65,016
am_tg
ስለዚህ በሰው እጅ በሥጋ “ዚተገሚዙት፣” በአንድ ወቅት በትውልድ አሕዛብ ዚነበራቜሁትን እናንተን “ያልተገሚዙ” ይሏቜሁ እንደነበር አስታውሱ።
ስለዚ፡ ኣቱም ብስጋ ኣህዛብ፡ በቶም ብኢድ ኣብ ስጋ ብዚገብርዎ ነገር “ግዙራት” ዚብሃሉ፡ ሓደ እዋን “ዘይግዙራት” ኹም እተብሃልኩም ዘክሩ፣
65,017

65,018
am_tg
በዚያን ጊዜ ኚእስራኀል ብሔር ተገልላቜሁና ለተስፋው ቃል ኪዳኖቜ ባዕዳን ሆናቜሁ በዓለም ውስጥ ያለተስፋና ያለአምላክ እንዲሁም ያለክርስቶስ ትኖሩ እንደነበሚ አስታውሱ።
በቲ ግዜ እቲ፡ ብዘይ ክርስቶስ፡ ካብ ህዝቢ እስራኀል ዝሚሓቕኩም፡ ንኺዳናት ተስፋ እውን ኣጋይሜ ኢኹም ኔርኩም፣ ተስፋ ኣይነበሚኩምን፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ኞኣ ብዘይ ኣምላኜ ኢኹም ኔርኩም።
65,019

65,020
am_tg
ሆኖም እናንተ በአንድ ወቅት ርቃቜሁ ዚነበራቜሁ አሁን ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ያላቜሁ ሆናቜኋልፀ እንዲሁም በክርስቶስ ደም ቀርባቜኋል።
ሕጂ ግና፡ ኣቱም ሓደ እዋን ርሑቓት ዝነበርኩም፡ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዘሎኩም ሓድነት፡ ብደም ክርስቶስ ቀሪብኩም ኣለኹም።
65,021

65,022
am_tg
ሁለቱን ወገኖቜ አንድ ያደሚገውና ይለያያ቞ው ዹነበሹውን በመካኚል ያለ ግድግዳ ያፈሚሰው እሱ ሰላም አምጥቶልናልና።
ኚመይሲ፡ ንሱ ነቶም ክልተ ጕጅለ ሓደ ዝገበሚ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዝነበሹ ኞልካሊ መንደቕ ዘፍሚሰ፡ ሰላምና እዩ።
65,023

65,024
am_tg
ሁለቱን ወገኖቜ ኚራሱ ጋር አንድነት እንዲኖራ቞ው በማድሚግ አንድ አዲስ ሰው መፍጠርና ሰላም ማስፈን ይቜል ዘንድ በሥጋው አማካኝነት ጠላትነትን ይኾውም ትእዛዛትንና ድንጋጌዎቜን ዚያዘውን ሕግ አስወገደፀ
ነቶም ክልተ ጕጅለ ምስኡ ብዘለዎም ሓድነት ሓደ ሓድሜ ሰብ ምእንቲ ኺገብርን ሰላም ምእንቲ ኺገብርን፡ ብስጋኡ ነቲ ጜልኢ፡ ማለት ነቲ ትእዛዛትን ስርዓታትን ዝሓዘ ሕጊ ስዒርዎ እዩ፣
65,025

65,026
am_tg
እንዲሁም ይህን ያደሚገው በመኚራው እንጚት ሁለቱን ወገኖቜ አንድ አካል አድርጎ ኹአምላክ ጋር ሙሉ በሙሉ ለማስታሚቅ ነውፀ ምክንያቱም በገዛ አካሉ ጠላትነትን አስወግዷል።
ኚምኡ ዝገበሹ ኞኣ፡ ብርእሱ ነቲ ጜልኢ ስለ ዝቐተለ፡ ንኜልቲኊም ኣብ ሓደ ሰብነት ገይሩ ምስ ኣምላኜ ብጕንዲ ስቅያት ምእንቲ ኌተዓርቖም እዩ።
65,027

65,028
am_tg
እሱም መጥቶ ኹአምላክ ርቃቜሁ ለነበራቜሁት ለእናንተም ሆነ ወደ እሱ ቀርበው ለነበሩት ዹሰላምን ምሥራቜ አወጀፀ
መጺኡ ኞኣ ንዓኻትኩም ርሑቓት ንዝነበርኩም፡ ሰላም ኣበሲሩኩም እዩ፣ ነቶም ቀሚባ ዝነበሩ እውን ሰላም ኣበሲርዎም እዩ፣
65,029

65,030
am_tg
ምክንያቱም እኛ፣ ዚሁለቱም ወገን ሕዝቊቜ በእሱ አማካኝነት በአንድ መንፈስ ወደ አብ በነፃነት መቅሚብ እንቜላለን።
ምኜንያቱ፡ ክልቮና ብእኡ ብሓደ መንፈስ ናብ ኣቊ ናጻ መእተዊ ኣሎና።
65,031

65,032
am_tg
ስለዚህ እናንተ ኹዚህ በኋላ እንግዶቜና ባዕዳን አይደላቜሁምፀ ኹዚህ ይልቅ ኚቅዱሳን ጋር ዚአንድ አገር ዜጎቜና ዹአምላክ ቀተሰብ አባላት ናቜሁፀ
እምበኣርሲ፡ ንስኻትኩም ንቕዱሳት ደቂ ዓዶምን ኣባላት ቀተ ሰብ ኣምላኜን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይሜን ጓኖትን ኣይኰንኩምን፣
65,033

65,034
am_tg
እንዲሁም በሐዋርያትና በነቢያት መሠሚት ላይ ተገንብታቜኋልፀ ዋናው ዚመሠሚት ድንጋይ ክርስቶስ ኢዚሱስ ራሱ ነው።
ክርስቶስ ዚሱስ ባዕሉ እምኒ መኣዝን መሰሚት ኪኞውን ኚሎ፡ ንስኻትኩም ኚኣ ኣብ መሰሚት ሃዋርያትን ነብያትን ተነዲቕኩም ኣለኹም።
65,035

65,036
am_tg
ሕንጻው በሙሉ ኚክርስቶስ ጋር አንድ ላይ በመሆን ልዩ ልዩ ክፍሎቹ ስምም ሆነው እዚተገጣጠሙ ዹይሖዋ ቅዱስ ቀተ መቅደስ ለመሆን በማደግ ላይ ነው።
ምስኡ ብሓደ ድማ ብዘሎ እቲ ህንጻ እናተገጣጠመ ንዹሆዋ ዚኾውን ቀተ መቕደስ ንምዃን ይዓቢ ኣሎ።
65,037

65,038
am_tg
እናንተም ኚእሱ ጋር ባላቜሁ አንድነት አምላክ በመንፈስ ዚሚኖርበት ቊታ ለመሆን አንድ ላይ እዚተገነባቜሁ ነው።
ንስኻትኩም እውን ምስኡ ብዘሎኩም ሓድነት፡ ብመንፈስ ማሕደር ኣምላኜ ክትኰኑ ሓቢርኩም ትህነጹ ኣለኹም።
65,039

65,040
am_tg
ስለዚህ ዚተወደዳቜሁ ልጆቹ በመሆን አምላክን ዚምትመስሉ ሁኑፀ
እምበኣር፡ ኹም ፍቑራት ውሉዳት፡ ንኣምላኜ ምሰልዎ፣
65,041
tg_am
እምበኣር፡ ኹም ፍቑራት ውሉዳት፡ ንኣምላኜ ምሰልዎ፣
ስለዚህ ዚተወደዳቜሁ ልጆቹ በመሆን አምላክን ዚምትመስሉ ሁኑፀ
65,042
am_tg
ክርስቶስ እንደወደደንና ጥሩ መዓዛ እንዳለው ሜታ ራሱን ስለ እኛ መባና መሥዋዕት አድርጎ ለአምላክ እንደሰጠ ሁሉ እናንተም በፍቅር መመላለሳቜሁን ቀጥሉ።
ኚምቲ ክርስቶስ እውን ዘፍቀሚና፡ ርእሱ ኞኣ ንኣምላኜ ኹም ምዑዝ ዝሜታኡ መባእን መስዋእትን ገይሩ ምእንታና ዘሕለፈ፡ ብፍቕሪ ተመላለሱ።
65,043

65,044
am_tg
ለቅዱሳን ዚማይገባ ስለሆነ ዚፆታ ብልግናና ማንኛውም ዓይነት ርኩሰት ወይም ስግብግብነት በመካኚላቜሁ ኚቶ አይነሳፀ
ምንዝርናን ኵሉ ርኜሰትን ወይስ ስስዐ ንቕዱሳት ዚግባእ ስለ ዘይኰነ፡ ኣባኻትኩም ኚቶ ኣይሰማዕ፣
65,045

65,046
am_tg
አሳፋሪ ምግባር፣ ዚማይሚባ ንግግርም ሆነ ጞያፍ ቀልድ ዚማይገቡ ነገሮቜ ና቞ውፀ ኹዚህ ይልቅ አምላክን ዚምታመሰግኑ ሁኑ።
ምስጋና እምበር፡ ዜሕፍር ተግባር ኰነ፡ ዘሚባ ዕሜነት ኰነ፡ ወይስ ጜዩፍ ዋዛ፡ ማለት ዘይግባእ ነገራት ኣባኻትኩም ኣይሰማዕ።
65,047

65,048
am_tg
እንደምታውቁትና በሚገባ እንደምትገነዘቡት ሮሰኛ ወይም ርኩስ ወይም ስግብግብ ማለትም ጣዖት አምላኪ ዹሆነ ማንኛውም ሰው በክርስቶስና በአምላክ መንግሥት ምንም ውርሻ ዚለውም።
ኚመይሲ፡ ኣመንዝራ ዘበለ፡ ወይ ርኹስ፡ ወይ ስሱዕ፡ ንሱ ድማ ኣምላኺ ጣኊት፡ ኣብ መንግስቲ ክርስቶስን ኣምላኜን ርስቲ ኾም ዘይብሉ ትፈልጡን ተስተውዕሉን ኢኹም።
65,049

65,050
am_tg
በእነዚህ ነገሮቜ ምክንያት ዹአምላክ ቁጣ በማይታዘዙት ልጆቜ ላይ ስለሚመጣ ማንም በኚንቱ ንግግር አያታላቜሁ።
ብሰሪ እዚ ኣብቶም ደቂ ዘይተኣዛዝነት ቍጥዓ ኣምላኜ ይወርድ እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ብኞንቱ ቓላት ኣዚታልልኩም።
65,051

65,052
am_tg
ስለዚህ ኚእነዚህ ሰዎቜ ጋር አትተባበሩፀ
እምበኣር፡ መኻፍልቶም ኣይትኹኑ፣
65,053
tg_am
እምበኣር፡ መኻፍልቶም ኣይትኹኑ፣
ስለዚህ ኚእነዚህ ሰዎቜ ጋር አትተባበሩፀ
65,054
am_tg
እናንተ በአንድ ወቅት ጹለማ ውስጥ ነበራቜሁናፀ አሁን ግን ዚጌታ በመሆናቜሁ ብርሃን ውስጥ ናቜሁ። ዚብርሃን ልጆቜ ሆናቜሁ መመላለሳቜሁን ቀጥሉፀ
ኚመይሲ፡ ሓደ እዋን ጞልማት ኔርኩም ኢኹም፡ ሕጂ ግና ምስ ጐይታ ብዘሎኩም ሓድነት ብርሃን ኢኹም። ኹም ደቂ ብርሃን ኎ንኩም ተመላለሱ፣
65,055

65,056
am_tg
ዚብርሃን ፍሬ ሁሉንም ዓይነት ጥሩነት፣ ጜድቅና እውነት ዚያዘ ነውና።
ፍሹ ብርሃንሲ፡ ኵሉ ሰናይን ጜድቅን ሓቅን እዩ።
65,057

65,058
am_tg
በጌታ ዘንድ ተቀባይነት ያለው ነገር ምን እንደሆነ ምንጊዜም መርምራቜሁ አሚጋግጡፀ
ብጐይታ ተቐባልነት ዘለዎ እንታይ ምዃኑ ብቐጻሊ መርምሩ፣
65,059

65,060
am_tg
ፍሬ ቢስ በሆኑ ዹጹለማ ሥራዎቜ ኚእነሱ ጋር መተባበራቜሁን አቁሙፀ ይልቁንም አጋልጧ቞ው።
እንታይነቶም ኣቃልዕዎም ደኣ እምበር፡ ደጊም ኣብቲ ፍሹ ዘይብሉ ግብሪ ጞልማትሲ ኣይትካፈሉ።
65,061

65,062
am_tg
በድብቅ ዚሚፈጜሟ቞ው ነገሮቜ ለመናገር እንኳ ዚሚያሳፍሩ ና቞ውና።
እቲ ብሕቡእ ዚገብርዎ ነገርሲ ንምዝራቡ እኳ ዜሕፍር እዩ።
65,063

65,064
am_tg
ደግሞም ተጋልጠው ይፋ ዚሚወጡት ነገሮቜ ሁሉ እንዲገለጡ ዹሚደሹገው በብርሃን ነውፀ ስለዚህ ዚተጋለጡት ነገሮቜ በሙሉ ብርሃን ይሆናሉ።
እቲ ዚግሃድ ዘበለ ብርሃን እዩ እሞ፡ ኵሉ እቲ ዚቕላዕ በቲ ብርሃን ይግሃድ እዩ።
65,065

65,066
am_tg
በመሆኑም እንዲህ ተብሏልፊ “አንተ እንቅልፋም፣ ንቃፀ ኚሞትም ተነሳፀ ክርስቶስ በአንተ ላይ ያበራል።”
ስለዚ እዩ፡ “ኣታ ደቃሲ፡ ንቓሕ እሞ ኻብ ምዉታት ተንስእ፡ ክርስቶስ ኚኣ ኬብርሃልካ እዩ” ዚብሃል።
65,067

65,068
am_tg
ስለዚህ ዚምትመላለሱት ጥበብ እንደጎደላ቞ው ሳይሆን እንደ ጥበበኛ ሰዎቜ መሆኑን ምንጊዜም በጥንቃቄ አስተውሉፀ
እምበኣር፡ ኹም ዓያሹ ዘይኰነስ፡ ኹም ለባማት ኹመይ ኹም እትመላለሱ ኣጞቢቕኩም ተጠንቀቑ፣
65,069

65,070
am_tg
ቀኖቹ ክፉዎቜ ስለሆኑ ጊዜያቜሁን በተሻለ መንገድ ተጠቀሙበት።
ቅንያቱ ኜፉእ ስለ ዝዀነ፡ ንግዜኹም ብዝበለጞ ተጠቐሙሉ።
65,071
tg_am
ቅንያቱ ኜፉእ ስለ ዝዀነ፡ ንግዜኹም ብዝበለጞ ተጠቐሙሉ።
ቀኖቹ ክፉዎቜ ስለሆኑ ጊዜያቜሁን በተሻለ መንገድ ተጠቀሙበት።
65,072
am_tg
ኹዚህ ዚተነሳ ዹይሖዋ ፈቃድ ምን እንደሆነ አስተውሉ እንጂ ዹማመዛዘን ቜሎታ ዚጎደላቜሁ አትሁኑ።
ስለዚ፡ ፍቓድ ዹሆዋ እንታይ ምዃኑ ብቐጻሊ ኣስተውዕሉ እምበር፡ ደጊም ዓያሹ ኣይትኹኑ።
65,073

65,074
am_tg
በተጚማሪም መሹን ለለቀቀ ሕይወት ስለሚዳርጋቜሁ በወይን ጠጅ አትስኚሩፀ ኹዚህ ይልቅ በመንፈስ መሞላታቜሁን ቀጥሉ።
ብዘይካዚ፡ ብመንፈስ ተመልኡ እምበር፡ ናብ ዝርጋን ስለ ዜብጜሕ፡ ብወይኒ ኣይትስኚሩ።
65,075

65,076
am_tg
በመዝሙርና በውዳሎ እንዲሁም በመንፈሳዊ ዝማሬ እርስ በርሳቜሁ ተነጋገሩፀ በልባቜሁም ለይሖዋ ዚምስጋና መዝሙር ዘምሩፀ
ብልብኹም ንዹሆዋ እናዘመርኩምሉን እናኣዜምኩምሉን፡ ብመዝሙርን ብውዳሰ ኣምላኜን ብመንፈሳዊ ዜማን ንሓድሕድኩም ተዛራሚቡ።
65,077

65,078
am_tg
በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም ስለ ሁሉም ነገር አምላካቜንን እና አባታቜንን ሁልጊዜ አመስግኑ።
ኵሉ ሳዕ ድማ ንኣምላኜናን ኣቊናን ስለ ዅሉ ነገር ብስም ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣመስግንዎ።
65,079

65,080
am_tg
ክርስቶስን በመፍራት አንዳቜሁ ለሌላው ተገዙ።
ንሓድሕድኩም ብፍርሃት ክርስቶስ ተገዛዝኡ።
65,081
tg_am
ንሓድሕድኩም ብፍርሃት ክርስቶስ ተገዛዝኡ።
ክርስቶስን በመፍራት አንዳቜሁ ለሌላው ተገዙ።
65,082
am_tg
ሚስቶቜ ለጌታ እንደሚገዙ ሁሉ ለባሎቻ቞ው ይገዙፀ
ኣንስቲ ንሰብኡተን ኹም ንጐይታ ገይሹን ይገዝኣኊም፣
65,083
tg_am
ኣንስቲ ንሰብኡተን ኹም ንጐይታ ገይሹን ይገዝኣኊም፣
ሚስቶቜ ለጌታ እንደሚገዙ ሁሉ ለባሎቻ቞ው ይገዙፀ
65,084
am_tg
ምክንያቱም ክርስቶስ አካሉ ለሆነውና አዳኙ ለሆነለት ጉባኀ ራስ እንደሆነ ሁሉ ባልም ዚሚስቱ ራስ ነው።
ስለምንታይሲ፡ ኚምቲ ክርስቶስ ርእሲ ጉባኀኡ ዝዀነ፡ ነዚ ሰብነቱ እዚ እውን ዘድሓኖ፡ ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቱ እዩ።
65,085

65,086
am_tg
ደግሞም ጉባኀው ለክርስቶስ እንደሚገዛ ሁሉ ሚስቶቜም በሁሉም ነገር ለባሎቻ቞ው ይገዙ።
ኚምቲ እታ ጉባኀ ንክርስቶስ እትግዝኊ፡ ኚምኡ ድማ ኣንስቲ ንሰብኡተን ብዅሉ ይገዝኣኊም።
65,087

65,088
am_tg
ባሎቜ ሆይ፣ ክርስቶስ ጉባኀውን እንደወደደና ራሱን ለጉባኀው አሳልፎ እንደሰጠ ሁሉ እናንተም ሚስቶቻቜሁን መውደዳቜሁን ቀጥሉፀ
ኣቱም ሰብኡት፡ ኚምቲ ክርስቶስ ነታ ጉባኀ ዘፍቀራን ርእሱ ምእንታኣ ኣሕሊፉ ዝሃበን፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ፣
65,089

65,090
am_tg
እሱ ይህን ያደሚገው ጉባኀውን በቃሉ አማካኝነት በውኃ አጥቊ በማንጻት ይቀድሰው ዘንድ ነውፀ
ንሱ በቲ ቓል ገይሩ ብማይ ብምሕጻብ ኣጜርዩ ምእንቲ ኪቕድሳ፡
65,091

65,092
am_tg
ይህም ጉባኀውን ጉድፍ ወይም ዚቆዳ መጚማደድ ወይም እንዲህ ያሉ ጉድለቶቜ ዚማይገኙበት ቅዱስና እንኚን ዚለሜ አድርጎ ውበቱን እንደጠበቀ ለራሱ ለማቅሚብ ነው።
ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ኾምዚ ዝኣመሰለ ዘይብላ፡ ቅድስትን ብዘይ ኣበርን ክብርቲ ጉባኀ ገይሩ ንርእሱ ምእንቲ ኬቕርባ እዩ ኞምኡ ዝገበሚ።
65,093

65,094
am_tg
በተመሳሳይም ባሎቜ ሚስቶቻ቞ውን እንደ ገዛ አካላ቞ው አድርገው ሊወዷ቞ው ይገባል። ሚስቱን ዚሚወድ ሰው ራሱን ይወዳልፀ
ሰብኡት እውን ኚምኡ፡ ንኣንስቶም ኹም ሰብነቶም ገይሮም ኬፍቅርወን ይግብኊም እዩ። እቲ ንሰበይቱ ዜፍቅር፡ ንርእሱ ዚፍቅር፣
65,095

65,096
am_tg
ዹገዛ አካሉን ዹሚጠላ ማንም ሰው ዚለምናፀ ኹዚህ ይልቅ ይመግበዋል እንዲሁም ይሳሳለታልፀ ክርስቶስም ለጉባኀው ያደሚገው እንደዚሁ ነውፀ
ኚመይሲ፡ ሰብ ንሰብነቱ ይምግቩን ይሕብሕቊን እምበር፡ ዚጞልኊስ ሓደ እኳ ዚልቊን፣ ክርስቶስ እውን ነታ ጉባኀኡ ኞምኡ እዩ ዚገብሚላ፣
65,097

65,098
am_tg
ምክንያቱም እኛ ዚእሱ አካል ክፍሎቜ ነን።
ምኜንያቱ፡ ኣካላት ሰብነቱ ኢና።
65,099
tg_am
ምኜንያቱ፡ ኣካላት ሰብነቱ ኢና።
ምክንያቱም እኛ ዚእሱ አካል ክፍሎቜ ነን።