Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,600
am_tg
ኢዮስጊስ ተብሎ ዚሚጠራው ኢዚሱስም ሰላምታ ያቀርብላቜኋልፀ እነዚህ ኚተገሚዙት ወገን ና቞ው። ለአምላክ መንግሥት አብሚውኝ ዚሚሠሩት እነዚህ ብቻ ና቞ውፀ እነሱም ዚብርታት ምንጭ ሆነውልኛል።
እቲ ዮስጊስ ዚብሃል ዚሱስን ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ፣ እዚኣቶም ካብቶም እተገዝሩ እዮም። ንመንግስቲ ኣምላኜ መዓይይተይ ዝዀኑ እዚኣቶም ጥራይ እዮም፣ ምንጪ ዓብዪ ምጜንናዕ እውን ኰይኖምኒ ኣለዉ።
65,601
tg_am

65,602
am_tg
ኚእናንተ ጋር ዹነበሹው ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ባሪያ ዹሆነው ኀጳፍራ ሰላምታ ልኮላቜኋል። በአምላክ ፈቃድ ሁሉ ፍጹምና ጜኑ እምነት ያላቜሁ ሆናቜሁ እስኚ መጚሚሻው እንድትቆሙ ዘወትር በጞሎቱ ስለ እናንተ እዚተጋደለ ነው።
እቲ ኻባኻትኩም ባርያ ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ኀጳፍራስ ሰላም ይብለኩም ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ምሉኣትን ንዅሉ ፍቓድ ኣምላኜ ኣጞቢቕኩም እትኣምኑሉን ኎ንኩም ክትቈሙ፡ ኵሉ ሳዕ ብጞሎቱ ይጋደለልኩም ኣሎ።
65,603

65,604
am_tg
ስለ እናንተ እንዲሁም በሎዶቅያና በሂራጶሊስ ስላሉት ብዙ እንደሚደክም እኔ ራሎ እመሠክርለታለሁ።
ንሱ ምእንታኹምን ምእንቲ እቶም ኣብ ሎዲቅያን ሂራጶሊስን ዘለዉን ብዙሕ ኹም ዚጜዕር፡ ኣነ እምስክሚሉ እዚ።
65,605

65,606
am_tg
ዹተወደደው ሐኪም ሉቃስ ሰላምታ ያቀርብላቜኋልፀ ዎማስም ሰላም ብሏቜኋል።
ሉቃስ እቲ ፍቑር ሓኪምን ዎማስን ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
65,607

65,608
am_tg
በሎዶቅያ ላሉት ወንድሞቜና ለንምፉን እንዲሁም በቀቷ ላለው ጉባኀ ሰላምታዬን አቅርቡልኝ።
ነቶም ኣብ ሎዲቅያ ዘለዉ ኣሕዋትን ንኒምፋን ነታ ኣብ ቀታ ዘላ ጉባኀን ሰላም በሉለይ።
65,609

65,610
am_tg
እንዲሁም ይህ ደብዳቀ እናንተ ጋ ኹተነበበ በኋላ በሎዶቅያውያን ጉባኀ እንዲነበብና ኚሎዶቅያ ዚሚደርሳቜሁ ደብዳቀ ደግሞ እናንተ ጋ እንዲነበብ ዝግጅት አድርጉ።
እዛ ደብዳበ እዚኣ ኣባኻትኩም ምስ ተነብበት፡ ኣብ ጉባኀ ሰብ ሎዲቅያ ኾም እትንበብ ግበሩ፣ ንስኻትኩም እውን ነታ ኻብ ሎዲቅያ እትመጜእ ኣንብብዋ።
65,611

65,612
am_tg
በተጚማሪም አርክጳን “በጌታ ዹተቀበልኹውን አገልግሎት ኚፍጻሜ እንድታደርስ ለአገልግሎቱ ትኩሚት ስጥ” በሉት።
ንኣርኪጶስ ድማ፡ “ነታ ብጐይታ እተቐበልካያ ኣገልግሎት ምእንቲ ኜትፍጜማ፡ ተጠንቀቕ” በልዎ።
65,613

65,614
am_tg
እኔ ጳውሎስ በገዛ እጄ ዚጻፍኩላቜሁ ሰላምታ ይድሚሳቜሁ። በሰንሰለት ታስሬ እንዳለሁ አስታውሱ። ዹአምላክ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
እዛ ሰላምታ እዚኣ፡ ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ ብኢደይ ዝጾሓፍክዋ እያ። ማእሰርተይ ዘክሩ። ጾጋ ምሳኻትኩም ይኹን።
65,615

65,616
am_tg
ኚጳውሎስ፣ ኚስልዋኖስና ኚጢሞ቎ዎስፀ አባት ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጋር አንድነት ላለው ዹተሰሎንቄ ሰዎቜ ጉባኀፊ ዹአምላክ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ጳውሎስን ስልዋኖስን ጢሞ቎ዎስን፡ ናብታ ምስ ኣቊና ኣምላኜን ምስ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ሓድነት ዘለዋ ጉባኀ ተሰሎንቄ፩ ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
65,617

65,618
am_tg
ሁላቜሁንም በጞሎታቜን በጠቀስን ቁጥር ሁልጊዜ አምላክን እናመሰግናለንፀ
ብዛዕባ ዅላትኩም ኣብ ጞሎትና ኜንጠቅስ ኚለና፡ ኵሉ ሳዕ ንኣምላኜ ነመስግኖ ኢና፣
65,619

65,620
am_tg
ዚእምነት ሥራቜሁን፣ ኹፍቅር ዹመነጹ ድካማቜሁንና ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስን ተስፋ በማድሚጋቜሁ ዚተነሳ ዚምታሳዩትን ጜናት በአምላካቜንና በአባታቜን ፊት ዘወትር እናስባለን።
ኚመይሲ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜናን ኣቊናን ነቲ ብእምነት ዝገበርኩምዎ ግብርን ብፍቕሪ ዝጞዓርኩምዎ ጻዕርን ሳላ እታ ኣብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ዘላትኩም ተስፋ ዘርኣኹምዎ ተጻዋርነትን ኚዚቋሚጜና ንዝክሮ ኣለና።
65,621

65,622
am_tg
አምላክ ዚሚወዳቜሁ ወንድሞቜ፣ እሱ እንደመሚጣቜሁ እናውቃለንፀ
ኣቱም ብኣምላኜ እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ንሱ ኾም ዝሓሚዚኩም ፈሊጥና ኢና፣
65,623

65,624
am_tg
ምክንያቱም ዚሰበክንላቜሁ ምሥራቜ ወደ እናንተ ዚመጣው በቃል ብቻ ሳይሆን በኃይልና በመንፈስ ቅዱስ እንዲሁም በጠንካራ እምነት ነው። ደግሞም ለእናንተ ስንል በመካኚላቜሁ ምን ዓይነት ሰዎቜ ሆነን እንደኖርን ታውቃላቜሁ።
ስለምንታይሲ፡ እቲ ዝሰበኜናልኩም ብስራት ብሓይልን ብመንፈስ ቅዱስን ብጜኑዕ እምነትን እውን እምበር፡ ብቓል ጥራይ ኣይመጞኩምን። ኣባኻትኩምን ምእንታኹምን ኹመይ ዝበልና ኾም ዝዀንና እውን ትፈልጡ ኢኹም።
65,625

65,626
am_tg
ብዙ መኚራ ቢደርስባቜሁምቃሉን ኚመንፈስ ቅዱስ በሚገኝ ደስታ ስለተቀበላቜሁ ዚእኛንም ሆነ ዚጌታን አርዓያ ተኚትላቜኋልፀ
ንስኻትኩም ኚኣ ነቲ ቓል ኣብ ትሕቲ ብዙሕ ጞበባ ብናይ መንፈስ ቅዱስ ሓጐስ ብምቕባልኩም፡ ንዓናን ንጐይታን ትመስሉ ኣለኹም።
65,627

65,628
am_tg
በመሆኑም በመቄዶንያና በአካይያ ለሚገኙ አማኞቜ ሁሉ ምሳሌ ሆናቜኋል።
ስለዚ፡ ንዅሎም እቶም ኣብ መቄዶንያን ኣካይያን ዘለዉ ኣመንቲ ኣርኣያ ዄንኩምዎም ኢኹም።
65,629

65,630
am_tg
ዹይሖዋ ቃል ኚእናንተ ወጥቶ ዹተሰማው በመቄዶንያና በአካይያ ብቻ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ በአምላክ ላይ ያላቜሁ እምነት በሌሎቜ ቊታዎቜም ሁሉ ተሰራጭቷልፀ ስለዚህ እኛ ምንም መናገር አያስፈልገንም።
ኣብ ኣምላኜ ዘላትኩም እምነት ኣብ ኵሉ ተዘርጊሓ ኣላ እምበር፡ ቃል ዹሆዋ ኻባኻትኩም ኣብ መቄዶንያን ኣካይያን ጥራይ ኣይኰነን እተሰምዐ፣ ስለዚ፡ ሓንቲ እኳ ኜንብል ኣዚድልዚናን እዩ።
65,631

65,632
am_tg
ምክንያቱም መጀመሪያ ኚእናንተ ጋር እንዎት እንደተገናኘን እንዲሁም ሕያው ዹሆነውንና እውነተኛውን አምላክ ለማገልገል ጣዖቶቻቜሁን በመተው እንዎት ወደ አምላክ እንደተመለሳቜሁ እነሱ ራሳ቞ው ሁልጊዜ ይናገራሉፀ
ኚመይሲ፡ ኣብ ፈለማ ኾመይ ጌርና ኾም ዝሚኞብናኩምን ካብ ጣኊታትኩም ናብ ኣምላኜ ኹመይ ጌርኩም ኹም እተመለስኩምን፡ ንሳቶም ባዕላቶም ዚውርዩ ኣለዉ፣ እዚ ዝገበርኩም ኚኣ፡ ነቲ ህያውን ናይ ሓቅን ኣምላኜ ክትግዝኡን
65,633

65,634
am_tg
በተጚማሪም ወደ አምላክ ዚተመለሳቜሁት ኚሞት ያስነሳውንና ኚሚመጣው ቁጣ ዚሚታደገንን ዹልጁን ይኾውም ዚኢዚሱስን ኹሰማይ መምጣት ለመጠባበቅ ነው።
ነቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኊ እሞ ኻብቲ ዚመጜእ ቍጥዓ ዜናግፈና ወዱ ዚሱስ ካብ ሰማያት ክትጜበዩን ኢልኩም ኢኹም።
65,635

65,636
am_tg
ስለዚህ ኹዚህ በላይ መታገሥ ስላልቻልን በአ቎ንስ ብቻቜንን መቅሚት እንደሚሻል ተሰማንፀ
ስለዚ፡ ደጊም ምጻሩ ምስ ሰኣንና፡ ኣብ ኣ቎ና በይንና ኜንተርፍ ጜቡቕ ኰይኑ ተራእዩና እዩ፣
65,637

65,638
am_tg
በመሆኑም እምነታቜሁ ይጠነክር ዘንድ እንዲያጞናቜሁ እንዲሁም እንዲያበሚታታቜሁ ጢሞ቎ዎስን ላክንላቜሁፀ እሱ ወንድማቜንና ስለ ክርስቶስ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ ዚሚያውጅ ዹአምላክ አገልጋይ ነውፀ
ብዛዕባ እምነትኩም ምእንቲ ኌጜንዓኩምን ኬጞናንዓኩምን ኚኣ፡ ነቲ ሓውናን በቲ ብስራት ክርስቶስ ኣገልጋሊ ኣምላኜን ዝዀነ ጢሞ቎ዎስ ልኢኜናዮ ኢና፣
65,639

65,640
am_tg
ዹላክነውም ማንም በእነዚህ መኚራዎቜ እንዳይናወጥ ነው። እንዲህ ካሉ መኚራዎቜ ማምለጥ እንደማንቜል እናንተ ራሳቜሁ ታውቃላቜሁና።
ኚምኡ ዝገበርና ድማ፡ በዚ ጞበባ እዚ ሓደ እኳ ምእንቲ ኞይናወጜ ኢልና ኢና። ካብ ኹምዚ ዝበለ ጞበባ ኞነምልጥ ኹም ዘይንኜእል፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም።
65,641

65,642
am_tg
አብሚናቜሁ በነበርንበት ጊዜ መኚራ መቀበላቜን እንደማይቀር አስቀድመን እንነግራቜሁ ነበርፀ ደግሞም እንደምታውቁት ይኾው ነገር ደርሷል።
ምሳኻትኩም ኚለና፡ ጞበባ ኾም ዚመጾና ኣቐዲምና ንነግሚኩም ኔርና፣ ኚምቲ እትፈልጥዎ ኞኣ፡ ኚምኡ ዀይኑ።
65,643

65,644
am_tg
ስለዚህ ኹዚህ በላይ መታገሥ ባልቻልኩ ጊዜ ስለ ታማኝነታቜሁ ለመስማት እሱን ላክሁትፀ ይህን ያደሚግኩት ምናልባት ፈታኙ በሆነ መንገድ ፈትኗቜሁ ድካማቜን ኚንቱ ሆኖ እንዳይቀር ስለሰጋሁ ነው።
ስለዚ፡ ደጊም ምጻሩ ምስ ሰኣንኩ፡ ምናልባት እቲ ፈታኒ ፈቲኑኩም ኹይህሉ እሞ፡ ጻዕርና ኞንቱ ኾይኹውን ኢለ፡ ተኣማንነትኩም ምእንቲ ኜፈልጥ ልኢኞ እዚ።
65,645

65,646
am_tg
ይሁንና ጢሞ቎ዎስ ኚእናንተ ዘንድ አሁን ወደ እኛ መጥቶ ስለ ታማኝነታቜሁና ስለ ፍቅራቜሁ ምሥራቜ አብስሮናልፀ ደግሞም እኛን ሁልጊዜ በመልካም እንደምታስታውሱንና እኛ እናንተን ለማዚት እንደምንናፍቅ ሁሉ እናንተም እኛን ለማዚት እንደምትናፍቁ ነግሮናል።
ጢሞ቎ዎስ ግና ካባኻትኩም ሕጂ ናባና መጺኡ ኣሎ፣ ብዛዕባ ተኣማንነትኩምን ፍቕርኹምን፡ ኵሉ ሳዕ ብጜቡቕ ኹም እትዝክሩና፡ ኚምቲ ንሕና እንናፍቐኩም ኚኣ ክትርእዩና ትናፍቑ ኾም ዘለኹም ኣበሲሩና እዩ።
65,647

65,648
am_tg
ወንድሞቜ፣ በቜግራቜንና በመኚራቜን ሁሉ በእናንተና ባሳያቜሁት ታማኝነት ዚተነሳ ዚተጜናናነው ለዚህ ነው።
ስለዚ ኞኣ ኢና፡ ኣሕዋተዚ፡ ሳላኹምን ሳላ ተኣማንነትኩምን ኣብ ኵሉ ጭንቅናን ጞበባናን እተጞናናዕና።
65,649

65,650
am_tg
ምክንያቱም ኚጌታ ጋር ባላቜሁ ዝምድና ጞንታቜሁ ዚምትቆሙ ኹሆነ ሕይወታቜን ይታደሳል።
ብጐይታ ስለ ዝጞናዕኩም፡ ህይወትና ተሓዲሳ ኣላ።
65,651

65,652
am_tg
በእናንተ ዚተነሳ በአምላካቜን ፊት ለተሰማን ታላቅ ደስታ በአጾፋው ስለ እናንተ ምስጋናቜንን ለአምላክ ለመግለጜ ምን ማድሚግ እንቜላለን?
ስለቲ ብሳላኹም ኣብ ቅድሚ ኣምላኜና ዝሚኞብናዮ ሓጐስ፡ ብዛዕባኹም ንኣምላኜ ኹመይ ጌርና ኢና እሞ ኞነመስግኖ፧
65,653

65,654
am_tg
ፊታቜሁን ማዚትና ኚእምነታቜሁ ዹጎደለውን ነገር ማሟላት እንቜል ዘንድ አቅማቜን በሚፈቅደው መጠን ሌት ተቀን ምልጃ እናቀርባለን።
ገጜኩም ክንርእን ኣብ እምነትኩም ዝጐደለ ኜንምልእን፡ ለይትን መዓልትን ብእተኻእለና መጠን ብጜኑዕ ንምህለል ኣለና።
65,655

65,656
am_tg
አሁንም አምላካቜንና አባታቜን እንዲሁም ጌታቜን ኢዚሱስ ወደ እናንተ እንድንመጣ መንገዳቜንን ያቅኑልን።
ኣቊና ኣምላኜ ባዕሉን ጐይታና ዚሱስን መገድና ናባኻትኩም ዚቕንዑ።
65,657

65,658
am_tg
በተጚማሪም እኛ ለእናንተ ፍቅር እንዳለን ሁሉ እርስ በርስም ሆነ ለሰዎቜ ሁሉ ዚምታሳዩትን ፍቅር ጌታ ያብዛላቜሁ ብሎም ያትሚፍርፍላቜሁፀ
ጐይታ ድማ፡ ኚምቲ ንሕና ንዓኻትኩም ዘላትና ፍቕሪ፡ ነታ ንሓድሕድኩምን ንዅሉን ዘላትኩም ፍቕሪ ይወስኞልኩምን ዚብዝሓያን፣
65,659

65,660
am_tg
ይህም ጌታቜን ኢዚሱስ ኚቅዱሳኑ ሁሉ ጋር በሚገኝበት ጊዜ በአምላካቜንና በአባታቜን ፊት ልባቜሁን እንዲያጞናና ያላንዳቜ እንኚን ቅዱስ እንዲያደርግ ነው።
እዚ ድማ ጐይታና ዚሱስ ምስ ኵሎም ቅዱሳቱ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜናን ኣቊናን ብቕድስና መንቅብ ዘይብልኩም ኎ንኩም ክትርኚቡ፡ ልብኹም ምእንቲ ኌጜንዕ እዩ።
65,661

65,662
am_tg
ወንድሞቜ፣ ዚእኛ ወደ እናንተ መምጣት ፍሬ ቢስ ሆኖ እንዳልቀሚ እናንተ ራሳቜሁ እንደምትገነዘቡ ምንም ጥርጥር ዚለውም።
ኣሕዋተዚ፡ እቲ ናባኻትኩም ዝገበርናዮ ምብጻሕ፡ ብዘይ ፍሹ ኾም ዘይኰነ፡ ብርግጜ ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም።
65,663

65,664
am_tg
እንደምታውቁት በመጀመሪያ በፊልጵስዩስ መኚራና እንግልት ደርሶብን ነበርፀ ይሁንና ኚባድ ተቃውሞ እያለም ዹአምላክን ምሥራቜ ለእናንተ ለመንገር በአምላካቜን እርዳታ እንደ ምንም ብለን ድፍሚት አገኘን።
ኚምቲ እትፈልጥዎ ግና፡ ቅድም ኣብ ፊልጲ መኚራ እኳ እንተ ጞገብናን እንተ ተገፋዕናን፡ ኣብ መንጎ ኜንደይ ተቓውሞ ብስራት ኣምላኜ ክንነግሚኩም ብኣምላኜና ተቢዕና ኢና።
65,665

65,666
am_tg
ዹምንሰጠው ምክር ኚተሳሳተ ሐሳብ ወይም ኚመጥፎ ዓላማ ዹመነጹ ወይም ደግሞ ማታለያ ያዘለ አይደለምፀ
እቲ እንምዕደኩም ምዕዶስ ካብ ስሕተት ወይስ ካብ ርኜሰት ወይስ ብተንኰል ኣይኰነን፣
65,667

65,668
am_tg
ሆኖም ምሥራቹን በአደራ ለመቀበል በአምላክ ዘንድ ብቁ ሆነን ዹተቆጠርን እንደመሆናቜን መጠን ዹምንናገሹው ሰዎቜን ለማስደሰት ሳይሆን ልባቜንን ዹሚመሹምሹውን አምላክ ለማስደሰት ብለን ነው።
ዚግዳስ፡ ኚምቲ እቲ ብስራት ሕድሪ ምእንቲ ኺውሃበና ብኣምላኜ ተመርሚርና ብቑዓት ዝዀንና፡ ንሰብ ዘይኰነስ፡ ነቲ ንልብና ዚምርምር ኣምላኜ ኹም እነሐጕስ ኮንና ኞምኡ ንዛሚብ ኣለና።
65,669

65,670
am_tg
እንዲያውም ዚሜንገላ ቃል ዚተናገርንበት ወይም ስግብግብነት ዚሚንጞባሚቅበትን ፍላጎታቜንን ለመሾፈን ብለን በማስመሰል ዚቀሚብንበት ጊዜ እንደሌለ ታውቃላቜሁፀ ለዚህም አምላክ ምሥክር ነው!
ኚምቲ እትፈልጥዎ፡ ብናይ ሜሕጣን ዘሚባ ወይ ብስስዐ ተደሪኜና ኣምሰሉታት ኮንና ኾም ዘይመጻእናኩም፡ ኣምላኜ ምስክርና እዩ።
65,671

65,672
am_tg
በተጚማሪም ዚክርስቶስ ሐዋርያት እንደመሆናቜን መጠን እናንተን ብዙ ወጪ በማስወጣት ሾክም ልንሆንባቜሁ እንቜል ዹነበሹ ቢሆንም እንኳ ኚእናንተም ሆነ ኚሌሎቜ ሰዎቜ ክብር ለማግኘት አልሞኚርንም።
ሃዋርያት ክርስቶስ ብምዃንና ጟር ክንኹውን ንኜእል እኳ እንተ ነበርና፡ ካባኻትኩም ኰነ ወይስ ካብ ካልኊት፡ ኰታስ ካብ ሰብ ክብሪ ኣይደለናን።
65,673

65,674
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ዚምታጠባ እናት ልጆቿን በፍቅር እንደምትንኚባኚብ እኛም በመካኚላቜሁ በነበርንበት ጊዜ በገርነት ተንኚባኚብናቜሁ።
እኳ ደኣስ፡ ኚምታ ንደቃ እትሕብሕብ እተጥቡ ኣደ ዄንና፡ ኣብ ማእኚልኩም ልኡማት ኢና ኔርና።
65,675

65,676
am_tg
በመሆኑም ለእናንተ ጥልቅ ፍቅር ስላለን ዹአምላክን ምሥራቜ ለማካፈል ብቻ ሳይሆን ራሳቜንን ጭምር ለእናንተ ለመስጠት ቆርጠን ነበርፀ ምክንያቱም እናንተ በእኛ ዘንድ እጅግ ዚተወደዳቜሁ ነበራቜሁ።
ንዓኻትኩም ልባዊ ፍቕሪ ስለ ዘሕደርና ኞኣ፡ ገዛእ ርእስና እውን እምበር፡ ብስራት ኣምላኜ ጥራይ ኣይኰንናን ኚነካፍለኩም ቈሪጜና ዝነበርና፣ ምኜንያቱ፡ ኣፍቂርናኩም ኢና።
65,677

65,678
am_tg
ወንድሞቜ፣ ድካማቜንንና ልፋታቜንን እንደምታስታውሱ ጥርጥር ዚለውም። ዹአምላክን ምሥራቜ በሰበክንላቜሁ ጊዜ፣ ማናቜሁንም ብዙ ወጪ በማስወጣት ሾክም እንዳንሆንባቜሁ በማሰብ ሌት ተቀን እንሠራ ነበር።
ኣሕዋተዚ፡ ነቲ ጻዕርናን ልፍዓትናንሲ ትዝክርዎ ኢኹም። ብስራት ኣምላኜ ክንሰብኚልኩም ኚለና፡ ንሓደ ኻባኻትኩም እኳ ጟር ኹይንኾውን ኢልና፡ ለይትን መዓልትን ንዓዪ ኔርና ኢና።
65,679

65,680
am_tg
አማኞቜ ኚሆናቜሁት ኚእናንተ ጋር በነበሹን ግንኙነት ታማኞቜ፣ ጻድቃንና ነቀፋ ዚሌለብን ሆነን እንደተመላለስን ምሥክሮቜ ናቜሁፀ አምላክም ምሥክር ነው።
ንዓኻትኩም ንኣመንቲ ኾመይ እሙናትን ጻድቃንን መንቅብ ዘይብሎምን ኹም ዝነበርና፡ ንስኻትኩምን ኣምላኜን መሰኻኜር ኢኹም።
65,681

65,682
am_tg
አባት ለልጆቹ እንደሚያደርገው ሁሉ እያንዳንዳቜሁን እንዎት እንመክራቜሁ፣ እናጜናናቜሁና አጥብቀን እናሳስባቜሁ እንደነበሚ በሚገባ ታውቃላቜሁፀ
ኚምቲ ኣጞቢቕኩም እትፈልጥዎ፡ ንነፍሲ ወኚፍኩም፡ ኹም ኣቊ ንውሉዱ፡ ንምዕደኩምን ነጞናንዓኩምን ንምስክሚልኩምን ኔርና ኢና፣
65,683

65,684
am_tg
ይህን ያደሚግነው ወደ መንግሥቱና ወደ ክብሩ በጠራቜሁ አምላክ ፊት በአግባቡ መመላለሳቜሁን እንድትቀጥሉ ነው።
ኚምኡ ዝገበርና ድማ፡ ነቲ ናብ መንግስቱን ክብሩን ዚጜውዓኩም ኣምላኜ ብቑዓት ኎ንኩም ምእንቲ ኜትመላለሱ ኢና።
65,685

65,686
am_tg
በእርግጥም አምላክን ያለማቋሚጥ ዹምናመሰግነው ለዚህ ነውፀ ምክንያቱም ዹአምላክን ቃል ኚእኛ በሰማቜሁ ጊዜ እንደ ሰው ቃል ሳይሆን እንደ አምላክ ቃል አድርጋቜሁ ተቀብላቜሁታልፀ ደግሞም ዹአምላክ ቃል ነውፀ አማኞቜ በሆናቜሁት በእናንተም ላይ በእርግጥ እዚሠራ ነው።
ስለዚ ኞኣ ኢና ንሕና እውን ንኣምላኜ ኚዚቋሚጜና እነመስግኖ ዘለና፣ ስለምንታይሲ፡ ነቲ ኻባና ዝሰማዕኩምዎ፡ ኣባኻትኩም ኣብ ኣመንቲ እውን ዚዓዪ ዘሎ ቓል ኣምላኜ ክትቅበልዎ ኞለኹም፡ ኹም ቃል ሰብ ዘይኰነስ፡ ኚምቲ ብሓቂ ዝዀኖ፡ ኹም ቃል ኣምላኜ ጌርኩም ኢኹም ተቐቢልኩምዎ።
65,687

65,688
am_tg
ወንድሞቜ፣ ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ያላ቞ውን በይሁዳ ዚሚገኙትን ዹአምላክ ጉባኀዎቜ ምሳሌ ተኚትላቜኋልፀ ምክንያቱም እነሱ በአይሁዳውያን እጅ መኚራ እዚተቀበሉ እንዳሉ ሁሉ እናንተም በገዛ አገራቜሁ ሰዎቜ እጅ ተመሳሳይ መኚራ ተቀብላቜኋልፀ
ኣሕዋተዚ፡ ንስኻትኩምሲ ነተን ኣብ ይሁዳ ዘለዋ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ዘለወን ጉባኀታት ኣምላኜ መሲልኩምወን ኣለኹም፣ ምኜንያቱ፡ ኚምቲ ንሳቶም ብኣይሁድ መኚራ ዝጞገቡ፡ ንስኻትኩም እውን ኚምኡ ብደቂ ዓድኹም መኚራ ጞጊብኩም ኢኹም።
65,689

65,690
am_tg
አይሁዳውያን ጌታ ኢዚሱስንና ነቢያትን ሳይቀር ዹገደሉ ኹመሆኑም በላይ በእኛ ላይ ስደት አድርሰዋል። ኹዚህም በተጚማሪ አምላክን እያስደሰቱ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹሰውን ሁሉ ጥቅም ዚሚጻሚሩ ና቞ውፀ
ንሳቶም ንጐይታና ዚሱስን ንነብያትን እኳ ቐቲሎምዎም እዮም፡ ንዓና እውን ሰጒጎምና እዮም። ምስ ጥቕሚ ዅሉ ሰብ ደኣ ይጻሚሩ ኣለዉ እምበር፡ ንኣምላኜሲ ኣዚሐጕስዎን እዮም ዘለዉ፣
65,691

65,692
am_tg
አሕዛብ ይድኑ ዘንድ ለእነሱ እንዳንሰብክ ሊኹለክሉን ይሞክራሉ። በዚህ መንገድ ሁልጊዜ ብዙ ኃጢአት ይፈጜማሉ። ይሁንና ቁጣው ዚሚገለጜበት ጊዜ ደርሷል።
ኚመይሲ፡ ኣህዛብ ምእንቲ ኺድሕኑ ኞይንነግሮም ኪኜልክሉና ይፍትኑ እዮም። በዚ ኞምዚ፡ ኵሉ ሳዕ ሓጢኣቶም ይምልኡ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታ ግና ቍጥዓኡ መጟም።
65,693

65,694
am_tg
እኛ ግን ወንድሞቜ፣ (በልብ ሳይሆን በአካል) ለአጭር ጊዜ ኚእናንተ ለመለዚት በተገደድንበት ወቅት እጅግ ስለናፈቅናቜሁ ኚእናንተ ጋር በአካል ለመገናኘት ብርቱ ጥሚት አደሚግን።
ኣሕዋተዚ፡ ንሕና ግና ብልቢ ዘይኰነስ፡ ብኣካል ንቝሩብ ግዜ ኻባኻትኩም ምስ ተፈለና፡ ገጜኩም ክንርኢ ኣዚና ስለ እተመነና፡ ብዙሕ ኢና ጜዒርና።
65,695

65,696
am_tg
በመሆኑም ወደ እናንተ መምጣት ፈልገን ነበርፀ አዎ፣ እኔ ጳውሎስ ኹአንዮም ሁለቮ ሞክሬ ነበርፀ ሆኖም ሰይጣን መንገድ ዘጋብን።
ስለዚ፡ ናባኻትኩም ክንመጜእ ድሌት ነይሩና እዩ፣ ኣነ ጳውሎስ እኳ ሓደ ሳዕ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ክልተ ሳዕ ፈቲነ ነይሚ፣ ሰይጣን ግና ዓጊቱና።
65,697

65,698
am_tg
ጌታቜን ኢዚሱስ በሚገኝበት ጊዜ በእሱ ፊት ተስፋቜን ወይም ደስታቜን ወይም ዚሐሎታቜን አክሊል ምንድን ነው? እናንተ አይደላቜሁም?
ኣብ ቅድሚ ጐይታና ዚሱስ፡ ንሱ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋንሲ፡ ተስፋና ወይ ሓጐስና ወይ ኣኜሊል ፍስሃና መን እዩ፧ ንስኻትኩም ደይኰንኩምን፧
65,699