Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,800
am_tg
ስለዚህ እዚደሚሰባቜሁ ያለውን ስደትና መኚራ ሁሉ ቜላቜሁ በመኖር ባሳያቜሁት ጜናትና እምነት ዚተነሳ በአምላክ ጉባኀዎቜ መካኚል እኛ ራሳቜን ስለ እናንተ በኩራት እንናገራለን።
ስለዚ፡ ንሕና ባዕልና በቲ ኣብ ኵሉ ጟይርኩምዎ ዘለኹም መስጐጕትኹምን ጞበባኹምን ዘርኣኹምዎ ተጻዋርነትን እምነትን ኣብ መንጎ ጉባኀታት ኣምላኜ ብኣኻትኩም ንምካሕ ኣለና።
65,801
tg_am

65,802
am_tg
ይህ ሁሉ አምላክ ትክክለኛ ፍርድ እንደፈሚደ ዚሚያሳይ ማስሚጃ ኹመሆኑም በተጚማሪ መኚራ እዚተቀበላቜሁለት ላለው ዹአምላክ መንግሥት ብቁ ሆናቜሁ እንድትቆጠሩ ዚሚያደርግ ነው።
እዚ ናይቲ ቕኑዕ ፍርዲ ኣምላኜ መርትዖ እዩ፣ ነታ መኚራ እትጞግቡላ ዘለኹም መንግስቲ ኣምላኜ ብቑዓት ኎ንኩም ኹም እትቝጞሩ ድማ ይገብር።
65,803

65,804
am_tg
ኹዚህ አንጻር አምላክ መኚራን ለሚያመጡባቜሁ በአጾፋው መኚራን መክፈሉ ዚጜድቅ እርምጃ ነው።
ነቶም ዜጜብቡልኩም ዘለዉ ጞበባ ኺፈድስ፡ ኣብ ኣምላኜ ቅኑዕ እዩ።
65,805

65,806
am_tg
መኚራን ዚምትቀበሉት እናንተ ግን ጌታ ኢዚሱስ ኚኃያላን መላእክቱ ጋር ኹሰማይ በሚገለጥበት ጊዜ ኚእኛ ጋር እሚፍት ይሰጣቜኋልፀ
ንዓኻትኩም ንዝጞበበኩም ግና፡ ጐይታና ዚሱስ ካብ ሰማይ ምስ ሓያላት መላእኜቲ ኺግለጜ ኚሎ፡ ምሳና ዕሚፍቲ ኺውሃበኩም እዩ።
65,807

65,808
am_tg
ዹሚገለጠውም በሚንበለበል እሳት ነውፀ በዚያን ጊዜ አምላክን በማያውቁትና ስለ ጌታቜን ኢዚሱስ ለሚገልጾው ምሥራቜ በማይታዘዙት ላይ ዹበቀል እርምጃ ይወስዳል።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ነቶም ንኣምላኜ ዘይፈልጥዎን ንብስራት ጐይታና ዚሱስ ዘይእዘዝዎን ብሃልሃልታ ሓዊ ሕነ ኺፈድዮም እዩ።
65,809

65,810
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ዘላለማዊ ጥፋት ተፈርዶባ቞ው ኚጌታ ፊት ይወገዳሉፀ ክብራማ ኃይሉንም አያዩምፀ
እዚኣቶም ካብ ቅድሚ ጐይታን ካብ ክብሪ ሓይሉን ርሒቖም፡ ብናይ ዘለኣለም ጥፍኣት ኪቕጜዑ እዮም፣
65,811

65,812
am_tg
በዚያን ጊዜ ኚቅዱሳኑ ጋር ሊኹበር ይመጣልፀ በእሱ ዚሚያምኑም ሁሉ በአድናቆት ያዩታልፀ እናንተም ዚሰጠናቜሁን ምሥክርነት በእምነት ስለተቀበላቜሁ ኚእነሱ መካኚል ትቆጠራላቜሁ።
እዚ ድማ ምስ ቅዱሳቱ ኪኞብርን በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ኵሎም እቶም ዝኣመኑ ኾም ግሩም ጌርካ ኺርአን ኣብ ዚመጾሉ ግዜ ኪኞውን እዩ። ኚመይሲ፡ እቲ ዝመስኚርናዮ፡ ኣባኻትኩም ተኣሚኑ እዩ።
65,813

65,814
am_tg
በዚህ ምክንያት አምላካቜን ለጥሪው ብቁዎቜ አድርጎ እንዲቆጥራቜሁ እንዲሁም ዹወደደውን መልካም ነገር ሁሉና በእምነት ተገፋፍታቜሁ ዚምታኚናውኑትን ሥራ በኃይሉ አማካኝነት ሙሉ በሙሉ እንዲፈጜም ስለ እናንተ ሁልጊዜ እንጞልያለን።
ምእንቲ እዚ ድማ፡ ኣምላኜና ንጜውዓኡ ብቑዓት ገይሩ ኪቘጜሚኩም፡ ኵሉ እቲ ዚደልዮ ሰናይን ኵሉ ግብሪ እምነትን እውን ብሓይሉ ምሉእ ብምሉእ ኪፍጜም፡ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንጜሊ ኣለና።
65,815

65,816
am_tg
ይህም በአምላካቜንና በጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ መሠሚት ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ስም በእናንተ እንዲኚበርና እናንተም ኚእሱ ጋር ባላቜሁ አንድነት እንድትኚበሩ ነው።
እዚ ኞኣ ኹም መጠን ጾጋ ኣምላኜናን ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን፡ ስም ጐይታና ዚሱስ ኣባኻትኩም ምእንቲ ኪኜበር፡ ንስኻትኩም እውን ምስኡ ብዘሎኩም ሓድነት ምእንቲ ኜትኚብሩ እዩ።
65,817

65,818
am_tg
በመጚሚሻም ወንድሞቜ፣ በእናንተ ዘንድ እንደሆነው ሁሉ ዹይሖዋ ቃል በፍጥነት መስፋፋቱን እንዲቀጥልና እንዲኚበር ስለ እኛ መጞለያቜሁን አታቋርጡፀ
ብዝተሚፈስ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ቃል ዹሆዋ ኞምቲ ኣባኻትኩም ኰይንዎ ዘሎ ብፍጥነት ኪዝርጋሕን ኪኞብርንሲ ብቐጻሊ ጞልዩልና።
65,819

65,820
am_tg
ደግሞም ኚመጥፎና ኹክፉ ሰዎቜ እንድንድን ጞልዩልንፀ እምነት ሁሉም ሰው ዹሚኖሹው ነገር አይደለምና።
እምነት ናይ ኵሉ ሰብ ኣይኰነትን እሞ፡ ካብ ጐዳእትን እኩያትን ሰባት ምእንቲ ኜንናገፍ እውን ጞልዩልና።
65,821

65,822
am_tg
ጌታ ግን ታማኝ ነውፀ እሱ ያጠነክራቜኋልፀ እንዲሁም ኹክፉው ይጠብቃቜኋል።
ጐይታ ግና እሙን እዩ፣ ንሱ እውን ኬበርትዓኩምን ካብቲ እኩይ ኪሕልወኩምን እዩ።
65,823

65,824
am_tg
ኹዚህም በላይ እኛ ዚጌታ ተኚታዮቜ እንደመሆናቜን መጠን፣ ያዘዝናቜሁን እያደሚጋቜሁ እንዳለና ወደፊትም ማድሚጋቜሁን እንደምትቀጥሉ በእናንተ እንተማመናለን።
ነቲ እንእዝዘኩም ኚኣ ትገብርዎ ኾም ዘለኹምን ብሕጂ ኾም እትገብርዎን፡ ብዛዕባኹም ብጐይታ ንተኣማመን ኢና።
65,825

65,826
am_tg
አምላክን እንድትወዱና ክርስቶስን በጜናት እንድትኚተሉ ጌታ ልባቜሁን በትክክለኛው አቅጣጫ መምራቱን ይቀጥል።
ጐይታ ድማ ንልብኹም ናብ ፍቕሪ ኣምላኜን ናብ ተጻዋርነት ክርስቶስን ዚቕንዓዮ።
65,827

65,828
am_tg
ወንድሞቜ፣ በሥርዓት ኚማይሄድና ኚእኛ ዚተቀበላቜሁትን ወግ ኹማይኹተል ማንኛውም ወንድም እንድትርቁ በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም እናዛቜኋለን።
ኣቱም ኣሕዋትና፡ በቲ ኻባና እተቐበልኩምዎ ስርዓት ዘይኰነስ፡ ብዘይ ስርዓት ካብ ዚመላለስ ዘበለ ሓው ክትርሕቑ ብስም ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ንእዝዘኩም ኣለና።
65,829

65,830
am_tg
ዚእኛን አርዓያ እንዎት መኹተል እንዳለባቜሁ እናንተ ራሳቜሁ ታውቃላቜሁፀ ምክንያቱም በመካኚላቜሁ ሳለን ሥርዓት በጎደለው መንገድ አልተመላለስንምፀ
ኣብ መንጎኹም ብዘይ ስርዓት ስለ ዘይተመላለስና፡ ኹመይ ጌርኩም ክትመስሉና ኾም ዚግብኣኩም ትፈልጡ ኢኹም።
65,831

65,832
am_tg
እንዲሁም ዹማንንም ምግብ በነፃ አልበላንም። እንዲያውም ብዙ ወጪ በማስወጣት በማናቜሁም ላይ ሾክም ላለመሆን ሌት ተቀን በመሥራት እንደክምና እንለፋ ነበር።
ንሓደ ኻባኻትኩም እኳ ጟር ኹይንኾውን ኢልና፡ ለይትን መዓልትን ብጻዕርን ብልፍዓትን ደኣ ኢና ዓዪና እምበር፡ ካብ ሓደ እኳ ብናጻ እንጌራ ኣይበላዕናን።
65,833

65,834
am_tg
ይህን ያደሚግነው ዚእኛን አርዓያ እንድትኚተሉ ራሳቜንን ለእናንተ ምሳሌ አድርገን ለማቅሚብ ብለን እንጂ ሥልጣን ሳይኖሚን ቀርቶ አይደለም።
ስልጣን ስለ ዘይብልና ዘይኰነስ፡ ንዓና ምእንቲ ኜትመስሉ፡ ኣርኣያ ኜንኰነኩም ደሊና ኢና ኞምኡ ዝገበርና።
65,835

65,836
am_tg
እንዲያውም ኚእናንተ ጋር በነበርንበት ጊዜ “መሥራት ዹማይፈልግ ሁሉ አይብላ” ዹሚል ትእዛዝ ሰጥተናቜሁ ነበር።
ምሳኻትኩም ኹለና እውን፡ “ገለ ሰብ ኪዓዪ ዘይደሊ እንተ ዀይኑ፡ ኣይብላዕ” ኢልና ንእዝዘኩም ኔርና ኢና።
65,837

65,838
am_tg
አንዳንዶቜ ሥራ ፈት በመሆን በማይመለኚታ቞ው ጉዳይ ጣልቃ እዚገቡ ሥርዓት በጎደለው መንገድ በመካኚላቜሁ እንደሚመላለሱ እንሰማለንና።
ኚመይሲ፡ ገለ ኻባኻትኩም ብዘይ ስርዓት ኹም ዚመላለሱ፡ ኣብ ዘይምልኚቶም ኹም ዚኣትዉ እምበር፡ ኹም ዘይዓይዩ፡ ንሰምዕ ኣለና።
65,839

65,840
am_tg
እንዲህ ያሉ ሰዎቜ አርፈው ሥራ቞ውን በመሥራት በድካማ቞ው ያገኙትን እንዲበሉ በጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ስም እናዛ቞ዋለንፀ እንዲሁም አጥብቀን እንመክራ቞ዋለን።
ነዞም ኚምዚኣቶም ዝኣመሰሉ፡ ብህድኣት እናዓዚዩ እንጌራኊም ኪበልዑ፡ ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ንእዝዞምን ንምዕዶምን ኣለና።
65,841

65,842
am_tg
እናንተ ግን ወንድሞቜ፣ መልካም ዹሆነውን ኚማድሚግ አትታክቱ።
ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንስኻትኩምሲ ሰናይ ንምግባር ኣይትሰልክዩ።
65,843
tg_am
ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንስኻትኩምሲ ሰናይ ንምግባር ኣይትሰልክዩ።
እናንተ ግን ወንድሞቜ፣ መልካም ዹሆነውን ኚማድሚግ አትታክቱ።
65,844
am_tg
ሆኖም በዚህ ደብዳቀ አማካኝነት ላስተላለፍነው ቃል ዚማይታዘዝ ሰው ቢኖር ይህን ሰው ምልክት አድርጉበትፀ ያፍርም ዘንድ ኚእሱ ጋር አትግጠሙ።
ሓደ እኳ ነቲ በዛ ደብዳበ እዚኣ እንብሎ ቓልና ዘይእዘዝ እንተሎ፡ ምእንቲ ኺሓፍርሲ፡ ምልክት ግበሩሉ፡ ደጊም ምስኡ እውን ኣይትሕበሩ።
65,845

65,846
am_tg
ይሁን እንጂ እንደ ጠላት አትመልኚቱትፀ ኹዚህ ይልቅ እንደ ወንድም አጥብቃቜሁ መምኚራቜሁን ቀጥሉ።
ግናኞ፡ ኹም ሓው ደኣ ምዓድዎ እምበር፡ ኹም ጞላእስ ኣይትቝጞርዎ።
65,847

65,848
am_tg
ዹሰላም ጌታ ራሱ በሁሉም መንገድ ዘወትር ሰላም ይስጣቜሁ። ጌታ ኚሁላቜሁም ጋር ይሁን።
ጐይታ ሰላም ባዕሉ ብዅሉ መገዲ ዅሉ ሳዕ ሰላም ይሃብኩም። ጐይታ ምስ ኵላትኩም ይኹን።
65,849

65,850
am_tg
እኔ ጳውሎስ በገዛ እጄ ዚጻፍኩላቜሁ ሰላምታ ይድሚሳቜሁፀ ይህ ዚእጅ ጜሑፍ ዚደብዳቀዎቌ ሁሉ መለያ ነውፀ አጻጻፌ እንዲህ ነው።
እዛ ሰላምታ እዚኣ፡ ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ ብኢደይ ዝጾሓፍክዋ እያ፣ እዚኣ ኣብ ኵለን ደብዳበታተይ ምልክት እያ፣ ኹምዚ እዚ ዝጜሕፍ።
65,851

65,852
am_tg
ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚሁላቜሁም ጋር ይሁን።
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምስ ኵላትኩም ይኹን።
65,853
tg_am
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምስ ኵላትኩም ይኹን።
ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚሁላቜሁም ጋር ይሁን።
65,854
am_tg
ይሁን እንጂ ወንድሞቜ፣ ዚጌታቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን መገኘትና ኚእሱ ጋር ለመሆን አንድ ላይ መሰብሰባቜንን በተመለኹተ ይህን እንለምናቜኋለንፀ
ግናኞ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዛዕባ እቲ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ዚህልወሉን ንሕና ናብኡ እንእኚበሉን እዋን፡ እዚ ንልምነኩም ኣለናፊ
65,855

65,856
am_tg
በመንፈስ በተነገሹ ቃል ወይም በቃል መልእክት ወይም ደግሞ ኚእኛ ዹተላኹ በሚመስል ደብዳቀ አማካኝነት ዹይሖዋ ቀን ደርሷል ብላቜሁ በማሰብ ዹማመዛዘን ቜሎታቜሁ በቀላሉ አይናወጥፀ ደግሞም አትደናገጡ።
መዓልቲ ዹሆዋ መጺኣ ኣላ ኢልኩም፡ ብድራኞ መንፈስ ብዚዝሚብ ዘሚባ፡ ወይ ብቓል፡ ወይ ካባና ብእትመስል ደብዳበ፡ ካብ ሓሳብኩም ቀልጢፍኩም ኣይትናወጹ፡ ወይ እውን ኣይትሰምብዱ።
65,857

65,858
am_tg
ማንም ሰው በምንም መንገድ አያሳስታቜሁፀ ምክንያቱም በመጀመሪያ ክህደቱ ሳይመጣና ዚጥፋት ልጅ ዹሆነው ዹዓመፅ ሰው ሳይገለጥ ያ ቀን አይመጣም።
ቅድም ክሕደት ኚይኰነ፡ እቲ ጠሓስ ሕጊ ዝዀነ ሰብ፡ እቲ ወዲ ጥፍኣት ድማ ኚይተገልጞ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ስለ ዘይትመጜእ፡ ብዝዀነ ይኹን ሓደ እኳ ኣዚስሕትኩም።
65,859

65,860
am_tg
እሱ አምላክ ነኝ እያለ በማወጅ በአምላክ ቀተ መቅደስ ይቀመጥ ዘንድ አምላክ ተብሎ ኚሚጠራ ወይም ኹሚመለክ ነገር ሁሉ በላይ ራሱን ኹፍ ኹፍ ዚሚያደርግ ተቃዋሚ ነው።
ንሱ ባዕሉ ኣምላኜ ኹም ዝዀነ ገይሩ እናኣርኣዚ፡ ኣብ ቀተ መቕደስ ኣምላኜ ምእንቲ ኪቕመጥ፡ ኣምላኜ ኣብ ዚብሃል ወይ ኣብ ዚምለኜ ዘበለ ዅሉ ርእሱ ልዕል ዜብል ተጻራሪ እዩ።
65,861

65,862
am_tg
ያኔ ኚእናንተ ጋር በነበርኩበት ጊዜ እነዚህን ነገሮቜ እነግራቜሁ እንደነበር አታስታውሱም?
ኣነ ገና ምሳኻትኩም ኚለኹ፡ እዚ እነግሚኩም ኹም ዝነበርኩ ኣይትዝክርዎን ዲኹም፧
65,863

65,864
am_tg
በገዛ ራሱ ጊዜ ይገለጥ ዘንድ አሁን ዚሚያግደው ነገር ምን እንደሆነ ታውቃላቜሁ።
ብግዜኡ ምእንቲ ኺግለጜሲ፡ እቲ ሕጂ ዚኜልክሎ ዘሎ ትፈልጥዎ ኢኹም።
65,865

65,866
am_tg
እርግጥ ሚስጥራዊ ዹሆነው ይህ ዓመፅ አሁንም እዚሠራ ነውፀ ሆኖም ሚስጥር ሆኖ ዹሚቆዹው አሁን አግዶት ያለው ነገር ኚመንገድ እስኪወገድ ድሚስ ብቻ ነው።
ምስጢር እዚ ጥሕሰት ሕጊ እዝስ ይዓዪ ኣሎ፣ እዚ ግና፡ እቲ ዚኜልክሎ ዘሎ ኻብ መገዱ ኜሳዕ ዜልግስ ጥራይ እዩ።
65,867

65,868
am_tg
ኚዚያ በኋላ ጌታ ኢዚሱስ በአፉ መንፈስ ዚሚያስወግደውና ዚእሱ መገኘት ይፋ በሚሆንበት ጊዜ እንዳልነበሚ ዚሚያደርገው ዓመፀኛ ይገለጣል።
ሜዑ ኞኣ፡ እቲ ጠሓስ ሕጊ ኺግለጜ እዩ፣ ንዕኡ እውን ጐይታና ዚሱስ ብመንፈስ ኣፉ ኌጥፍኊን ብምግሃድ እቲ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ኚንቱ ኺገብሮን እዩ።
65,869

65,870
am_tg
ሆኖም ዹዓመፀኛው መገኘት ዚሰይጣን ሥራ ሲሆን ይህም ዹሚፈጾመው በተአምራት፣ በሐሰተኛ ምልክቶቜና ድንቅ ነገሮቜ ሁሉ
እቲ ጠሓስ ሕጊ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ግና፡ ብዅሉ ግብሪ ሓይልን ብናይ ሓሶት ትእምርትታትን ተኣምራትን ብተግባር ሰይጣን እዩ ዚኞውን፣
65,871

65,872
am_tg
እንዲሁም ለማታለል ማንኛውንም ዓይነት ዚክፋት ዘዮ በመጠቀም ነው። ወደ ጥፋት እያመሩ ያሉት ሰዎቜ ይድኑ ዘንድ ዚእውነት ፍቅር በውስጣ቞ው ስለሌለ ይህ ሁሉ እንደ ቅጣት ይደርስባ቞ዋል።
እቶም ዚጠፍኡ፡ ንድሕነቶም ዚኾውን ፍቕሪ ሓቂ ስለ ዘይተቐበሉ ድማ፡ ሜዑ ንዓታቶም ኹም ፍዳ ብዅሉ ጥበራ ዓመጻ ዚታልሎም እዩ።
65,873

65,874
am_tg
በዚህም ምክንያት አምላክ ሐሰት ዹሆነውን ያምኑ ዘንድ አታላይ በሆነ ተጜዕኖ ተሾንፈው እንዲስቱ ይፈቅዳልፀ
ስለዚ ኞኣ እዩ ኣምላኜ፡ ንሓሶት ምእንቲ ኺኣምኑ፡ ብዜታልል ጜልዋ ኺስሕቱ ዝሓደጎም፣
65,875

65,876
am_tg
ይህን ዚሚያደርገው እውነትን ኹማመን ይልቅ በዓመፅ ስለሚደሰቱ ሁሉም እንዲፈሚድባ቞ው ነው።
ኚምኡ ዝገበሹ ድማ፡ ንሓቂ ስለ ዘይኣመኑ፡ ዚግዳስ ብዓመጻ ባህ ስለ ዝበሎም፡ ኵሎም ምእንቲ ኺፍሚዱ እዩ።
65,877

65,878
am_tg
ይሁን እንጂ በይሖዋ ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ አምላክ እናንተን በመንፈሱ በመቀደስ እንዲሁም በእውነት ላይ ባላቜሁ እምነት መዳን እንድታገኙ ኚመጀመሪያው አንስቶ ስለመሚጣቜሁ አምላክን ስለ እናንተ ሁልጊዜ ለማመስገን እንገፋፋለን።
ግናኞ፡ ኣቱም ብዚሆዋ እተፈቐርኩም ኣሕዋትና፡ ኣምላኜ ካብ መጀመርታ ብመንፈሱ ብምቕዳስን በታ ኣብ ሓቂ ዘላትኩም እምነትን ንድሕነት ስለ ዝሓሚዚኩም፡ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኜ ኚነመስግኖ ይግብኣና እዩ።
65,879

65,880
am_tg
ዚጌታቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን ክብር እንድታገኙ፣ እኛ በምናውጀው ምሥራቜ አማካኝነት ለዚህ ዓላማ ጠርቷቜኋል።
ክብሪ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኜትሚኜቡ፡ በቲ ዘበሰርናኩም ብስራት ገይሩ ናብዚ ጞዊዑኩም እዩ።
65,881

65,882
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቜ ጞንታቜሁ ቁሙፀ እንዲሁም ኚእኛ በተላኹ ዹቃል መልእክትም ሆነ ደብዳቀ ዚተማራቜኋ቞ውን ወጎቜ አጥብቃቜሁ ያዙ።
እምበኣር፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ጜንዑ፡ ነቲ ብቓልና ወይስ ብደብዳበታትና እተመሃርኩምዎ ስርዓታት ሓዝዎ።
65,883

65,884
am_tg
በተጚማሪም ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ ራሱ እንዲሁም ዚወደደን፣ በጾጋም አማካኝነት ዘላለማዊ መጜናኛና መልካም ተስፋ ዹሰጠን አባታቜን ዹሆነው አምላክ
ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ባዕሉን እቲ ዘፍቀሚና፡ ብጞጋ እውን ናይ ዘለኣለም ምጜንናዕን ጜቡቕ ተስፋን ዝሃበና ኣቊና ኣምላኜን
65,885

65,886
am_tg
ልባቜሁን ያጜናኑፀ እንዲሁም ምንጊዜም መልካም ዹሆነውን ነገር እንድታደርጉና እንድትናገሩ ያጜኗቜሁ።
ብዅሉ ሰናይ ግብርን ብቓልን ንልብኹም ዹጾናንዕዎን ዚጜንዕዎን።
65,887

65,888
am_tg
አዳኛቜን በሆነው አምላክና ተስፋቜን በሆነው በክርስቶስ ኢዚሱስ ትእዛዝ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስ፣
ካብቲ ብትእዛዝ ኣምላኜ መድሓኒናን ክርስቶስ ዚሱስ ተስፋናን ሃዋርያ ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ጳውሎስ፡
65,889

65,890
am_tg
በእምነት እውነተኛ ልጄ ለሆነው ለጢሞ቎ዎስፊ አባት ኹሆነው አምላክና ኚጌታቜን ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጞጋ፣ ምሕሚትና ሰላም ለአንተ ይሁን።
ናብቲ ብእምነት ናይ ሓቂ ወደይ ዝዀነ ጢሞ቎ዎስፊ ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ክርስቶስ ዚሱስን ጾጋን ምሕሚትን ሰላምን ይኹነልካ።
65,891

65,892
am_tg
ወደ መቄዶንያ ልሄድ በተነሳሁበት ጊዜ በኀፌሶን እንድትቆይ እንዳበሚታታሁህ ሁሉ አሁንም አንዳንዶቜ ዚሐሰት ትምህርት እንዳያስፋፉ ታዛ቞ው ዘንድ በዚያው እንድትቆይ አበሚታታሃለሁፀ
ኚምቲ ናብ መቄዶንያ ክኞይድ ምስ በልኩ ኣብ ኀፌሶን ክትጞንሕ ዘተባባዕኩኻ፡ ገሊኩም እተፈልዚ ትምህርቲ ኞይምህሩ ምእንቲ ኜትእዝዝ፡ ሕጂ እውን ኚምኡ እብለካ ኣለኹ።
65,893

65,894
am_tg
በተጚማሪም ለፈጠራ ወሬዎቜና ለትውልድ ሐሹግ ቆጠራ ትኩሚት እንዳይሰጡ እዘዛ቞ው። እንዲህ ያሉ ነገሮቜ ለግምታዊ ሐሳቊቜ በር ኚመክፈት ውጭ ዚሚያስገኙት ፋይዳ ዚለምፀ አምላክ እምነትን ለማጠናኹር ኹሚሰጠው ነገር ጋር ምንም ግንኙነት ዚላ቞ውም።
ናብ ጜውጜዋያትን ናብ ቍጜሪ ወለዶታትን ኚዚቕልቡ እውን ኣዝዝ። እዚ ነገራት እዚ ኣብ መወዳእታኡ ዚሚብሕ ነገር ዚብሉን፣ ንእምነት ብዚምልኚት ካብ ኣምላኜ ገለ እኳ ኣብ ክንዲ ዜምጜእ፡ ግምታት ጥራይ እዩ ዜላዕል።
65,895

65,896
am_tg
ዹዚህ ትእዛዝ ዓላማ ኚንጹሕ ልብ፣ ኚጥሩ ሕሊናና ግብዝነት ኚሌለበት እምነት ዹሚመነጭ ፍቅር እንዲኖሚን ነው።
ዕላማ እዚ ትእዛዝ እዚ፡ ካብ ንጹህ ልብን ካብ ሰናይ ሕልናን ግብዝና ኻብ ዘይብላ እምነትን እትርኚብ ፍቕሪ እዩ።
65,897

65,898
am_tg
አንዳንዶቜ እነዚህን ነገሮቜ በመተው ፍሬ ቢስ ወደሆነ ወሬ ፊታ቞ውን አዙሚዋል።
ገሊኩም ካብዚ ዘምቢሎም ናብ ዘሚባ ሃተውተው ኣላጊሶም ኣለዉ።
65,899