Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,300
am_tg
አሁን ሜልማቱን አግኝቻለሁ ወይም አሁን ወደ ፍጜምና ደርሻለሁ ማለት አይደለምፀ ነገር ግን ክርስቶስ ኢዚሱስ እኔን ዚመሚጠበትን ያን ነገር ዚራሎ ማድሚግ እቜል እንደሆነ ለማዚት ጥሚት እያደሚግኩ ነው።
ነቲ ብክርስቶስ ዚሱስ እተሓሚኹሉ እንተ ሚኞብክዎ ኢለ እግስግስ ኣለኹ እምበር፡ ድሮ ኣይሚኞብክዎን፡ ወይስ ድሮ ፍጹም ኣይኰንኩን።
65,301
tg_am

65,302
am_tg
ወንድሞቜ፣ እኔ እንዳገኘሁት አድርጌ አላስብምፀ ነገር ግን ስለ አንድ ነገር እርግጠኛ ነኝ፩ ኚኋላዬ ያሉትን ነገሮቜ እዚሚሳሁ ኹፊቮ ወዳሉት ነገሮቜ እንጠራራለሁፀ
ኣሕዋተዚ፡ ኹም ዝሚኞብክዎ ገይሹ ንርእሰይ ገና ኣይቈጜራን እዚ፣ ሓደ ነገር ግና፡ ነቲ ብድሕሚይ ዘሎ እናሚሳዕኩ፡ ናብቲ ብቕድመይ ዘሎ ድማ እናተመጣጠርኩ፡
65,303

65,304
am_tg
አምላክ በክርስቶስ ኢዚሱስ በኩል ዹሚሰጠውን ዚሰማያዊውን ሕይወት ሜልማት አገኝ ዘንድ ግቡ ላይ ለመድሚስ እዚተጣጣርኩ ነው።
ናብቲ ሞቶ ኣቢለ፡ ናብቲ ብክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ሜልማት ናይ ላዕሊ ጜውዓ ኣምላኜ እግስግስ ኣለኹ።
65,305

65,306
am_tg
እንግዲህ ጎልማሳ ዹሆንነው እኛ ይህ አስተሳሰብ ይኑሚንፀ በማንኛውም ሚገድ ኹዚህ ዹተለዹ ሐሳብ ቢኖራቜሁ አምላክ ትክክለኛውን አስተሳሰብ ይገልጥላቜኋል።
እምበኣር፡ እቶም ብሱላት ዘበልና፡ እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ይሃልወና፣ ብገለ ሓሳብኩም ንበይኑ እንተ ዀይኑ ድማ፡ ኣምላኜ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣሚኣእያ ኺገልጞልኩም እዩ።
65,307

65,308
am_tg
ያም ሆነ ይህ ምንም ያህል እድገት ያደሚግን ብንሆን በዚሁ መንገድ በአግባቡ ወደፊት መጓዛቜንን እንቀጥል።
ዝዀነ ዀይኑ፡ በቲ በጺሕናዮ ዘለና መጠን፡ ብሓደ መገዲ ብስርዓት ንመላለስ።
65,309

65,310
am_tg
ወንድሞቜ፣ ሁላቜሁም ዚእኔን ምሳሌ ተኚተሉፀ እንዲሁም እኛ ኚተውንላቜሁ ምሳሌ ጋር በሚስማማ መንገድ ዚሚመላለሱትን ሁሉ ልብ ብላቜሁ ተመልኚቱ።
ኣሕዋተዚ፡ ብሓባር ንዓይ ምሰሉ፡ ናብቶም ንሕና ምስ ዝሓደግናልኩም ኣርኣያ ተሰማሚዖም ዚመላለሱ ጠምቱ።
65,311

65,312
am_tg
ዚክርስቶስ ዚመኚራ እንጚት ጠላቶቜ ሆነው ዚሚመላለሱ ብዙዎቜ አሉናፀ ኹዚህ በፊት ደጋግሜ እጠቅሳ቞ው ነበርፀ ሆኖም አሁን በእንባ ጭምር እጠቅሳ቞ዋለሁ።
ኚመይሲ፡ ብዙሕ ሳዕ ዝጠቕሶም ዝነበርኩ፡ ሕጂ እውን እናበኞኹ ዝጠቕሶም፡ ብዙሓት ጞላእቲ ጕንዲ ስቅያት ክርስቶስ ኰይኖም ይመላለሱ ኣለዉ።
65,313

65,314
am_tg
መጚሚሻ቞ው ጥፋት ነውፀ ሆዳ቞ው አምላካ቞ው ነውፀ ሊያፍሩበት በሚገባው ነገር ይኩራራሉፀ አእምሯ቞ው ደግሞ ያተኮሚው በምድራዊ ነገሮቜ ላይ ነው።
መወዳእታኊም ጥፍኣት እዩ፣ ኣምላኟም ኚብዶም እዩ፣ ክብሮም ኣብ ዜሕፍር ተግባሮም እዩ፣ ሓሳቊም ኚኣ ናይ ምድሪ እዩ።
65,315

65,316
am_tg
እኛ ግን ዹሰማይ ዜጎቜ ነንፀ ኚዚያ ዚሚመጣውንም አዳኝ ይኾውም ጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስን በጉጉት እንጠባበቃለንፀ
ንሕና ግና ዜጋታት ሰማይ ኢና፣ ካብኣ ድማ መድሓኒ፡ ንሱ ኞኣ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ፡ ተሃንጢና ንጜበ ኣለና።
65,317

65,318
am_tg
እሱም ክብር ዹተላበሰውን አካሉን እንዲመስል፣ ታላቅ ኃይሉን ተጠቅሞ ደካማውን አካላቜንን ይለውጠዋልፀ እንዲሁም ሁሉንም ነገር ለራሱ ያስገዛል።
ንሱ በቲ ንዅሉ ዚገዝኣሉ ዓብዪ ሓይሉ ገይሩ ነዚ እተዋሚደ ሰብነትና ለዊጡ፡ ነቲ ኜቡር ሰብነቱ ኌምስሎ እዩ።
65,319

65,320
am_tg
እንግዲህ ኚክርስቶስ ጋር ባላቜሁ አንድነት በመካኚላቜሁ ማንኛውም ዓይነት ማበሚታቻ፣ ማንኛውም ዓይነት ፍቅራዊ ማጜናኛ፣ ማንኛውም ዓይነት መንፈሳዊ ኅብሚት፣ ማንኛውም ዓይነት ጥልቅ ፍቅርና ርኅራኄ ካለ፣
እምበኣር፡ ብክርስቶስ ገለ መተባብዒ፡ ወይስ ገለ መጾናንዒ ፍቕሪ፡ ወይስ ገለ መንፈሳዊ ሕብሚት፡ ወይስ ገለ ልባዊ ፍቕርን ርሕራሐን እንተሎ፡
65,321

65,322
am_tg
ፍጹም አንድነት ኖሯቜሁና አንድ ዓይነት አስተሳሰብ ይዛቜሁ በአንድ ሐሳብና በአንድ ፍቅር በመኖር ደስታዬን ዹተሟላ አድርጉልኝ።
ብሓንቲ ሓሳብ ብምዃንኩም፡ ብሓንቲ ፍቕሪ ብምህላውኩም፡ ምሉእ ብምሉእ ሓድነት ኣልዩኩም፡ ሓደ ሓሳብ ብምሕሳብኩም፡ ሓጐሰይ ምሉእ ግበርዎ።
65,323

65,324
am_tg
ሌሎቜ ኚእናንተ እንደሚበልጡ በትሕትና አስቡ እንጂ በጠበኝነት መንፈስ ወይም በትምክህተኝነት ምንም ነገር አታድርጉፀ
ካብ ንግርምና ተላዒልኩም ወይ ንርእሰ ውዳሰ ኢልኩም ሓንቲ እኳ ኣይትግበሩ፣ ብትሕትና ግና ንኻልኊት ካብ ርእስኹም ኣብሊጜኩም ርኣዩ።
65,325

65,326
am_tg
ስለ ራሳቜሁ ፍላጎት ብቻ ኚማሰብ ይልቅ እያንዳንዳቜሁ ለሌሎቜ ሰዎቜ ፍላጎትም ትኩሚት ስጡ።
ንጥቕሚ ኻልኊት እውን እምበር፡ ንጥቕሚ ርእስኹም ጥራይ ኣይትጠምቱ።
65,327

65,328
am_tg
ክርስቶስ ኢዚሱስ ዹነበሹው ይህ አስተሳሰብ በእናንተም ዘንድ ይኑርፀ
እቲ ኣብ ክርስቶስ ዚሱስ ዝነበሹ ኣተሓሳስባ፡ ኣባኻትኩም እውን ይሃሉ።
65,329

65,330
am_tg
እሱ በአምላክ መልክ ይኖር ዹነበሹ ቢሆንም ዚሥልጣን ቊታን ለመቀማት ማለትም ኹአምላክ ጋር እኩል ለመሆን አላሰበም።
ንሱ ብመልክዕ ኣምላኜ ክነሱ፡ ማዕሹ ኣምላኜ ኪኞውን ኢሉ ኺምንዝዕ ኣይሓሰበን።
65,331

65,332
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ራሱን ባዶ በማድሚግ ዚባሪያን መልክ ያዘፀ ደግሞም ሰው ሆነ።
ዚግዳስ፡ ገዛእ ርእሱ ባዶ ገይሩ፡ መልክዕ ባርያ ወሲዱ፡ ሰብ እውን ኰይኑ እዩ።
65,333

65,334
am_tg
ኹዚህም በላይ ሰው ሆኖ በመጣ ጊዜ ራሱን ዝቅ በማድሚግ እስኚ ሞት ድሚስ ያውም በመኚራ እንጚት ላይ እስኚ መሞት ድሚስ ታዛዥ ሆኗል።
ኹም ሰብ ኰይኑ ምስ መጾ ድማ፡ ርእሱ ኣትሒቱ እዩ፣ ክሳዕ ሞት፡ አሹ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ክሳዕ ሙማት እኳ ተኣዚዙ እዩ።
65,335

65,336
am_tg
በዚህም ምክንያት አምላክ ዹላቀ ቊታ በመስጠት ኹፍ ኹፍ አደሚገውፀ እንዲሁም ኹሌላ ኹማንኛውም ስም በላይ ዹሆነ ስም በደግነት ሰጠውፀ
ስለዚ፡ ኣምላኜ ናብ ዝለዓለ ቊታ ልዕል ኣቢልዎ፡ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስም እውን ብለውሃት ሂብዎ።
65,337

65,338
am_tg
ይህም በሰማይና በምድር እንዲሁም ኚምድር በታቜ ያሉ ሁሉ በኢዚሱስ ስም ይንበሚኚኩ ዘንድ ነውፀ
ኚምኡ ዝገበሚ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም ዚሱስ ምእንቲ ኺምብርኚኜ፡
65,339

65,340
am_tg
ምላስም ሁሉ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጌታ እንደሆነ በመመሥኚር አባት ለሆነው አምላክ ክብር ያመጣ ዘንድ ነው።
ኵሉ ልሳን እውን ንኜብሪ ኣቊና ኣምላኜ ኢሉ ዚሱስ ክርስቶስ ጐይታ ምዃኑ ምእንቲ ኺእመን እዩ።
65,341

65,342
am_tg
ስለዚህ ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቌ፣ እኔ አብሬያቜሁ ስሆን ብቻ ሳይሆን ይልቁንም አሁን አብሬያቜሁ በሌለሁበት ወቅት ሁልጊዜ ታዛዥ እንደሆናቜሁ ሁሉ በፍርሃትና በመንቀጥቀጥ ዚራሳቜሁን መዳን ኚፍጻሜ ለማድሚስ ተግታቜሁ ሥሩ።
ስለዚ፡ ፍቑራተዚ፡ ኚምቲ ምሳኻትኩም ኚለኹ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ሕጂ ምሳኻትኩም ኚዚለኹ እውን ብዝያዳ ዅሉ ሳዕ እተኣዘዝኩም፡ ብፍርሃትን ብምንቅጥቃጥን ድሕነትኩም ፈጜሙ።
65,343

65,344
am_tg
እሱ ደስ ለሚሰኝበት ነገር ፍላጎት እንዲያድርባቜሁም ሆነ ለተግባር እንድትነሳሱ በማድሚግ ኃይል ዚሚሰጣቜሁ አምላክ ነውና።
እቲ ምእንቲ ፍታዉ ኢሉ ንዓኻትኩም ድሌትን ንምግባር ዓቕምን ብምሃብ ዜበርትዓኩምሲ ኣምላኜ እዩ።
65,345

65,346
am_tg
ምንጊዜም ማንኛውንም ነገር ሳታጉሚመርሙና ሳትኚራኚሩ አድርጉፀ
ንዅሉ ብዘይ ምጕርምራምን ብዘይ ክርክርን ግበርዎ።
65,347
tg_am
ንዅሉ ብዘይ ምጕርምራምን ብዘይ ክርክርን ግበርዎ።
ምንጊዜም ማንኛውንም ነገር ሳታጉሚመርሙና ሳትኚራኚሩ አድርጉፀ
65,348
am_tg
ይህም በጠማማና በወልጋዳ ትውልድ መካኚል እንኚንና እድፍ ዚሌለባቜሁ ንጹሐን ዹአምላክ ልጆቜ እንድትሆኑ ነው። በዚህ ዓለም ውስጥ እንደ ብርሃን አብሪዎቜ ታበራላቜሁፀ
ኚምኡ እትገብሩ ኞኣ፡ ኣብ ማእኚል እዚ ቔናንን ጠዋይን ወለዶ እዚ፡ መንቅብ ዘይብሎምን ገርህታትን ኣበር ዘይብሎም ውሉዳት ኣምላኜ ኎ንኩም፡ ኹም ብርሃናት ኣብ ዓለም እትበርሁ ምእንቲ ኜትኰኑ፡
65,349

65,350
am_tg
ይህን ዚምታደርጉትም ዚሕይወትን ቃል አጥብቃቜሁ በመያዝ ነው። ያን ጊዜ ሩጫዬም ሆነ ድካሜ ኚንቱ ሆኖ እንዳልቀሚ ስለምገነዘብ በክርስቶስ ቀን ሐሎት ዚማደርግበት ነገር ይኖሚኛል።
ነቲ ቓል ህይወት እውን ኣጜኒዕኩም ምእንቲ ኜትሕዝዎ እዩ። ሜዑ፡ በታ መዓልቲ ክርስቶስ ንኞንቱ ኾም ዘይጐዚኹ ወይስ ንኞንቱ ኾም ዘይጞዓርኩ ፈሊጠ መሐጐሲ ኜሚክብ እዚ።
65,351

65,352
am_tg
ይሁንና በእምነት ተነሳስታቜሁ በምታቀርቡት መሥዋዕትና ቅዱስ አገልግሎት ላይ እንደ መጠጥ መባ ብፈስ እንኳ ደስ ይለኛልፀ እንዲሁም ኚሁላቜሁም ጋር ሐሎት አደርጋለሁ።
ግናኞ፡ ኣብቲ ብእምነትኩም ተደሪኜኩም እትገብርዎ መስዋእትን ቅዱስ ኣገልግሎትን ኹም መስዋእቲ መስተ እፈስስ እኳ እንተ ኣለኹ፡ ባህ ይብለንን ምስ ኵላትኩም እሕጐስን እዚ።
65,353

65,354
am_tg
እናንተም ልክ እንደዚሁ ተደሰቱፀ ኚእኔም ጋር ሐሎት አድርጉ።
ንስኻትኩም ድማ ኚምኡ ባህ ይበልኩምን ምሳይ ተሓጐሱን።
65,355
tg_am
ንስኻትኩም ድማ ኚምኡ ባህ ይበልኩምን ምሳይ ተሓጐሱን።
እናንተም ልክ እንደዚሁ ተደሰቱፀ ኚእኔም ጋር ሐሎት አድርጉ።
65,356
am_tg
ስለ እናንተ በምሰማበት ጊዜ እንድበሚታታ፣ ጌታ ኢዚሱስ ቢፈቅድ ጢሞ቎ዎስን በቅርቡ ወደ እናንተ እንደምልኚው ተስፋ አደርጋለሁ።
ብዛዕባኹም ሰሚዐ ምእንቲ ኜተባባዕ ኚኣ፡ ንጢሞ቎ዎስ ቀልጢፈ ኜልእኚልኩም ብጐይታና ዚሱስ ተስፋ ገይሹ ኣለኹ።
65,357

65,358
am_tg
ስለ እናንተ ጉዳይ ኚልብ ዹሚጹነቅ እንደ እሱ ያለ በጎ አመለካኚት ያለው ሌላ ማንም ዚለኝምና።
ብዛዕባኹም ናይ ሓቂ ዚሓልስ፡ ካልእ ኚምኡ ዚብለይን።
65,359

65,360
am_tg
ሌሎቹ ሁሉ ዚኢዚሱስ ክርስቶስን ሳይሆን ዚራሳ቞ውን ፍላጎት ለማሟላት ይሯሯጣሉ።
ኵላቶምሲ ናይ ርእሶም ጥቕሚ እዮም ዚደልዩ እምበር፡ ናይ ዚሱስ ክርስቶስ ኣይኰነን።
65,361

65,362
am_tg
እሱ ግን ኚአባቱ ጋር እንደሚሠራ ልጅ ምሥራቹን በማስፋፋቱ ሥራ ኚእኔ ጋር እንደ ባሪያ በማገልገል ማንነቱን እንዎት እንዳስመሠኚሚ ታውቃላቜሁ።
ግናኞ፡ ኚምቲ ውሉድ ንኣቊኡ ዚዀኖ ዀይኑ፡ ነቲ ብስራት ብምግልጋል፡ ብዛዕባ ርእሱ ዘቕሹቩ መርትዖ ትፈልጡ ኢኹም።
65,363

65,364
am_tg
በመሆኑም ዚእኔ ጉዳይ ምን ላይ እንደደሚሰ ሳውቅ ወዲያውኑ ወደ እናንተ ልልኹው ያሰብኩት እሱን ነው።
እምበኣር፡ ኵነታተይ ምስ ሚኣኹ፡ ቀልጢፈ ንዕኡ ኜልእኚልኩም ተስፋ እገብር ኣለኹ።
65,365

65,366
am_tg
እንዲያውም ዚጌታ ፈቃድ ኹሆነ እኔ ራሎም በቅርቡ እንደምመጣ እርግጠኛ ነኝ።
ኣነ ባዕለይ እውን ቀልጢፈ ኾም ዝመጜእ፡ ብጐይታ እተኣማመን እዚ።
65,367

65,368
am_tg
ለአሁኑ ግን በሚያስፈልገኝ ሁሉ በግል እንዲያገለግለኝ ዚላካቜሁትን ወንድሜን፣ ዚሥራ ባልደሚባዬንና አብሮኝ ወታደር ዹሆነውን አፍሮዲጡን ወደ እናንተ መላኩን አስፈላጊ ሆኖ አግኝቌዋለሁፀ
ንሕጂ ግና ነቲ ሓወይን መዓይይተይን ብጻዚይ ወተሃደርን ዝዀነ፡ ብዜድልዚኒ ዘበለ ኌገልግለኒ ኞኣ ዝለኣኜኩምዎ ኀጳፍሮዲጊስ ክልእኚልኩም ኣድላዪ ዀይኑ ሚኺበዮ ኣለኹ።
65,369

65,370
am_tg
ምክንያቱም ሁላቜሁንም ለማዚት ናፍቋልፀ በተጚማሪም እንደታመመ መስማታቜሁን ስላወቀ ተጚንቋል።
ምኜንያቱ፡ ንሱ ንዅላትኩም ኪርእዚኩም ናፊቑ ኣሎ፡ ምሕማሙ ብምስማዕኩም ኚኣ ተጹኒቑ ኣሎ።
65,371

65,372
am_tg
በእርግጥም በጠና ታሞ ሞት አፋፍ ደርሶ ነበርፀ ሆኖም አምላክ ምሕሚት አደሚገለትፀ ደግሞም ምሕሚት ያደሚገው ለእሱ ብቻ ሳይሆን በሐዘን ላይ ሐዘን እንዳይደራሚብብኝ ለእኔም ጭምር ነው።
አሹ ሓሚሙስ ናብ ሞት ቀሪቡ ነይሩ እዩ፣ ኣምላኜ ግና ምሒርዎ፣ ሓዘን ኣብ ልዕሊ ሓዘን ምእንቲ ኞይውሰኞኒ፡ ንዓይ እውን እምበር፡ ንዕኡ ጥራይ ኣይኰነን ዝመሓሮ።
65,373

65,374
am_tg
ስለዚህ ስታዩት ዳግመኛ እንድትደሰቱና ዚእኔም ጭንቀት እንዲቀል እሱን በተቻለ ፍጥነት ወደ እናንተ እልኚዋለሁ።
ስለዚ፡ ምስ ሚኣኹምዎ፡ ኹም ብሓድሜ ምእንቲ ኜትሕጐሱ፡ ኣነ እውን ጭንቀተይ ምእንቲ ኪቐልለለይ፡ ተቐላጢፈ እልእኮ ኣለኹ።
65,375

65,376
am_tg
ስለዚህ ዚጌታን ተኚታዮቜ ወትሮ በምትቀበሉበት መንገድ በታላቅ ደስታ ተቀበሉትፀ እንዲሁም እንደ እሱ ያሉትን ሰዎቜ በአክብሮት ያዟ቞ውፀ
እምበኣር፡ ብዅሉ ሓጐስ ብጐይታ ተቐበልዎ፣ ነዞም ኚምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኞኣ ኣኜብርዎም፣
65,377

65,378
am_tg
ምክንያቱም እሱ፣ እናንተ እዚህ ሆናቜሁ በግል ልትሰጡኝ ያልቻላቜሁትን አገልግሎት በሚገባ ለማሟላት ሲል ኚክርስቶስ ሥራ ዚተነሳ ሕይወቱን ለአደጋ በማጋለጥ ለሞት ተቃርቩ ነበር።
ኚመይሲ፡ ንሱ ነቲ ንስኻትኩም ኣብዚ ብዘይምህላውኩም ዝጐደለኒ ኣገልግሎት ምእንቲ ኺምልእ ኢሉ፡ ስለ ዕዮ ክርስቶስ ህይወቱ ኣብ ሓደጋ ብምእታው፡ ናብ ሞት ቀሪቡ ነይሩ እዩ።
65,379

65,380
am_tg
ስለዚህ ዚምወዳቜሁና ዚምናፍቃቜሁ እንዲሁም ደስታዬና አክሊሌ ዚሆናቜሁ ወንድሞቌና ወዳጆቌ፣ አሁን በገለጜኩላቜሁ መሠሚት ኚጌታ ጋር ባላቜሁ አንድነት ጞንታቜሁ ቁሙ።
ስለዚ፡ ኣቱም ዘፍቅሚኩምን ዝናፍቐኩምን፡ ሓጐሰይን ኣኜሊለይን ዝዀንኩም ፍቑራት ኣሕዋተይ፡ በዚ ኾምዚ ብጐይታ ጜንዑ።
65,381

65,382
am_tg
በጌታ አንድ ዓይነት አስተሳሰብ እንዲኖራ቞ው ኀዎድያንን እመክራለሁፀ ሲንጀኪንም እመክራለሁ።
ሓሳበን ብጐይታ ሓደ ኪኞውን፡ ንኀዎድያ እምሕጞና፡ ንስንጥኬ እውን እምሕጞና ኣለኹ።
65,383

65,384
am_tg
አዎ፣ እውነተኛ ዚሥራ አጋሬ ዹሆንኹው አንተም፣ ኚቀሌምንጊስና ስማ቞ው በሕይወት መጜሐፍ ውስጥ ኹሰፈሹው ኚቀሩት ዚሥራ ባልደሚቊቌ ጋር ለምሥራቹ ሲሉ ኹጎኔ ተሰልፈው ብዙ ዚደኚሙትን እነዚህን ሎቶቜ መርዳትህን እንድትቀጥል አደራ እልሃለሁ።
እወ፡ ንዓኻ ኣታ ናይ ሓቂ መዓይይተይ እውን ክትድግፈን እልምነካ ኣለኹ፣ ንሳተን ምስ ቅሌምንጊስን ምስቶም ስማቶም ኣብ መጜሓፍ ህይወት እተጻሕፈ ኻልኊት መዓይይተይን ምእንቲ እቲ ብስራት ኣብ ጐድነይ ዝጞዓራ እዚን።
65,385

65,386
am_tg
ሁልጊዜ በጌታ ደስ ይበላቜሁ። ደግሜ እላለሁ ደስ ይበላቜሁ!
ኵሉ ሳዕ ብጐይታ ተሓጐሱ። ደጊመ፡ ተሓጐሱ እብል ኣለኹ።
65,387
tg_am
ኵሉ ሳዕ ብጐይታ ተሓጐሱ። ደጊመ፡ ተሓጐሱ እብል ኣለኹ።
ሁልጊዜ በጌታ ደስ ይበላቜሁ። ደግሜ እላለሁ ደስ ይበላቜሁ!
65,388
am_tg
ምክንያታዊነታቜሁ በሰው ሁሉ ዘንድ ዚታወቀ ይሁን። ጌታ ቅርብ ነው።
ልዙባት ምዃንኩም ኣብ ኵሉ ሰብ ይፈለጥ። ጐይታ ቐሚባ እዩ።
65,389

65,390
am_tg
ስለ ምንም ነገር አትጚነቁፀ ኹዚህ ይልቅ ስለ ሁሉም ነገር በጞሎትና በምልጃ ኚምስጋና ጋር ልመናቜሁን ለአምላክ አቅርቡፀ
ብዛዕባ ዅሉ ነገር ደኣ ልማኖኹም ብጞሎትን ብምህለላን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኜ ይፈለጥ እምበር፡ ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጚነቑ፣
65,391

65,392
am_tg
ኚመሚዳት ቜሎታ ሁሉ በላይ ዹሆነው ዹአምላክ ሰላም በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ልባቜሁንና አእምሯቜሁን ይጠብቃል።
እቲ ኻብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጜ ሰላም ኣምላኜ ድማ ንልብኹምን ንኣእምሮኹምን ብክርስቶስ ዚሱስ ኪሕልዎ እዩ።
65,393

65,394
am_tg
በመጚሚሻም ወንድሞቜ፣ እውነት ዹሆነውን ነገር ሁሉ፣ ቁም ነገር ያለበትን ነገር ሁሉ፣ ጜድቅ ዹሆነውን ነገር ሁሉ፣ ንጹሕ ዹሆነውን ነገር ሁሉ፣ ተወዳጅ ዹሆነውን ነገር ሁሉ፣ በመልካም ዚሚነሳውን ነገር ሁሉ፣ በጎ ዹሆነውን ሁሉና ምስጋና ዚሚገባውን ነገር ሁሉ ማሰባቜሁን አታቋርጡ።
ብዝተሚፈስ፡ ኣሕዋተዚ፡ ብዛዕባ ሓቂ ዘበለ፡ ርዝነት ዘለዎ ዘበለ፡ ጜድቂ ዘበለ፡ ንጹህ ዘበለ፡ ተፈታዊ ዘበለ፡ ጜቡቕ ዚዝሹበሉ ዘበለ፡ ሕያውነት ዘበለ፡ ዚንኣድ ዘበለ ብቐጻሊ ሕሰቡ።
65,395

65,396
am_tg
ኚእኔ ዚተማራቜሁትንም ሆነ ዚተቀበላቜሁትን እንዲሁም ዚሰማቜሁትንና ያያቜሁትን ነገር ሁሉ ሥራ ላይ አውሉፀ ዹሰላምም አምላክ ኚእናንተ ጋር ይሆናል።
እቲ ኻባይ እተመሃርኩምዎን እተቐበልኩምዎን ዝሰማዕኩምዎን ዝሚኣኹምዎን፡ እዚ ግበርዎ እሞ፡ ኣምላኜ ሰላም ምሳኻትኩም ኪኞውን እዩ።
65,397

65,398
am_tg
አሁን ለእኔ እንደገና ማሰብ በመጀመራቜሁ በጌታ እጅግ ደስ ይለኛል። ስለ እኔ ደህንነት ታስቡ ዹነበሹ ቢሆንም ይህን በተግባር ለማሳዚት ዚሚያስቜል አጋጣሚ አላገኛቜሁም።
ሕጂ ኣብ መወዳእታ ኾም ብሓድሜ ትሓስቡለይ ብምህላውኩም፡ ብዙሕ እሕጐስ እዚ። ብዛዕባይ ትሓስቡ እኳ እንተ ነበርኩም፡ ነዚ ኞተርእዩ ግና ኣጋጣሚ ኣይነበሚኩምን።
65,399