Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,200
am_tg
ኹዚህ ሁሉ በተጹማáˆȘ ዚሚንበለበሉቔን ዹክፉውን ፍላጻዎቜ ሁሉ ማምኹን ዚምቔቜሉበቔን ቔልቅ ዚኄምነቔ ጋሻ áŠ áŠ•áˆ±áą
ኣቄ ርኄáˆČ ኄዚ ዅሉ፡ ነá‰Č ሃልሃል ዚቄል ááˆ‹áŒ»á‰łá‰” ኄá‰Č ኄኩይ áŠšá‰°áŒ„ááŠĄáˆ‰ ኄቔኜኄሉ ዓቄá‹Ș ዋልታ ኄምነቔ ኣልዕሉ፱
65,201
tg_am

65,202
am_tg
በተጹማáˆȘም ዹመዳንን ዚራሔ ቁር አዔርጉፀ ኄንá‹Čሁም ዚመንፈሔን ሰይፍ ይኾውም ዹአምላክን ቃል ያዙፀ
ናይ ዔሕነቔ ቍራዕ ርኄáˆČ ዔማ áŠŁáŠ„á‰”á‹‰áŁ ናይ መንፈሔ ሰይፊ፡ ማለቔ ቃል áŠŁáˆáˆ‹áŠœáĄ ኄውን ሓዙ፣
65,203

65,204
am_tg
ኹዚህም በተጹማáˆȘ በሁሉም ዓይነቔ ጞሎቔና ምልጃ በማንኛውም ጊዜ በመንፈሔ መጞለያቜሁን á‰€áŒ„áˆ‰áą ለዚህም áˆČባል ዘወቔር ንቁ ሁኑፀ ኄንá‹Čሁም ሔለ á‰…á‹±áˆłáŠ• ሁሉ ምልጃ አቅርቡ፱
ቄዅሉ ጞሎቔን ምህለላን ኹኣ ኔሉ ሳዕ ቄመንፈሔ áŒžáˆá‹©áą ነዚ ንምግባር ኹኣ፡ ምኄንá‰Č ዅሎም á‰…á‹±áˆłá‰” áŠ„áŠ“á‰°áˆ›áˆ…áˆˆáˆáŠ©áˆáĄ ወቔሩ ንቕሑ፱
65,205

65,206
am_tg
ዚምሄራá‰čን ቅዱሔ ሚሔጄር በዔፍሚቔ ለሌሎቜ ማሳወቅ ኄንዔቜል አፌን በምኚፍቔበቔ ጊዜ ዹምናገሹው ቃል ኄንá‹Čሰጠኝ ለኄኔም ጞልዩልኝፀ
ኣነ ኣፈይ ምሔ áŠšáˆá‰”áŠ©áĄ ነá‰Č ቕዱሔ áˆáˆ”áŒąáˆ­ ኄá‰Č ቄሔራቔ ኚፍልጄ ኹለáŠč ቄቔቄዓቔ ክዛሚቄ ቃል ምኄንá‰Č áŠșውሃበኒ፡ áˆáŠ„áŠ•á‰łá‹­ ኄውን áŒžáˆá‹©áą
65,207

65,208
am_tg
በሰንሰለቔ ዹታሰሹ አምባሳደር ሆኜ ኄያገለገልኩ ያለሁቔ ለዚሁ ምሄራቜ ነውፀ ሔለ ምሄራá‰č ዹሚገባኝን ያህል በዔፍሚቔ መናገር ኄንዔቜል áŒžáˆá‹©áˆáŠáą
ምኄንá‰Č ኄዚ ኾኣ ቄሰንሰለቔ áŠ„á‰°áŠŁáˆ°áˆ­áŠ© ኣምባሳደር ኰይነ ኄዓá‹Ș ኣለáŠč áŠ„áˆžáĄ ቄዛዕባእ ኾምá‰Č ኜዛሚቊ á‹šáŒá‰„áŠŁáŠ’ ዀይነ ኜተቄዕáˆČ áŒžáˆá‹©áˆˆá‹­áą
65,209

65,210
am_tg
ኄንግá‹Čህ ሔለ ኄኔ ኄንá‹Čሁም ኄያኚናወንኩ ሔላለሁቔ ነገር ኄናንተም áŠ„áŠ•á‹”á‰łá‹á‰ ዹተወደደ ወንዔማቜንና በጌታ ታማኝ አገልጋይ ዹሆነው á‰ČáŠȘቆሔ ሁሉንም ነገር á‹­áŠáŒáˆ«á‰œáŠ‹áˆáą
ሃለዋተይን ኄንታይ ኄገቄር ኹም ዘለáŠčን ምኄንá‰Č áŠœá‰”áˆáˆáŒĄ ኾኣ፡ ቔáŠȘቆሔ ኄá‰Č ፍቑር ሓውን á‰„áŒá‹­á‰ł ኄሙን ኣገልጋልን፡ ኔሉ ኌፍልጠኩም áŠ„á‹©áą
65,211

65,212
am_tg
በምን ዓይነቔ ሁኔታ ላይ áŠ„áŠ•á‹łáˆˆáŠ• áŠ„áŠ•á‹”á‰łá‹á‰áŠ“ áˆá‰Łá‰œáˆáŠ• ኄንá‹Čያጜናና ለዚሁ ዓላማ ሔል ወደ ኄናንተ áŠ„áˆáŠšá‹‹áˆˆáˆáą
ቄዛዕባና ምኄንá‰Č áŠœá‰”áˆáˆáŒĄáŠ• ንልቄáŠčም ምኄንá‰Č ኌጞናንዖን ኄዚ áŠ“á‰ŁáŠ»á‰”áŠ©áˆ ዝሰዔዶ ዘለáŠč፱
65,213

65,214
am_tg
áŠ á‰Łá‰łá‰œáŠ• ኹሆነው አምላክና ኹጌታ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ክርሔቶሔ ሰላምና ፍቅር ኚኄምነቔ ጋር ለወንዔሞቜ á‹­á‹”áˆšáˆ”áą
ሰላምን ፍቕርን ምሔ ኄምነቔ ካቄ ኣቩና áŠŁáˆáˆ‹áŠœáŠ• ካቄ ጐይታና ዚሱሔ ክርሔቶሔን áŠ•áŠŁáˆ•á‹‹á‰” ይáŠčን፱
65,215

65,216
am_tg
áˆˆáŒŒá‰łá‰œáŠ• áˆˆáŠąá‹šáˆ±áˆ” ክርሔቶሔ ዚማይኚሔም ፍቅር ካላ቞ው ሁሉ ጋር ዹአምላክ ጾጋ ይሁን፱
ምሔ ኔሎም ኄቶም ንጐይታና ዚሱሔ ክርሔቶሔ ቄዘይሓልፍ ዜፍቅርዎ ጾጋ ይáŠčን፱
65,217

65,218
am_tg
ዚክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ባáˆȘያዎቜ ኚሆኑቔ áŠšáŒłá‹áˆŽáˆ”áŠ“ áŠšáŒąáˆžá‰Žá‹Žáˆ”áŁ ሜማግሌዎቜንና á‹šáŒ‰á‰ŁáŠ€ áŠ áŒˆáˆáŒ‹á‹źá‰œáŠ• ጹምሼ በፊልጔሔዩሔ ለሚገኙ ኚክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ጋር አንዔነቔ ላላቾው á‰…á‹±áˆłáŠ• ሁሉ፩
ካቄቶም á‰Łáˆźá‰” ክርሔቶሔ ዚሱሔ ዝዀኑ áŒłá‹áˆŽáˆ”áŠ• áŒąáˆžá‰Žá‹Žáˆ”áŠ•áĄ ናቄ ኔሎም ኄቶም ኣቄ ፊልáŒČ ዘለዉ ምሔ ክርሔቶሔ ዚሱሔ ሓዔነቔ ዘለዎም á‰…á‹±áˆłá‰”áĄ ምሔ ኔሎም ሓለውቔን ኣገልገልá‰Č áŒ‰á‰ŁáŠ€áŠ•áŠ
65,219

65,220
am_tg
áŠ á‰Łá‰łá‰œáŠ• ኹሆነው አምላክና ኹጌታ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ክርሔቶሔ ጾጋና ሰላም ለኄናንተ ይሁን፱
ካቄ ኣቩና áŠŁáˆáˆ‹áŠœáŠ• ካቄ ጐይታና ዚሱሔ ክርሔቶሔን ጾጋን ሰላምን ይáŠčáŠáˆáŠ©áˆáą
65,221

65,222
am_tg
ኄናንተን á‰Łáˆ”á‰łá‹ˆáˆ”áŠ© ቁጄር ሁልጊዜ አምላኬን አመሰግናለሁፀ
ክዝክሚኩም ኹለáŠč፡ ኔሉ ሳዕ ንኣምላኾይ አመሔግኖ áŠ„á‹šáŁ
65,223

65,224
am_tg
ይህን ዹማደርገው ሔለ áŠ„á‹«áŠ•á‹łáŠ•á‹łá‰œáˆ ምልጃ á‰Łá‰€áˆšá‰„áŠ© ጊዜ ሁሉ ነው፱ ደግሞም ምንጊዜም ምልጃ ዹማቀርበው á‰ á‹°áˆ”á‰ł ነውፀ
ምኄንá‰Č ዅላቔኩም ክምህለል ኹለáŠč፡ ምህለላይ ቄሓጐሔ ኄዚ ዘቕርቩ፱
65,225

65,226
am_tg
ምክንያቱም ምሄራá‰čን ኚሰማቜሁበቔ ኹመጀመáˆȘያው ቀን አንሔቶ ኄሔኚዚህ ጊዜ ዔሚሔ ለምሄራá‰č አሔተዋጜኊ áˆ”á‰łá‹°áˆ­áŒ‰ á‰†á‹­á‰łá‰œáŠ‹áˆáą
áˆ”áˆˆáˆáŠ•á‰łá‹­áˆČ፡ ካቄታ ቐዳመይá‰Č መዓልá‰Č áŠœáˆłá‹• ሕጂ ነá‰Č ቄሔራቔ áŠŁá‰ áˆ­áŠ­á‰¶ ጌርኩም ኱áŠčም፱
65,227

65,228
am_tg
በኄናንተ መካኚል መልካም ሄራ ዹጀመሹው አምላክ፣ ሄራውን ኄሔኚ ክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ቀን ዔሚሔ ወደ ፍጻሜ áŠ„áŠ•á‹°áˆšá‹«áˆ˜áŒŁá‹ ኄርግጠኛ ነኝ፱
ኄá‰Č áŠŁá‰ŁáŠ»á‰”áŠ©áˆ ሰናይ ግቄáˆȘ ዝጀመሹ፡ ክሳዕ መዓልá‰Č ክርሔቶሔ ዚሱሔ ኹም ዚፍጜሞ áŠ„á‰°áŠŁáˆ›áˆ˜áŠ• áŠ„á‹šáą
65,229

65,230
am_tg
ሔለ ኄናንተ ሔለ ሁላቜሁ ኄንá‹Čህ ቄዏ ማሰቀ ቔክክል ነውፀ ምክንያቱም በኄሔራ቎ም ሆነ ለምሄራá‰č ሔሟገቔና በሕግ ዹጾና ኄንá‹Čሆን ለማዔሚግ ሔጄር ኚኄኔ ጋር ዹጾጋው á‰°áŠ«á‹á‹źá‰œ ዚሆናቜሁቔ ኄናንተ በልቀ ውሔጄ áŠ“á‰œáˆáą
áŠŁá‰±áˆ ተኣáˆČሚ ኾለáŠč ዀነ ነá‰Č ቄሔራቔ ክማጐተሉን ቄሕጊ ኜሔርቶን ኹለáŠč ኣቄá‰Č ጾጋ መኻፍልተይ á‹á‹€áŠ•áŠ©áˆáĄ ኣቄ ልበይ ሔለ ዘለáŠčም፡ ቄዛዕባ ዅላቔኩም ኄዚ ምሕሳበይ ቅኑዕ áŠ„á‹©áą
65,231

65,232
am_tg
ክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ባለው ዓይነቔ ጄልቅ ፍቅር ኄናንተ ሁላቜሁም በጣም ኄንደምቔናፍቁኝ አምላክ áˆáˆ„áŠ­áˆŹ ነው፱
ኹም ናይ ክርሔቶሔ ዚሱሔ ቄዝዓይነቱ ልባዊ ፍቕáˆȘ ንዅላቔኩም ኹመይ ገይሹ ኾም á‹áŠ“áá‰áŠ©áˆáĄ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ምሔክሚይ áŠ„á‹©áą
65,233

65,234
am_tg
ፍቅራቜሁ ኹአምላክ ፈቃዔ ቔክክለኛ ኄውቀቔና ጄልቅ ግንዛቀ ጋር ኹጊዜ ወደ ጊዜ ኄዚጚመሚ ኄንá‹Čሄዔ መጾለዬን ኄቀጄላለሁፀ
ፍቕርáŠčም ቄልክዕ ፍልጠቔን ቄምሉኄ ምሔቔውዓልን ገና ኄናበዝሐ áŠȘáŠžá‹­á‹”áĄ ኄዚ ኄጜሊ ኣለáŠč፣
65,235

65,236
am_tg
ደግሞም ይበልጄ አሔፈላጊ ዚሆኑቔን áŠáŒˆáˆźá‰œ áˆˆá‹­á‰łá‰œáˆ በማወቅ ኄሔኚ ክርሔቶሔ ቀን ዔሚሔ ኄንኚን á‹šáˆ›á‹­áŒˆáŠá‰Łá‰œáˆ ኄንዔቔሆኑና ሌሎቜን áŠ„áŠ•á‹łá‰łáˆ°áŠ“áŠ­áˆ‰
ኄንታ ዘይቄልኩምን ክሳዕ መዓልá‰Č ክርሔቶሔ ንኻልኄ ዘይቔዕንቅፉን ምኄንá‰Č áŠœá‰”áŠ°áŠ‘áĄ ኄá‰Č ዚሓይሜ áŠ­á‰”áˆáˆ­áˆáˆ©áĄ
65,237

65,238
am_tg
ኄንá‹Čሁም ለአምላክ ክቄርና ምሔጋና á‰ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ክርሔቶሔ በኩል ዚተቔሚፈሚፈ ዚጜዔቅ ፍሬ áŠ„áŠ•á‹”á‰łáˆáˆ© áŠ„áŒžáˆá‹«áˆˆáˆáą
ንኜቄርን ውዳሰን áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኹኣ በá‰Č ቄዚሱሔ ክርሔቶሔ ዚርኚቄ ፍሹ ጜዔቂ áŠœá‰”áˆáˆáŠĄ ኄዚ ኄዚ ዝገቄር ዘለáŠč፱
65,239

65,240
am_tg
ኄንግá‹Čህ á‹ˆáŠ•á‹”áˆžá‰œáŁ ኄኔ ያጋጠመኝ ሁኔታ ምሄራá‰č ይበልጄ ኄንá‹Čሔፋፋ አሔተዋጜኊ áŠ„áŠ•á‹łá‹°áˆšáŒˆ áŠ„áŠ•á‹”á‰łá‹á‰ áŠ„á‹ˆá‹łáˆˆáˆá€
ኣሕዋተዹ፡ ኄá‰Č ዝበጜሓኒ ነገር ንምሔፋሕ ኄá‰Č ቄሔራቔ ኰይኑ ኾም ዘሎ፡ áŠ­á‰”áˆáˆáŒĄ ኄደሊ ኣለáŠč፣
65,241

65,242
am_tg
á‹šá‰łáˆ°áˆ­áŠ©á‰” ዚክርሔቶሔ አገልጋይ በመሆኔ ዹተነሳ ኄንደሆነ በንጉሠ ነገሄቱ ዚክቄር ዘቄ ሁሉና በሌሎቜ ሰዎቜ ሁሉ ዘንዔ በይፋ ታውቋል፱
áˆ”áˆˆá‹šáĄ ኄá‰Č ምኄንá‰Č ክርሔቶሔ áŠ„á‰°áŠŁáˆ°áˆ­áŠ©áˆ‰ áˆ›áŠ„áˆ°áˆ­á‰°á‹­áĄ ኣቄ ኔሎም ኄቶም á‹˜á‰„á‹áŠ›á‰łá‰” ሃጾይን ኣቄ ኔሎም ካልኊቔን ተፈሊጡ ኣሎ፱
65,243

65,244
am_tg
ጌታን ዚሚያገለግሉ አቄዛኞá‰č ወንዔሞቜ በኄኔ መታሰር ምክንያቔ ዹልበ ሙሉነቔ ሔሜቔ áŠ á‹”áˆźá‰Łá‰žá‹ ዹአምላክን ቃል ያለፍርሃቔ ለመናገር ኚቀዔሞው ዹበለጠ ዔፍሚቔ áŠ„á‹«áˆłá‹© ነው፱
መቄዛሕቔኊም á‰„áŒá‹­á‰ł áŠŁáˆ•á‹‹á‰”áĄ ቄምኜንያቔ ማኄሰርተይ ኄምንቶ ኣሕá‹Čሼም፡ ኹይፈርሁ ቓል áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ንምዝራቄ á‰„á‹á‹«á‹ł ተቱዖም ኣለዉ፱
65,245

65,246
am_tg
áŠ„áˆ­áŒáŒ„áŁ áŠ áŠ•á‹łáŠ•á‹¶á‰œ ክርሔቶሔን ኄዚሰበኩ ያሉቔ በቅናቔና በፉክክር መንፈሔ ነውፀ ይሁንና ሌሎቜ ይህን ኄያደሚጉ ያሉቔ በጄሩ ዓላማ ነው፱
ገሊኩም ንክርሔቶሔ ቄቕንኄን á‰„á‰ŁáŠ„áˆ”áŠ•áĄ ገሊኩም ግና á‰„áŒœá‰Ąá‰• ፍቓዔ ይሰቄክዎ ኣለዉ፱
65,247

65,248
am_tg
áŠ„áŠá‹šáˆ…áŁ ኄኔ ለምሄራá‰č ለመሟገቔ ኄንደተሟምኩ ሔለሚያውቁ ሔለ ክርሔቶሔ ዚሚያውጁቔ ኹፍቅር á‰°áŠáˆłáˆ”á‰°á‹ ነውፀ
ኄዞም á‹łáˆ•áˆźá‰” ነá‰Č ቄሔራቔ ክማጐተሉ ኾም ኄተመደቄኩ ይፈልጡ áŠ„á‹źáˆ áŠ„áˆžáĄ ንክርሔቶሔ ቄፍቕáˆȘ ይሰቄክዎ ኣለዉ፣
65,249

65,250
am_tg
ኄነዚያ ግን በኄሔራ቎ ላይ ቜግር ሊፈጄሩቄኝ áˆ”áˆ‹áˆ°á‰Ą ይህን ዚሚያደርጉቔ በቅን ልቩና ሳይሆን በጄላቻ á‰°áŠáˆłáˆ”á‰°á‹ ነው፱
ኄቶም á‰€á‹łáˆžá‰” ግና ኣቄá‰Č ማኄሰርተይ ጾበባ áŠŒáˆáŒœáŠĄáˆˆá‹­ á‹­áˆ“áˆ”á‰Ą ኣለዉ áŠ„áˆžáĄ ቄቕንዕና á‹˜á‹­áŠ°áŠáˆ”áĄ ቄንግርምና ይሰቄክዎ ኣለዉ፱
65,251

65,252
am_tg
ታá‹Čያ ይህ ምን አሔኚተለ? በማሔመሰልም ሆነ á‰ áŠ„á‹áŠá‰”áŁ በሁሉም መንገዔ ክርሔቶሔ ኄንá‹Čሰበክ አሔቜሏልፀ በዚህ ደግሞ ደሔተኛ ነኝ፱ ወደፊቔም ቱሆን መደሰቮን ኄቀጄላለሁፀ
ኄዚኞ ኄንታይ áŠŁááˆ­á‹©á§ ኄንተ ቄምሔሉይነቔ ኄንተ á‰„áˆ“á‰‚áĄ ቄዝዀነ ዀይኑ ክርሔቶሔ ይሔበኜ ኣሎ፡ ኣነ ኾኣ በዚ ኄሕጐሔ áŠ„á‹šáĄ ክሕጐሔ ኄውን áŠ„á‹šáŁ
65,253

65,254
am_tg
ይህ በኄናንተ ምልጃ ኄንá‹Čሁም á‹šáŠąá‹šáˆ±áˆ” ክርሔቶሔ መንፈሔ በሚሰጠኝ ዔጋፍ መዳን ኄንደሚያሔገኝልኝ አውቃለሁና፱
ኹመይáˆČ፡ ኄዚ ነገር ኄዚ ቄምህለላáŠčምን ቄደገፍ መንፈሔ ዚሱሔ ክርሔቶሔን ንዔሕነተይ ኹም ዚኾውን ኄፈልጄ ኣለáŠč፱
65,255

65,256
am_tg
ይህም በጉጉቔ ኹምጠባበቀው ነገርና áŠšá‰°áˆ”á‹á‹Ź ጋር በሚሔማማ ሁኔታ በማንኛውም መንገዔ áŠ„áŠ•á‹łáˆ‹ááˆ­ ነውፀ ኹዚህ ይልቅ በነፃነቔ በመናገር በሕይወቔም ሆነ በሞቔ ኄንደ á‹ˆá‰”áˆźá‹ ሁሉ አሁንም ክርሔቶሔን በሰውነቮ አማካኝነቔ ኹፍ ኹፍ አደርገው ዘንዔ ነው፱
ቄገለ ኄኳ ምኄንá‰Č ኾይሓፍር፡ á‹šáŒá‹łáˆ” ኹም ኔሉ ሳዕ ሕጂ ኄውን ቄቔቄዓቔ á‰„áˆá‹áˆ«á‰„áĄ ኄንተ ቄህይወቔ ወይሔ á‰„áˆžá‰”áĄ ክርሔቶሔ ቄሰቄነተይ ምኄንá‰Č áŠȘáŠžá‰„áˆ­áĄ ሃሹርታይን ተሔፋይን áŠ„á‹©áą
65,257

65,258
am_tg
ኄኔ ቄኖር ዹምኖሹው ለክርሔቶሔ ነውናፀ ቄሞቔ ደግሞ áŠ„áŒ á‰€áˆ›áˆˆáˆáą
ንዓይáˆČ፡ ቄህይወቔ ምንባር ክርሔቶሔ áŠ„á‹©áĄ ሙማቔ ዔማ ሚቄሓ áŠ„á‹©áą
65,259

65,260
am_tg
በሄጋ መኖሬን ዚምቀጄል ኹሆነ በማኹናውነው ሄራ አማካኝነቔ ቄዙ ፍሬ ማፍራቔ ኄቜላለሁፀ ይሁንና ዚቔኛውን ኄንደምመርጄ አላሳውቅም፱
ቄሔጋ ኄንተ ነቱሹ ኾኣ፡ ኄዚ ፍሹ ዕዼይ áŠ„á‹©áŁ ግናኾ፡ ኣዹናይ ኹም ዝሓáˆȘ áŠŁá‹­áˆ˜ááˆˆáŒ„áŠ©áŠ•áą
65,261

65,262
am_tg
በኄነዚህ ሁለቔ áŠáŒˆáˆźá‰œ áŠ áŒŁá‰„á‰‚áŠ ውሔጄ ገቄቻለሁፀ ምኞቮ ነፃ መለቀቅና ኚክርሔቶሔ ጋር መሆን ነውናፀ áŠ„áˆ­áŒáŒĄáŠ• ለመናገር ይህ ኄጅግ ዚተሻለ ነው፱
በዘን ክልተ ኄዚአን áŠ„áŒ­áŠá‰•Â áŠŁáˆˆáŠč፣ ናጻ ምዃንን ምሔ ክርሔቶሔ ምዃንን ቔምኒቔ ኣሎኒ፣ ኄዝሔ ዝሓሾ áŠ„á‹©áą
65,263

65,264
am_tg
ይሁን ኄንጂ ለኄናንተ áˆČባል በሄጋ መኖሬ ይበልጄ አሔፈላጊ ነው፱
áˆáŠ„áŠ•á‰łáŠčም ግና፡ ቄሔጋ ምጜናሐይ á‰„á‹á‹«á‹ł ዚዔሊ áŠ„á‹©áą
65,265

65,266
am_tg
በመሆኑም በዚህ ጉዳይ ኄርግጠኛ ሔለሆንኩ ኄዔገቔ áŠ„áŠ•á‹”á‰łá‹°áˆ­áŒ‰áŠ“ በኄምነቔ á‹°áˆ”á‰ł áŠ„áŠ•á‹”á‰łáŒˆáŠ™ ሔል በሄጋ ኄንደምቆይና ኚሁላቜሁም ጋር መኖሬን ኄንደምቀጄል አውቃለሁፀ
በዚ ተኣማሚነ ኾኣ፡ ምኄንá‰Č ዕቀቔኩምን ሓጐሔ áŠ„áˆáŠá‰”áŠ©áˆáŠ•áĄ ምሔ ኔላቔኩም ኹም ዝጾንሕን ኹም ዝቕጜልን ኄፈልጄ áŠ„á‹šáŁ
65,267

65,268
am_tg
ይህም ዳግመኛ በኄናንተ መካኚል ሔገኝ በኄኔ ምክንያቔ ኚክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ጋር በተያያዘ á‹°áˆ”á‰łá‰œáˆ ይቔሚፈሚፍ ዘንዔ ነው፱
ኄዚ á‹”áˆ›áĄ ኹም ቄሓዔሜ áˆáˆłáŠ»á‰”áŠ©áˆ á‰„áˆáˆ…áˆ‹á‹ˆá‹­áĄ ቄክርሔቶሔ ዚሱሔ ዘሎኩም ፍሔሃ ምኄንá‰Č áŠșዓዝዝ áŠ„á‹©áą
65,269

65,270
am_tg
ቄቻ አኗኗራቜሁ ሔለ ክርሔቶሔ ኹሚገልጾው ምሄራቜ ጋር ዚሚሔማማ ይሁንፀ ይህም መጄቌ á‰Łá‹«á‰œáˆáˆ ሆነ ኚኄናንተ ቄርቅ አንዔ ላይ ሆናቜሁ በምሄራá‰č ላይ ያላቜሁን ኄምነቔ ጠቄቃቜሁ ለመኖር በአንዔ ነፍሔ በመጋደል በአንዔ መንፈሔ áŒžáŠ•á‰łá‰œáˆ መቆማቜሁን
መáŒșአ ዝርኄዚኩም ኄንተ ዀይነ ወይሔ ኣቄእ ኄንተ ዘዹለáŠč፡ ሔለ ኄምነቔ ኄá‰Č ቄሔራቔ ቄሓንá‰Č ነፍáˆČ á‰„áˆ“á‰Łáˆ­ áŠ„áŠ“áŒžá‹“áˆ­áŠ©áˆáĄ ቄሓደ መንፈሔ ጞኒዕኩም ኹም ዝቘምኩም ምኄንá‰Č áŠœáˆ°áˆá‹•áĄ ሓንቔሔ ነá‰Č ቄሔራቔ ክርሔቶሔ ኹም ኄቔበቕዑ ዄንኩም áŠ•á‰ áˆ©áŁ
65,271

65,272
am_tg
ኄንá‹Čሁም በምንም መንገዔ በጠላቶቻቜሁ አለመሞበራቜሁን ኄሰማና አውቅ ዘንዔ ነው፱ ይህ ነገር ኄነሱ ኄንደሚጠፉ ኄናንተ ግን ኄንደምቔዔኑ á‹šáˆšá‹«áˆłá‹­ ማሔሚጃ ነውፀ ይህም ኹአምላክ ዹተሰጠ ነው፱
ቄተጻሚርቔáŠčም ቄገለ ኄኳ ኾም ዘይቔፈርሁ áŠ„á‹áŠ•áĄ ክሰምዕ ኄደሊ áŠ„á‹šáą ኄዚ áŠ•á‹“á‰łá‰¶áˆ áŠ•áŒ„ááŠŁá‰”áĄ ንዓኻቔኩም ግና ንዔሕነቔ ዚኾውን መርቔዖ áŠ„á‹©áŁ ኄዚ ኄውን ካቄ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ áŠ„á‹©áą
65,273

65,274
am_tg
ኄናንተ በክርሔቶሔ áŠ„áŠ•á‹”á‰łáˆáŠ‘ ቄቻ ሳይሆን ለኄሱ ሔቔሉ መኚራ ኄንዔቔቀበሉም መቄቔ á‰°áˆ°áŒ„á‰·á‰œáŠ‹áˆáą
ምኄንá‰Č ክርሔቶሔ ሓለፋ áŠ„á‰°á‹‹áˆ…á‰ áˆ”áĄ ንዓኻቔኩም áŠ„á‹©áŁ ኄዚ ዔማ áˆáŠ„áŠ•á‰łáŠĄ መኚራ áŠœá‰”áŒžáŒá‰Ą ኄውን áŠ„áˆá‰ áˆ­áĄ ቄኄእ áŠœá‰”áŠŁáˆáŠ‘ ጄራይ ኣይኰነን፱
65,275

65,276
am_tg
ኄኔ ሔጋፈጄ ያያቜሁቔንና አሁንም ኄዚተጋፈጄኩቔ áŠ„áŠ•á‹łáˆˆáˆ ዚሰማቜሁቔን ያንኑ ቔግል ኄናንተም áŠ„á‹šá‰°áŒ‹áˆáŒŁá‰œáˆ ነውና፱
ኹመይáˆČ፡ ኹምá‰Č ኣባይ ዝሹኣáŠčምዎ፡ ሕጂ ኄውን ኣባይ ኹም ዘሎ ኄቔሰምዕዎ ዘለáŠčም ዓይነቔ ገዔሊ áŠŁáˆŽáŠ©áˆáą
65,277

65,278
am_tg
በመጚሚሻም á‹ˆáŠ•á‹”áˆžá‰ŒáŁ ምንጊዜም በጌታ ደሔ á‹­á‰ áˆ‹á‰œáˆáą ያንኑ ነገር ደግሜ ቄጜፍላቜሁ ኄኔን áŠ á‹­á‰łáŠ­á‰°áŠáˆá€ ይህ ደግሞ ለኄናንተ ጠቃሚ ነው፱
á‰„á‹á‰°áˆšáˆáˆ”áĄ ኣሕዋተዹ፡ á‰„áŒá‹­á‰ł á‰°áˆ“áŒáˆ±áą ኄዚ መሊሰ ምጜሓፈይ ንዓይ ዜሾግሹኒ ኣይኰነን፡ ንዓኻቔኩም ኹኣ ንዔሕንነቔኩም áŠ„á‹©áą
65,279

65,280
am_tg
ኚውሟቜ ተጠንቀቁፀ ጎጂ ነገር ኚሚያደርጉ ሰዎቜ ተጠንቀቁፀ ሄጋን ኹሚቆርጡ ሰዎቜ ተጠንቀቁ፱
ካቄ áŠŁáŠœáˆ‹á‰Łá‰” ተጠንቀቑ፡ ካቄ ሃሰይá‰Č ተጠንቀቑ፡ ሔጋ ኻቄ ዚቘርáŒč ተጠንቀቑ፱
65,281

65,282
am_tg
ኄውነተኛውን ግርዘቔ ዹተገሹዝነው ኄኛ ነንናፀ ኄኛ በአምላክ áˆ˜áŠ•áˆáˆ”áŁ ቅዱሔ አገልግሎቔ áŠ„áŠ“á‰€áˆ­á‰ŁáˆˆáŠ•á€ በክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ኄንኩራራለንፀ ደግሞም በሄጋ አንመካምፀ
ንሕና ቄመንፈሔ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ኄነገልግልን ቄክርሔቶሔ ዚሱሔ ኄንምካሕን ቄሔጋ ዘይንተኣማመንን፡ ቄናይ ሓቂ ግዝሚቔ ኄተገዘርና ኱ና፱
65,283

65,284
am_tg
ይሁንና በሄጋ ዚምመካበቔ ነገር አለኝ ዹሚል ማንም ቱኖር ያ ሰው ኄኔ ነኝ፱ በሄጋ ዚሚመካበቔ ነገር áŠ„áŠ•á‹łáˆˆá‹ አዔርጎ ዚሚያሔቄ ሌላ ማንም ሰው ቱኖር ኄኔ áŠ„á‰ áˆáŒŁáˆˆáˆáŠ
ቄሔጋ መተኣማመኒ ዘለዎ áŠ„áŠ•á‰°áˆŽáĄ ኣነ ኄውን ኣሎኒ፱ ቄሔጋ መተኣማመኒ ዘለዎ ዚመሔሎ áŠ„áŠ•á‰°áˆŽáĄ ኣነ á‹á‹«á‹ł ኣሎኒ፩
65,285

65,286
am_tg
በሔምንተኛው ቀን ዚተገሚዝኩና ኚኄሔራኀል á‰„áˆ”áˆ­áŁ áŠšá‰ąáŠ•á‹«áˆ ነገዔ ዹተገኘሁ ሔሆን ኚዕቄራውያን ዚተወለዔኩ ዕቄራዊ ነኝፀ ሔለ ሕግ ኹተነሳ ፈáˆȘሳዊ ነበርኩፀ
ኣቄ ሻምነይá‰Č መዓልá‰Č áŠ„á‰°áŒˆá‹˜áˆ­áŠ©áĄ ካቄ ህዝቱ áŠ„áˆ”áˆ«áŠ€áˆáĄ ካቄ ነገዔ á‰„áŠ•á‹«áˆáĄ ኄቄራዊ ኻቄ áŠ„á‰„áˆ«á‹á‹«áŠ•áĄ ንሕጊ ቄዚምልኚቔ ፈáˆȘሳዊ áŠ„á‹šáŁ
65,287

65,288
am_tg
ሔለ ቅንዓቔ ኹተነሳ á‰ áŒ‰á‰ŁáŠ€á‹ ላይ ሔደቔ አደርሔ ነበርፀ ሕጉን በመታዘዝ ሔለሚገኘው ጜዔቅ ኹተነሳ ደግሞ ኄንኚን ዚማይገኝቄኝ መሆኔን áŠ áˆ”áˆ˜áˆ„áŠ­áˆŹáŠ áˆˆáˆáą
ንቕንኣቔ ቄዚምልኚቔ áŠ•áŒ‰á‰ŁáŠ€ á‹áˆ°áŒáŒ•áŠ©áĄ ቄሕጊ ንዚርኚቄ ጜዔቂ ቄዚምልኚቔ መንቅቄ ዘይቄለይ áŠ„á‹šáą
65,289

65,290
am_tg
ሆኖም ለኄኔ ቔርፍ ዹነበሹውን ነገር ሁሉ ለክርሔቶሔ ሔል ኄንደ áŠȘሳራ á‰†áŒ„áˆŹá‹‹áˆˆáˆáą
ኄዚ ንዓይ ሚቄሓ ዝነበሹ ግና፡ ሔለ ክርሔቶሔ ኱ለ ኾም áŠ­áˆłáˆ« ቘáŒșሹዼ áŠ„á‹šáą
65,291

65,292
am_tg
ኹዚህም በላይ ሔለ ጌታዬ ሔለ ክርሔቶሔ áŠąá‹šáˆ±áˆ” ኹሚገልጾው ዹላቀ ዋጋ ያለው ኄውቀቔ አንጻር ሁሉንም ነገር ኄንደ áŠȘሳራ áŠ„á‰†áŒ„áˆšá‹‹áˆˆáˆáą ለኄሱ ሔል ሁሉንም ነገር አጄቻለሁፀ á‹«áŒŁáˆá‰”áŠ•áˆ ነገር ሁሉ ኄንደ ጉዔፍ ኄቆጄሚዋለሁፀ ይህም ክርሔቶሔን አገኝ ዘንዔ ነው፱
ኣቄ ልዕሊኡ áŠ„á‹áŠ•áĄ ሔለá‰Č ቄሉጜ ፍልጠቔ ክርሔቶሔ ዚሱሔ ጐይታይ ኱ለ፡ ኔሉ ኾም áŠ­áˆłáˆ« ቘáŒșሹዼ áŠ„á‹šáą áˆ”áˆŠáŠĄ ዅሉ ኾáˆČሚ áŠ„á‹šáĄ ኹም ጐሓፍ ዔማ ቈáŒșሹዼ áŠ„á‹šáŁ ኄዚ ዝገበርኩ ኾኣ፡ ንክርሔቶሔ ምኄንá‰Č áŠœáˆšá‰„áˆ•áĄ
65,293

65,294
am_tg
ኄንá‹Čሁም ሕግ በመጠበቅ á‰ŁáŒˆáŠ˜áˆá‰” በራሎ ጜዔቅ ሳይሆን በክርሔቶሔ በማመን በሚገኘው ጜዔቅ ይኾውም በኄምነቔ ላይ በተመሠሹተው ኹአምላክ በሚገኘው ጜዔቅ ኚክርሔቶሔ ጋር አንዔ ለመሆን ነው፱
ሳላ ኄá‰Č ሕጊ ቄምሔዓቄ ዚህልወኒ ናይ ርኄሰይ ጜዔቂ á‹˜á‹­áŠ°áŠáˆ”áĄ ሳላ ኄá‰Č ቄክርሔቶሔ ቄምኄማን ዚርኚቄ áŒœá‹”á‰‚áĄâ€”áŠŁá‰„ ኄምነቔ ኄተመሔሚተ ኻቄ áŠŁáˆáˆ‹áŠœ ዚርኚቄ áŒœá‹”á‰‚áĄâ€”áˆáˆ”áŠĄ ሓዔነቔ ዘሎኒ ዀይነ ኄውን ምኄንá‰Č ኜርኚቄ áŠ„á‹šáą
65,295

65,296
am_tg
ፍላጎቮ ኄሱንና á‹šá‰”áŠ•áˆŁáŠ€á‹áŠ• ኃይል ማወቅ ኄንá‹Čሁም ኄሱ ለሞተው ዓይነቔ ሞቔ ራሎን አሳልፌ በመሔጠቔ ዚሄቃዩ ተካፋይ መሆን ነውፀ
ሞቶይ ንዕኡን ንሓይሊ á‰”áŠ•áˆłáŠ€áŠĄáŠ• áˆááˆ‹áŒ„áĄ ንኾም ናቱ ዝኣመሰለ ሞቔ ርኄሰይ áŠ„áŠ“áŠŁáŒá‹›áŠ„áŠ© ዔማ ኣቄ áˆ˜áŠšáˆ«áŠĄ ምክፋል áŠ„á‹©áŁ
65,297

65,298
am_tg
ደግሞም በተቻለ መጠን መጀመáˆȘያ ላይ á‰”áŠ•áˆŁáŠ€ ኚሚያገኙቔ መካኚል መሆን ነው፱
ቄገለ ኄውን ናቄá‰Č ዝቐደመ á‰”áŠ•áˆłáŠ€ áˆá‹‰á‰łá‰” ኄንተ á‰ áŒ»áˆ•áŠ©Â áŠ„á‹©áą
65,299