Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,400
am_tg
ይህን ስል እንደተ቞ገርኩ መናገሬ አይደለምፀ ምክንያቱም በማንኛውም ሁኔታ ውስጥ ብሆን ባለኝ ሚክቌ መኖርን ተምሬአለሁ።
ኣነስ ኣብ ዝዀነ ይኹን ኵነታት፡ ብዘሎኒ ይኣኜለኒ ምባል ተማሂሹ እዚ እሞ፡ ስኢነ ስለ ዘለኹ ኣይኰንኩን እዚ ዝብል ዘለኹ።
65,401
tg_am

65,402
am_tg
በትንሜ ነገር እንዎት መኖር እንደሚቻልም ሆነ ብዙ አግኝቶ እንዎት መኖር እንደሚቻል አውቃለሁ። በማንኛውም ነገርና በሁሉም ሁኔታ ጠግቩም ሆነ ተርቊ፣ ብዙ አግኝቶም ሆነ አጥቶ መኖር ዚሚቻልበትን ሚስጥር ተምሬአለሁ።
ዋሕድን ብዝሕን እፈልጥ እዚ። ኣብ ኵሉን ብዅሉ ዅነታትን ናይ ጜጋብን ጥሜትን፡ ናይ ርኜበትን ስእነትን ምስጢር እፈልጥ እዚ።
65,403

65,404
am_tg
ኃይልን በሚሰጠኝ በእሱ አማካኝነት ለሁሉም ነገር ዹሚሆን ብርታት አለኝ።
በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኜእሎ እዚ።
65,405

65,406
am_tg
ዹሆነ ሆኖ ዚመኚራዬ ተካፋዮቜ በመሆናቜሁ መልካም አድርጋቜኋል።
መኻፍልቲ ጞበባይ ብምዃንኩም ግና፡ ጜቡቕ ኢኹም ጌርኩም።
65,407
tg_am
መኻፍልቲ ጞበባይ ብምዃንኩም ግና፡ ጜቡቕ ኢኹም ጌርኩም።
ዹሆነ ሆኖ ዚመኚራዬ ተካፋዮቜ በመሆናቜሁ መልካም አድርጋቜኋል።
65,408
am_tg
እንዲያውም እናንተ ዚፊልጵስዩስ ወንድሞቜ፣ ምሥራቹን መጀመሪያ ኚሰማቜሁ በኋላ ኚመቄዶንያ ስወጣ በመስጠትም ሆነ በመቀበል ሚገድ ኚእናንተ በስተቀር ኚእኔ ጋር ዚተባበሚ አንድም ጉባኀ እንዳልነበሚ ታውቃላቜሁፀ
ኣቱም ሰብ ፊልጲ፡ ኣብ መጀመርታ እቲ ብስራት ድሕሪ ምፍላጥኩም፡ ኣነ ኻብ መቄዶንያ ምስ ነቐልኩ፡ ኣብ ምሃብን ምቕባልን፡ ብዘይካ ንስኻትኩም በይንኹም፡ ሓንቲ ጉባኀ እኳ ምሳይ ኹም ዘይሓበሚት ትፈልጡ ኢኹም፣
65,409

65,410
am_tg
በተሰሎንቄ በነበርኩበት ጊዜ ዚሚያስፈልገኝን ነገር ኹአንዮም ሁለቮ ልካቜሁልኛልና።
ምኜንያቱ፡ ኣብ ተሰሎንቄ ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን እውን፡ ሓደ ሳዕ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ክልተ ሳዕ ዜድልዚኒ ሰዲድኩምለይ ኢኹም።
65,411

65,412
am_tg
ይህን ስል ስጊታ ለማግኘት በመፈለግ ሳይሆን እናንተ ዚምታገኙት ጥቅም እንዲጚምር ዚሚያደርገውን ፍሬ ለማዚት በመፈለግ ነው።
ኣነስ እቲ ፍሹ ብዝያዳ ምእንቲ ኺጜብጞበልኩም ደልዹ እምበር፡ ውህበትኩም ደልዹ ኣይኰንኩን።
65,413

65,414
am_tg
ይሁን እንጂ ዚሚያስፈልገኝ ነገር ሁሉ፣ እንዲያውም ኚሚያስፈልገኝ በላይ አለኝ። ዚላካቜሁልኝን ኚአፍሮዲጡ ስለተቀበልኩ ሞልቶ ተትሚፍርፎልኛልፀ ይህም ጥሩ መዓዛ ያለው ሜታ፣ ተቀባይነት ያለው መሥዋዕትና አምላክ ደስ ዚሚሰኝበት ነገር ነው።
ግናኞ፡ ዜድልዚኒ ዘበለ ዅሉ ኣሎኒ፡ ምስ ትርፉ እውን ኣሎኒ። እቲ ዝለኣኜኩምለይ ምዑዝ ሜታ፡ ንኣምላኜ ዜሐጕስ ቅቡል መስዋእቲ፡ ካብ ኀጳፍሮዲጊስ ብምቕባለይ፡ ዚጐድለኒ ዚብለይን።
65,415

65,416
am_tg
በአጾፋው ደግሞ አምላኬ እንደ ታላቅ ብልጜግናው መጠን በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ዚሚያስፈልጋቜሁን ሁሉ አሟልቶ ይሰጣቜኋል።
ኣምላኞይ ኚኣ ኹም መጠን እቲ ኜቡር ሃብቱ ብክርስቶስ ዚሱስ ገይሩ ዜድልዚኩም ዘበለ ዅሉ ኺምልኣልኩም እዩ።
65,417

65,418
am_tg
እንግዲህ ለአምላካቜንና ለአባታቜን ለዘላለም ክብር ይሁን። አሜን።
ንኣምላኜናን ኣቊናን ድማ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
65,419

65,420
am_tg
ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ላላቾው ቅዱሳን ሁሉ ሰላምታዬን አድርሱልኝ። ኚእኔ ጋር ያሉ ወንድሞቜ ሰላምታ ልኚውላቜኋል።
ንዅሎም እቶም ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ዘለዎም ቅዱሳት ሰላም በሉለይ። እቶም ምሳይ ዘለዉ ኣሕዋት እውን ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
65,421

65,422
am_tg
ቅዱሳን ሁሉ በተለይ ደግሞ ኚቄሳር ቀተሰብ ዚሆኑት ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል።
ኵሎም እቶም ቅዱሳት፡ ምናዳ ኞኣ እቶም ካብ ቀተ ሰብ ቄሳር ዘበሉ፡ ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
65,423

65,424
am_tg
ዚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚምታሳዩት መንፈስ ጋር ይሁን።
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምስ መንፈስኩም ይኹን።
65,425
tg_am
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምስ መንፈስኩም ይኹን።
ዚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚምታሳዩት መንፈስ ጋር ይሁን።
65,426
am_tg
በአምላክ ፈቃድ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስና ኚወንድማቜን ኚጢሞ቎ዎስ፣
ካብቲ ብፍቓድ ኣምላኜ ሃዋርያ ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ጳውሎስን ካብ ጢሞ቎ዎስ ሓውናን፡
65,427

65,428
am_tg
በቆላስይስ ለሚገኙ ኚክርስቶስ ጋር አንድነት ላላቾው ታማኝ ዹሆኑ ቅዱሳን ወንድሞቜፊ አባታቜን ኹሆነው አምላክ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ናብቶም ኣብ ቈሎሮ ዘለዉ ቕዱሳትን ምስ ክርስቶስ ብዘለዎም ሓድነት እሙናትንፊ ካብ ኣቊና ኣምላኜ ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
65,429

65,430
am_tg
ስለ እናንተ ስንጞልይ ዚጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ አባት ዹሆነውን አምላክ ሁልጊዜ እናመሰግናለንፀ
ምእንታኹም ክንጜሊ ኞለና፡ ነቲ ኣቊ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ኣምላኜ ኵሉ ሳዕ ነመስግኖ ኢና፣
65,431

65,432
am_tg
ምክንያቱም በክርስቶስ ኢዚሱስ ላይ ስላላቜሁ እምነትና ለቅዱሳን ሁሉ ስለምታሳዩት ፍቅር ሰምተናልፀ
ኚመይሲ፡ ብዛዕባ እታ ብክርስቶስ ዚሱስ ዘላትኩም እምነትን ንዅሎም ቅዱሳት ዘላትኩም ፍቕርን ሰሚዕና ኢና፣
65,433

65,434
am_tg
ይህም ዹሆነው በሰማይ ኚሚጠብቃቜሁ ተስፋ ዚተነሳ ነው። ይህን ተስፋ በተመለኹተ ቀደም ሲል ዚሰማቜሁት፣ በተነገራቜሁ ዚእውነት መልእክት ይኾውም በምሥራቹ አማካኝነት ሲሆን
እዚኣ ኞኣ ሳላ እታ ኣብ ሰማያት ተነቢራትልኩም ዘላ ተስፋ እያ። ብዛዕባ እዛ ተስፋ እዚኣ ብመልእኜቲ ሓቂ እቲ ብስራት ኣቐዲምኩም ሰሚዕኩም ኢኹም፣
65,435

65,436
am_tg
ይህም ምሥራቜ ወደ እናንተ ደርሷል። ምሥራቹ በመላው ዓለም እዚተስፋፋና ፍሬ እያፈራ እንደሆነ ሁሉ ዹአምላክን ጾጋ እውነት ኚሰማቜሁበትና በትክክል ካወቃቜሁበት ቀን አንስቶ በእናንተም መካኚል እያደገና ፍሬ እያፈራ ነው።
እዚ ድማ ናባኻትኩም መጺኡ እዩ። ኚምቲ እቲ ብስራት ኣብ ኵላ ዓለም ዚፈርን ዚዓብን ዘሎ፡ ካብታ ንጾጋ ኣምላኜ ብሓቂ ዝሰማዕኩምላን ብልክዕ ዝፈለጥኩምላን መዓልቲ ጀሚሩ ኣባኻትኩም እውን ኚምኡ ይኾውን ኣሎ።
65,437

65,438
am_tg
ዚክርስቶስ ታማኝ አገልጋይ ሆኖ በእኛ ምትክ ኚሚሠራውና አብሮን ባሪያ ኹሆነው ኚተወዳጁ ኀጳፍራ ዚተማራቜሁት ይህን ነው።
ካብቲ ፍቑር ብጻይና ባርያ፡ ኣብ ክንዳና እውን ዜገልግል እሙን ኣገልጋሊ ክርስቶስ ዝዀነ ኀጳፍራስ፡ እዚ ኢኹም እተመሃርኩም።
65,439

65,440
am_tg
ደግሞም ስለ መንፈሳዊ ፍቅራቜሁ ነግሮናል።
መንፈሳዊ ፍቕርኹም ዘፍለጠና እውን ንሱ እዩ።
65,441
tg_am
መንፈሳዊ ፍቕርኹም ዘፍለጠና እውን ንሱ እዩ።
ደግሞም ስለ መንፈሳዊ ፍቅራቜሁ ነግሮናል።
65,442
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ ይህን ኚሰማንበት ቀን አንስቶ ኚጥበብና ኚመንፈሳዊ ግንዛቀ ሁሉ ጋር በፈቃዱ ትክክለኛ እውቀት ትሞሉ ዘንድ ስለ እናንተ መጞለያቜንንና መለመናቜንን አላቋሚጥንምፀ
ስለዚ ኞኣ፡ ካብታ ዝሰማዕናላ መዓልቲ ኣትሒዝና፡ በቲ ልክዕ ፍልጠት ፍቓዱ ብዅሉ ጥበብን ብመንፈሳዊ ግንዛበን ክትምልኡ ምእንታኹም ካብ ምጜላይን ካብ ምልማንን ኣዚቋሚጜናን።
65,443

65,444
am_tg
ይህም በመልካም ሥራ ሁሉ ፍሬ እያፈራቜሁና ስለ አምላክ ትክክለኛ እውቀት በመቅሰም እያደጋቜሁ ስትሄዱ ለይሖዋ በሚገባ ሁኔታ እንድትመላለሱና እሱን ሙሉ በሙሉ እንድታስደስቱ ነውፀ
ብሰናይ ግብሪ ዘበለ እናፈሚኹምን ብልክዕ ፍልጠት ኣምላኜ እናዓበኹምን ንዹሆዋ እትበቕዑ ዄንኩም ምእንቲ ኜትመላለሱን ብዅሉ ንዕኡ ምእንቲ ኞተሐጕስዎን ኚኣ ኢና ኞምኡ ዝገበርና።
65,445

65,446
am_tg
በትዕግሥትና በደስታ ሁሉንም ነገር በጜናት እንድትቋቋሙ ዹአምላክ ታላቅ ኃይል ዚሚያስፈልጋቜሁን ብርታት ሁሉ ይስጣቜሁፀ
ብዓቕልን ብሓጐስን ኵሉ ምእንቲ ኜትጻወሩ፡ ኚምቲ ኜቡር ሓይሉ ብዅሉ ሓይሊ በርትዑ፣
65,447

65,448
am_tg
ደግሞም በብርሃን ውስጥ ያሉት ቅዱሳን ኚሚያገኙት ውርሻ ለመካፈል ያበቃቜሁን አባት አመስግኑ።
ነቲ ኻብ ርስቲ እቶም ኣብ ብርሃን ዘለዉ ቕዱሳት ክትካፈሉ ዘብቅዓኩም ኣቊ እውን ኣመስግንዎ።
65,449

65,450
am_tg
እሱ ኹጹለማው ሥልጣን ታድጎን ወደሚወደው ልጁ መንግሥት አሻግሮናልፀ
ንሱ ኻብ ስልጣን ጞልማት ኣናጊፉና እዩ፣ ናብታ መንግስቲ ፍቑር ወዱ እውን ኣእትዩና እዩ።
65,451

65,452
am_tg
ልጁም ቀዛውን በመክፈል ነፃ እንድንወጣ ይኾውም ዚኃጢአት ይቅርታ እንድናገኝ አድርጎናል።
ብወዱ በጃ ተኞፊሉልና፡ ማለት ሓጢኣትና ተሓዲጉልና እዩ።
65,453

65,454
am_tg
እሱ ዚማይታዚው አምላክ አምሳልና ዚፍጥሚት ሁሉ በኩር ነውፀ
ንሱ ምስሊ እቲ ዘይርአ ኣምላኜ፡ በዅሪ ዅሉ ፍጥሚት እዩ፣
65,455
tg_am
ንሱ ምስሊ እቲ ዘይርአ ኣምላኜ፡ በዅሪ ዅሉ ፍጥሚት እዩ፣
እሱ ዚማይታዚው አምላክ አምሳልና ዚፍጥሚት ሁሉ በኩር ነውፀ
65,456
am_tg
ምክንያቱም በሰማያትና በምድር ያሉ ሌሎቜ ነገሮቜ በሙሉ፣ ዚሚታዩትና ዚማይታዩት ነገሮቜ፣ ዙፋኖቜም ሆኑ ጌትነት፣ መንግሥታትም ሆኑ ሥልጣናት ዚተፈጠሩት በእሱ አማካኝነት ነው። ሌሎቜ ነገሮቜ በሙሉ ዚተፈጠሩት በእሱ በኩልና ለእሱ ነው።
ኚመይሲ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ፡ ዚርአን ዘይርአን፡ ዝፋናት ወይስ ጕይትነት ወይስ መንግስትታት ወይስ ስልጣናት፡ ኵሉ ብእኡ እዩ ተፈጢሩ። ኵሉ ብእኡን ንዕኡን እዩ ተፈጢሩ።
65,457

65,458
am_tg
በተጚማሪም እሱ ኚሌሎቜ ነገሮቜ ሁሉ በፊት ነውፀ ሌሎቜ ነገሮቜ ሁሉ ወደ ሕልውና ዚመጡትም በእሱ አማካኝነት ነውፀ
ንሱ ድማ ቅድሚ ዅሉ እዩ፣ ኵሉ ኞኣ ብእኡ እዩ ቘይሙ፣
65,459

65,460
am_tg
እሱ ዚአካሉ ማለትም ዚጉባኀው ራስ ነው። በሁሉም ነገር ቀዳሚ መሆን እንዲቜልም እሱ ዚመጀመሪያ፣ ኚሙታን መካኚልም በኩር ነውፀ
ንሱ ርእሲ ሰብነቱ፡ ማለት ርእሲ ጉባኀኡ፡ እውን እዩ። ብዅሉ ነገር ቀዳማይ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ንሱ መጀመርታ፡ ካብ ምዉታት እውን በዅሪ እዩ፣
65,461

65,462
am_tg
ይህም ዹሆነው እሱ በሁሉም ነገር ሙሉ እንዲሆን አምላክ ስለፈለገ ነውፀ
ምኜንያቱ፡ ኣምላኜ፡ ኵሉ ምልኣት ኣብኡ ኺሓድር ባህ ኢልዎ እዩ፣
65,463

65,464
am_tg
እንዲሁም በመኚራው እንጚት ላይ ባፈሰሰው ደም አማካኝነት ሰላም በመፍጠር ሌሎቹን ነገሮቜ ሁሉ ይኾውም በምድርም ሆነ በሰማያት ያሉትን ነገሮቜ ሁሉ በእሱ በኩል ኚራሱ ጋር ለማስታሚቅ ስለወደደ ነው።
ብእኡ ድማ በቲ ኣብቲ ጕንዲ ስቅያት ዝፈሰሰ ደሙ ገይሩ ሰላም ብምግባር፡ ኣብ ምድሪ ዘሎ ዀነ ወይስ ኣብ ሰማያት ዘሎ ዅሉ ምስ ርእሱ ዹተዓርቕ እዩ።
65,465

65,466
am_tg
በእርግጥ እናንተ በአንድ ወቅት አእምሯቜሁ በክፉ ሥራዎቜ ላይ ያተኮሚ ስለነበር ኹአምላክ ዚራቃቜሁና ጠላቶቜ ነበራቜሁፀ
ኣቱም ሓሳብኩም ኣብ እኩይ ግብሪ ብምንባሩ፡ ሓደ እዋን ርሑቓትን ጞላእትን ዝነበርኩም፡
65,467

65,468
am_tg
አሁን ግን እሱ ቅዱሳንና እንኚን ዚሌለባቜሁ እንዲሁም ኹማንኛውም ክስ ነፃ ዚሆናቜሁ አድርጎ በፊቱ ሊያቀርባቜሁ ስለፈለገ ራሱን ለሞት አሳልፎ በሰጠው ሰው ሥጋዊ አካል አማካኝነት ኚራሱ ጋር አስታርቋቜኋልፀ
ቅዱሳትን ብዘይ ኣበርን መንቀፊ ዘይብሎምን ገይሩ ኣብ ቅድሚኡ ምእንቲ ኬቕርበኩም፡ ሕጂ ብስጋዊ ሰብነት እቲ ዝሞተ ገይሩ ተዓሪቕኩም እዩ።
65,469

65,470
am_tg
በእርግጥ ይህ ዹሚሆነው በእምነት መሠሚት ላይ ታንጻቜሁና ተደላድላቜሁ በመቆም፣ ዚሰማቜሁት ምሥራቜ ካስገኘላቜሁ ተስፋ ሳትወሰዱ በእምነት ጞንታቜሁ ስትኖሩ ነውፀ ይህም ምሥራቜ ኹሰማይ በታቜ ላለ ፍጥሚት ሁሉ ተሰብኳል። እኔም ጳውሎስ ዹዚህ ምሥራቜ አገልጋይ ሆኛለሁ።
እዚ ዚኾውን ግና፡ ካብ ተስፋ እቲ ዝሰማዕኩምዎን ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ፍጥሚት እተሰብኚን ብስራት ኚይተነቓነቕኩም፡ ኣብታ መሰሚት ተሰሪትኩምን ጞኒዕኩምን ብእምነት እንተ ቐጺልኩም እዩ። ኣነ ጳውሎስ ብዛዕባ እዚ ብስራት እዚ እዚ ኣገልጋሊ ዀይነ።
65,471

65,472
am_tg
ለእናንተ ስል በተቀበልኩት መኚራ አሁን እዚተደሰትኩ ነውፀ በክርስቶስ ዚተነሳ በአካሌ ላይ ዹሚደርሰው መኚራ በዚህ ብቻ አያበቃም። ይህ መኚራ እዚደሚሰብኝ ያለው ለአካሉ ይኾውም ለጉባኀው ስል ነው።
ሕጂ በቲ ምእንታኹም ዘጓነፈኒ መኚራ እሕጐስ ኣለኹ፣ ኣብ ስጋይ ድማ ነቲ ዚተርፈኒ ጞበባ ክርስቶስ፡ ምእንቲ ሰብነቱ፡ ማለት ጉባኀኡ፡ አሕልፍ ኣለኹ።
65,473

65,474
am_tg
ዹአምላክን ቃል በተሟላ ሁኔታ እሰብክ ዘንድ ለእናንተ ጥቅም ሲባል ኹአምላክ ኹተሰጠኝ ዚመጋቢነት ሥራ ጋር በሚስማማ መንገድ ዹዚህ ጉባኀ አገልጋይ ሆኛለሁፀ
ኣነ ኣገልጋሊ እዛ ጉባኀ እዚኣ ዝዀንኩ፡ ብመጠን እቲ ቓል ኣምላኜ መሊአ ኜሰብኜ ምእንታኹም ካብ ኣምላኜ እተዋህበኒ ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት እዩ፣
65,475

65,476
am_tg
ይህም ቃል ካለፉት ሥርዓቶቜና ካለፉት ትውልዶቜ አንስቶ ተሰውሮ ዹቆዹው ቅዱስ ሚስጥር ነው። አሁን ግን ለቅዱሳኑ ተገልጧል።
እዚ ኞኣ ካብ ዝሓለፈ ስርዓታትን ካብ ውሉድ ወለዶን ተሰዊሩ ዝነበሹ ቕዱስ ምስጢር እዩ። ሕጂ ግና፡ ንቕዱሳት ተገሊጹ ኣሎ፣
65,477

65,478
am_tg
በተጚማሪም አምላክ በአሕዛብ መካኚል ዹዚህን ቅዱስ ሚስጥር ታላቅ ብልጜግና ለቅዱሳኑ ያሳውቅ ዘንድ ወዷልፀ ይህ ቅዱስ ሚስጥር ዚክብሩ ተስፋ ዹሆነውና ኚእናንተ ጋር አንድነት ያለው ክርስቶስ ነው።
ኣምላኜ ንዓታቶም ነቲ ኜቡር ሃብቲ እዚ ቕዱስ ምስጢር እዚ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኬፍልጊም ፈትዩ እዩ፣ እዚ ድማ እቲ ምሳኻትኩም ሓድነት ዘለዎ ክርስቶስ፡ ንኜብሩ እውን ዘሎኩም ተስፋ እዩ።
65,479

65,480
am_tg
እያንዳንዱን ሰው ዹጎለመሰ ዚክርስቶስ ደቀ መዝሙር አድርገን ለአምላክ ማቅሚብ እንድንቜል ሰውን ሁሉ እያሳሰብንና በጥበብ ሁሉ እያስተማርን ዹምናውጀው ስለ እሱ ነው።
ንዅሉ ሰብ ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘለዎ ምሉእ ጌርና ምእንቲ ኞነቕርቊ፡ ብዅሉ ጥበብ ንዅሉ ሰብ እናመዓድናን ንዅሉ ሰብ እናመሃርናን፡ ንዕኡ ኢና እንሰብኜ ዘለና።
65,481

65,482
am_tg
ይህን ዳር ለማድሚስ፣ በውስጀ እዚሠራ ባለው በእሱ ብርቱ ኃይል አማካኝነት አቅሜ በሚፈቅደው ሁሉ በትጋት እዚሠራሁ ነው።
ነዚ ድማ፡ ኣነ በቲ ኣባይ ብሓይሊ ዚዓዪ ዘሎ ብርታዐኡ እናተጋደልኩ፡ እጜዕር ኣለኹ።
65,483

65,484
am_tg
ይሁን እንጂ ኚክርስቶስ ጋር አብራቜሁ ኚተነሳቜሁ ክርስቶስ በአምላክ ቀኝ በተቀመጠበት በላይ ያሉትን ነገሮቜ ፈልጉ።
እምበኣር፡ ምስ ክርስቶስ ካብ ተንሳእኩም፡ ነቲ ክርስቶስ ኣብ ዹማን ኣምላኜ ተቐሚጥዎ ዘሎ፡ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ድለዩ።
65,485

65,486
am_tg
አእምሯቜሁ በምድር ባሉት ነገሮቜ ላይ ሳይሆን ምንጊዜም በላይ ባሉት ነገሮቜ ላይ እንዲያተኩር አድርጉ።
ሓሳብኩም ኣብቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ዚተኵር።
65,487

65,488
am_tg
እናንተ ሞታቜኋልናፀ ሕይወታቜሁም ኹአምላክ ፈቃድ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ኚክርስቶስ ጋር ተሰውሯል።
ኚመይሲ፡ ሞይትኩም ኢኹም፣ ህይወትኩም ድማ ምስ ክርስቶስ፡ ምስ ኣምላኜ ብዘለዎ ሓድነት ተሰዊራ ኣላ።
65,489

65,490
am_tg
ሕይወታቜን ዹሆነው ክርስቶስ በሚገለጥበት ጊዜ እናንተም ኚእሱ ጋር በክብር ትገለጣላቜሁ።
እቲ ህይወትና ዝዀነ ክርስቶስ ምስ ተጋህደ፡ ሜዑ ንስኻትኩም እውን ምስኡ ብኜብሪ ኜትግሃዱ ኢኹም።
65,491

65,492
am_tg
ስለዚህ በምድር ያሉትን ዚአካል ክፍሎቻቜሁን ግደሉፀ እነሱም ዚፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ልቅ ዹሆነ ዚፍትወት ስሜት፣ መጥፎ ፍላጎትና ጣዖት አምልኮ ዹሆነው ስግብግብነት ና቞ው።
እምበኣር፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኣካላትኩም፡ ማለት ምንዝርና፡ ርኜሰት፡ ፋሉል ፍትወተ ስጋ፡ ክፉእ ትምኒት፡ ስስዐ፡ እዚ ድማ ኣምልኟ ጣኊት ቅተሉ።
65,493

65,494
am_tg
በእነዚህ ነገሮቜ ምክንያት ዹአምላክ ቁጣ ይመጣል።
ብሰሪ እዚ፡ ቍጥዓ ኣምላኜ ይመጜእ ኣሎ።
65,495
tg_am
ብሰሪ እዚ፡ ቍጥዓ ኣምላኜ ይመጜእ ኣሎ።
በእነዚህ ነገሮቜ ምክንያት ዹአምላክ ቁጣ ይመጣል።
65,496
am_tg
እናንተም በቀድሞ ሕይወታቜሁ በዚህ መንገድ ትኖሩ ነበር።
ንስኻትኩም እውን ኣብቲ ናይ ቀደም ኣነባብራኹም፡ ብኞምኡ ኢኹም እትመላለሱ ኔርኩም።
65,497

65,498
am_tg
አሁን ግን ቁጣን፣ ንዎትን፣ ክፋትንና ስድብን ሁሉ ኚእናንተ አስወግዱፀ ጞያፍ ንግግርም ኚአፋቜሁ አይውጣ።
ሕጂ ግና እዚ ዅሉ፡ ማለት ነድሪ፡ ቍጥዓ፡ ክፍኣት፡ ጞርፊ፡ ጜዩፍ ዘሚባ ኻብ ኣፍኩም ኣርሕቑ።
65,499