Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
65,700
am_tg
በእርግጥም እናንተ ክብራቜንና ደስታቜን ናቜሁ።
ንስኻትኩምሲ ኜብርናን ሓጐስናን ኢኹም።
65,701
tg_am
ንስኻትኩምሲ ኜብርናን ሓጐስናን ኢኹም።
በእርግጥም እናንተ ክብራቜንና ደስታቜን ናቜሁ።
65,702
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ጊዜያትንና ወቅቶቜን በተመለኹተ ምንም ነገር እንዲጻፍላቜሁ አያስፈልግም።
ኣሕዋተዚ፡ ብዛዕባ ግዜያትን እዋናትን ኪጜሓፈልኩም ኣዚድልን እዩ።
65,703

65,704
am_tg
ዹይሖዋ ቀን ዚሚመጣው ሌባ በሌሊት በሚመጣበት መንገድ መሆኑን እናንተ ራሳቜሁ በሚገባ ታውቃላቜሁና።
ኚመይሲ፡ መዓልቲ ዹሆዋ ኞምቲ ሰራቒ ብለይቲ ዚመጟ ዀይና ኾም እትመጜእ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ኣጞቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም።
65,705

65,706
am_tg
“ሰላምና ደህንነት ሆነ!” ሲሉ ምጥ እርጉዝ ሎትን እንደሚይዛት ያልታሰበ ጥፋት ድንገት ይመጣባ቞ዋልፀ ደግሞም በምንም ዓይነት አያመልጡም።
“ሰላምን ደሓንን!” ኪብሉ ኞለዉ፡ ንጥንስቲ ቕልውላው ኹም ዚሕዛ፡ ሜዑ ሃንደበታዊ ጥፍኣት ብድንገት ይመጟም፣ ኚቶ እውን ኣይኬምልጡን እዮም።
65,707

65,708
am_tg
እናንተ ግን ወንድሞቜ፣ በጹለማ ውስጥ ስላልሆናቜሁ ሌሊቱ ድንገት እንደሚነጋበት ሌባ፣ ያ ቀን ድንገት አይደርስባቜሁምፀ
ንስኻትኩም ግና፡ ኣሕዋተዚ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኾም ንሰሚቕቲ ኞይትመጞኩምሲ፡ ኣብ ጞልማት ኣይኰንኩምን፣
65,709

65,710
am_tg
እናንተ ሁላቜሁ ዚብርሃን ልጆቜና ዹቀን ልጆቜ ናቜሁና። እኛ ዚሌሊት ወይም ዹጹለማ ልጆቜ አይደለንም።
ኚመይሲ፡ ኵላትኩም ደቂ ብርሃንን ደቂ መዓልትን ኢኹም። ንሕናስ ናይ ለይትን ናይ ጞልማትን ኣይኰንናን።
65,711

65,712
am_tg
ስለዚህ ነቅተን እንኑር እንዲሁም ዚማስተዋል ስሜታቜንን እንጠብቅ እንጂ እንደ ሌሎቹ አናንቀላፋ።
እምበኣር፡ ንንቃሕን ቀልብና ንሓሉን እምበር፡ ኹም ካልኊት ኣይንደቅስ።
65,713

65,714
am_tg
ዚሚያንቀላፉ ሰዎቜ፣ ዚሚያንቀላፉት በሌሊት ነውፀ ዚሚሰክሩም ቢሆኑ ዚሚሰክሩት በሌሊት ነው።
እቶም ዚድቅሱስ ብለይቲ እዮም ዚድቅሱ፣ እቶም ዚሰኜሩ እውን ብለይቲ እዮም ዚሰኜሩ።
65,715

65,716
am_tg
ዹቀን ልጆቜ ዹሆንነው እኛ ግን ዚማስተዋል ስሜታቜንን እንጠብቅፀ ደግሞም ዚእምነትንና ዹፍቅርን ጥሩር እንልበስፀ ዚመዳንንም ተስፋ እንደ ራስ ቁር እንድፋፀ
ንሕና ግና ናይ መዓልቲ ኻብ ኰንናስ፡ ድርዒ እምነትን ፍቕርን ለቢስና፡ ተስፋ ድሕነት እውን ኹም ቍራዕ ርእሲ ጌርና ቐልብና ንሓሉ፣
65,717

65,718
am_tg
ምክንያቱም አምላክ ዹመሹጠን በጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል መዳን እንድናገኝ ነው እንጂ ለቁጣ አይደለም።
ኚመይሲ፡ ኣምላኜ፡ ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ድሕነት ክንሚክብ እምበር፡ ንቝጥዓ ኣይመደበናን።
65,719

65,720
am_tg
እሱ በሕይወት ብንኖርም ሆነ ብናንቀላፋ አብሚነው እንድንኖር ለእኛ ሞቶልናል።
ዚሱስ፡ እንተ ነቒሕና ወይስ እንተ ደቂስና፡ ምስኡ ሓቢርና ብህይወት ምእንቲ ኜንነብር ኢሉ፡ ምእንታና ሞይቱ እዩ።
65,721

65,722
am_tg
ስለዚህ አሁን እያደሚጋቜሁት እንዳለው እርስ በርስ ተበሚታቱ እንዲሁም እርስ በርስ ተናነጹ።
ስለዚ፡ ኚምቲ እትገብርዎ ዘለኹም፡ ንሓድሕድኩም ተተባብዑን ተሃናነጹን።
65,723

65,724
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ በመካኚላቜሁ በትጋት እዚሠሩና በጌታ ሥራ አመራር እዚሰጧቜሁ ያሉትን እንዲሁም ምክር እዚለገሷቜሁ ያሉትን እንድታኚብሯ቞ው እንለምናቜኋለንፀ
ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ኣብ መንጎኹም ዚጜዕሩን ብጐይታ ዚመርሑኹምን ዚምዕዱኹምን ኚተኜብርዎም ንልምነኩም ኣለና፣
65,725

65,726
am_tg
በተጚማሪም በሚያኚናውኑት ሥራ ዚተነሳ በፍቅር ለዚት ያለ አሳቢነት እንድታሳዩአ቞ው እንለምናቜኋለን። እርስ በርሳቜሁ ሰላማዊ ግንኙነት ይኑራቜሁ።
ስለቲ ዕዮኊም፡ ብፍቕሪ ኣብሊጜኩም ኣኜብርዎም። ንሓድሕድኩም እውን ብሰላም ንበሩ።
65,727

65,728
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ ወንድሞቜ፣ ይህን እናሳስባቜኋለንፊ በሥርዓት ዚማይሄዱትን አስጠንቅቋ቞ውፀ ዚተጚነቁትን አጜናኗ቞ውፀ ደካሞቜን ደግፏ቞ውፀ ሁሉንም በትዕግሥት ያዙ።
ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዘይ ስርዓት ንዚመላለሱ ኣጠንቅቕዎም፡ ንእተጚነቑ ኣጞናንዕዎም፡ ንድኹማት ደግፍዎም፡ ንዅሎም ተዓገስዎም ኢልና ንምሕጞነኩም ኣለና።
65,729

65,730
am_tg
ማንም ሰው በማንም ላይ በክፉ ፋንታ ክፉ እንዳይመልስ ተጠንቀቁፀ ኹዚህ ይልቅ እርስ በርሳቜሁም ሆነ ለሌሎቜ ሰዎቜ ሁሉ ምንጊዜም መልካም ዹሆነውን ነገር ለማድሚግ ተጣጣሩ።
ሓደ እኳ ንኻልእ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኜፉእ ኚይፈድዮ ተጠንቀቑ፣ ግናኞ፡ ኵሉ ሳዕ ንሓድሕድኩምን ንዅሉን ሰናይ ክትገብሩ ተጋደሉ።
65,731

65,732
am_tg
ሁልጊዜ ደስ ይበላቜሁ።
ኵሉ ሳዕ ተሓጐሱ።
65,733
tg_am
ኵሉ ሳዕ ተሓጐሱ።
ሁልጊዜ ደስ ይበላቜሁ።
65,734
am_tg
ዘወትር ጞልዩ።
ኚዚቋሚጜኩም ጞልዩ።
65,735
tg_am
ኚዚቋሚጜኩም ጞልዩ።
ዘወትር ጞልዩ።
65,736
am_tg
ለሁሉም ነገር አመስግኑ። አምላክ በክርስቶስ ኢዚሱስ ለእናንተ ያለው ፈቃድ ይህ ነው።
ብዅሉ ኣመስግኑ። ኣምላኜ ብክርስቶስ ዚሱስ ብዛዕባኹም ዘለዎ ፍቓድ እዚ እዩ።
65,737

65,738
am_tg
ዚመንፈስን እሳት አታጥፉ።
ሓዊ መንፈስ ኣይተጥፍኡ።
65,739
tg_am
ሓዊ መንፈስ ኣይተጥፍኡ።
ዚመንፈስን እሳት አታጥፉ።
65,740
am_tg
ትንቢቶቜን አትናቁ።
ትንቢት ኣይትንዓቑ።
65,741
tg_am
ትንቢት ኣይትንዓቑ።
ትንቢቶቜን አትናቁ።
65,742
am_tg
ሁሉንም ነገር መርምሩፀ መልካም ዹሆነውን አጥብቃቜሁ ያዙ።
ንዅሉ መርምርዎ፣ ነቲ ሰናይ ኣጜኒዕኩም ሓዝዎ።
65,743
tg_am
ንዅሉ መርምርዎ፣ ነቲ ሰናይ ኣጜኒዕኩም ሓዝዎ።
ሁሉንም ነገር መርምሩፀ መልካም ዹሆነውን አጥብቃቜሁ ያዙ።
65,744
am_tg
ኹማንኛውም ዓይነት ክፋት ራቁ።
ካብ እኚይ ዘበለ ዅሉ ርሓቑ።
65,745
tg_am
ካብ እኚይ ዘበለ ዅሉ ርሓቑ።
ኹማንኛውም ዓይነት ክፋት ራቁ።
65,746
am_tg
ዹሰላም አምላክ ራሱ ሙሉ በሙሉ ይቀድሳቜሁ። ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በሚገኝበት ጊዜ መንፈሳቜሁ፣ ነፍሳቜሁና አካላቜሁ በማንኛውም ሚገድ ጀናማ ይሁንፀ ደግሞም ነቀፋ አይገኝበት።
ኣምላኜ ሰላም ባዕሉ ምሉእ ብምሉእ ይቐድስኩም። ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን መንፈስኩምን ነፍስኹምን ሰብነትኩምን ብምሉኡ ጥዑይ ኰይኑ ብዘይ መንቅብ ይተሓሎ።
65,747

65,748
am_tg
ዚጠራቜሁ ታማኝ ነውፀ ይህን በእርግጥ ያደርገዋል።
እቲ ዚጜውዓኩም ዘሎ እሙን እዩ፣ ንሱ እውን ኪገብሮ እዩ።
65,749
tg_am
እቲ ዚጜውዓኩም ዘሎ እሙን እዩ፣ ንሱ እውን ኪገብሮ እዩ።
ዚጠራቜሁ ታማኝ ነውፀ ይህን በእርግጥ ያደርገዋል።
65,750
am_tg
ወንድሞቜ፣ ስለ እኛ መጞለያቜሁን አታቋርጡ።
ኣቱም ኣሕዋትና፡ ምእንታና ብቐጻሊ ጞልዩ።
65,751
tg_am
ኣቱም ኣሕዋትና፡ ምእንታና ብቐጻሊ ጞልዩ።
ወንድሞቜ፣ ስለ እኛ መጞለያቜሁን አታቋርጡ።
65,752
am_tg
ወንድሞቜን ሁሉ በተቀደሰ አሳሳም ሰላም በሏ቞ው።
ንዅሎም ኣሕዋት ብቕዱስ ምስዓም ሰላም በልዎም።
65,753
tg_am
ንዅሎም ኣሕዋት ብቕዱስ ምስዓም ሰላም በልዎም።
ወንድሞቜን ሁሉ በተቀደሰ አሳሳም ሰላም በሏ቞ው።
65,754
am_tg
ይህ ደብዳቀ ለወንድሞቜ ሁሉ እንዲነበብ በጌታ አደራ እላቜኋለሁ።
እዛ ደብዳበ እዚኣ ንዅሎም ኣሕዋት ክትንበብ፡ ብጐይታ እምሕጞነኩም ኣለኹ።
65,755

65,756
am_tg
ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምሳኻትኩም ይኹን።
65,757
tg_am
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምሳኻትኩም ይኹን።
ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
65,758
am_tg
በመጚሚሻም ወንድሞቜ፣ አምላክን ማስደሰት እንድትቜሉ እንዎት መመላለስ እንዳለባቜሁ አስተምሚናቜኋልፀ ደግሞም በዚሁ መንገድ እዚተመላለሳቜሁ ነውፀ በመሆኑም ይህንኑ ይበልጥ በተሟላ ሁኔታ ማድሚጋቜሁን እንድትቀጥሉ በጌታ ኢዚሱስ ስም እንጠይቃቜኋለን እንዲሁም እንለምናቜኋለን።
ብዝተሚፈስ፡ ኣሕዋተዚ፡ ኚምቲ ንኣምላኜ ንምሕጓስ ኹመይ ጌርኩም ክትመላለሱ ኾም ዚግብኣኩም ካባና ትእዛዝ እተቐበልኩም፡ ኚምቲ እትመላለስዎ እውን ዘለኹም፡ ብዝያዳ ኞምኡ ኜትገብሩ ንልምነኩምን ንምሕጞነኩምን ኣለና።
65,759

65,760
am_tg
በጌታ ኢዚሱስ ስም ዚሰጠናቜሁን መመሪያዎቜ ታውቃላቜሁና።
ብጐይታና ዚሱስ ዝሃብናኩም ትእዛዛትሲ ትፈልጥዎ ኢኹም።
65,761
tg_am
ብጐይታና ዚሱስ ዝሃብናኩም ትእዛዛትሲ ትፈልጥዎ ኢኹም።
በጌታ ኢዚሱስ ስም ዚሰጠናቜሁን መመሪያዎቜ ታውቃላቜሁና።
65,762
am_tg
ዹአምላክ ፈቃድ እንድትቀደሱና ኚፆታ ብልግና እንድትርቁ ነው።
ፍቓድ ኣምላኜሲ ኜትቅደሱን ካብ ምንዝርና ኜትርሕቁን እዩ።
65,763
tg_am
ፍቓድ ኣምላኜሲ ኜትቅደሱን ካብ ምንዝርና ኜትርሕቁን እዩ።
ዹአምላክ ፈቃድ እንድትቀደሱና ኚፆታ ብልግና እንድትርቁ ነው።
65,764
am_tg
ኚእናንተ እያንዳንዱ ዹገዛ ራሱን አካል በመቆጣጠር እንዎት በቅድስናና በክብር መያዝ እንዳለበት ሊያውቅ ይገባል።
ነፍሲ ወኚፍኩም ንሰብነቱ ብቕድስናን ብኜብርን ብኞመይ ኹም ዚቈጻጞሮ ይፍለጥ፣
65,765

65,766
am_tg
ይህም አምላክን እንደማያውቁት አሕዛብ ስግብግብነት በሚንጞባሚቅበት ልቅ ዚፍትወት ስሜት አይሁን።
ኚምቶም ንኣምላኜ ዘይፈልጡ ኣህዛብ ብህርፋን ፋሉል ፍትወተ ስጋ ድማ ኣይትመርሑ።
65,767

65,768
am_tg
ማንም ሰው በዚህ ጉዳይ ኚገደቡ ማለፍና ወንድሙን መጠቀሚያ ማድሚግ አይኖርበትምፀ ምክንያቱም አስቀድመን እንደነገርናቜሁና በጥብቅ እንዳስጠነቀቅናቜሁ ይሖዋ በእነዚህ ነገሮቜ ሁሉ ዚተነሳ ዚቅጣት እርምጃ ይወስዳል።
ሓደ እኳ በዚ ነገር እዚ ኻብ ግቡእ ደሚት ኣይሕለፍ፡ ንሓዉ እውን ኣይበለጞሉ፣ ስለምንታይሲ፡ ኚምቲ ኣቐዲምና ዝነገርናኩምን ኣጞቢቕና ዘጠንቀቕናኩምን፡ ነቶም ነዚ ነገራት እዚ ዚገብሩ ዘበሉ ዚቐጜዖም ዹሆዋ እዩ።
65,769

65,770
am_tg
አምላክ ዚጠራን ለቅድስና ነው እንጂ ለርኩሰት አይደለም።
ኣምላኜሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኜሰት ኣይጞውዓናን።
65,771
tg_am
ኣምላኜሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኜሰት ኣይጞውዓናን።
አምላክ ዚጠራን ለቅድስና ነው እንጂ ለርኩሰት አይደለም።
65,772
am_tg
እንግዲህ ለዚህ ንቀት ዚሚያሳይ ሰው ዹሚንቀው ሰውን ሳይሆን ቅዱስ መንፈሱን ዚሚሰጣቜሁን አምላክ ነው።
ስለዚ፡ እቲ ዚንዕቕ፡ ነቲ ንዓኻትኩም ቅዱስ መንፈሱ ዚህብ ኣምላኜ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚንዕቕ ዘሎ።
65,773

65,774
am_tg
ይሁን እንጂ እናንተ ራሳቜሁ እርስ በርስ እንድትዋደዱ ኹአምላክ ስለተማራቜሁ ዚወንድማማቜ ፍቅርን በተመለኹተ እንድንጜፍላቜሁ አያስፈልግም።
ብዛዕባ ሕውነታዊት ፍቕሪ ግና፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ ኻብ ኣምላኜ ተማሂርኩም ኢኹም እሞ፡ ክንጜሕፈልኩም ኣዚድልዚናን እዩ።
65,775

65,776
am_tg
ደግሞም በመላው መቄዶንያ ለሚገኙ ወንድሞቜ ሁሉ ይህን እያደሚጋቜሁ ነው። ሆኖም ወንድሞቜ፣ ይህን ይበልጥ በተሟላ ሁኔታ ማድሚጋቜሁን እንድትቀጥሉ እናሳስባቜኋለን።
ነቶም ኣብ ብዘሎ መቄዶንያ ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት እውን ኚምኡ ትገብሩሎም ኣለኹም። ግናኞ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዝያዳ ኞምኡ ኜትገብሩ ንምሕጞነኩም ኣለና።
65,777

65,778
am_tg
ኹዚህ በፊት እንዳዘዝናቜሁ በሰላም ለመኖር፣ በሌሎቜ ሰዎቜ ጉዳይ ጣልቃ ላለመግባትና በገዛ እጃቜሁ ለመሥራት ተጣጣሩፀ
ኚምቲ ዝኣዘዝናኩም፡ ብህድኣት ክትነብሩን ዕዮ ርእስኹም ክትገብሩን ብኣእዳውኩም ክትዓይዩን ጜዓቱ፣
65,779

65,780
am_tg
ይህም በውጭ ባሉት ሰዎቜ ፊት ሥርዓት ባለው መንገድ እንድትመላለሱና ምንም ነገር ዚሚጎድላቜሁ እንዳትሆኑ ነው።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ ካብ ሓደ እኳ ገለ ኞይደለኹም፡ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብኣደብ ትመላለሱ።
65,781

65,782
am_tg
በተጚማሪም ወንድሞቜ፣ ተስፋ እንደሌላ቞ው እንደ ሌሎቹ ሰዎቜ እንዳታዝኑ በሞት አንቀላፍተው ስላሉት ሳታውቁ እንድትቀሩ አንፈልግም።
ኣሕዋተዚ፡ ኚምቶም ተስፋ ዘይብሎም ካልኊት ምእንቲ ኞይትሓዝኑ፡ ብዛዕባ እቶም ሞይቶም ዘለዉ ዘይትፈልጡ ኜትኰኑ ኣይንደልን ኢና።
65,783

65,784
am_tg
ኢዚሱስ እንደሞተና ኚሞት እንደተነሳ ዹምናምን ኹሆነ ኚኢዚሱስ ጋር አንድነት ኖሯ቞ው በሞት ያንቀላፉትንም አምላክ ሕይወት ሰጥቶ ኚእሱ ጋር እንዲሆኑ ያደርጋል።
ዚሱስ ኹም ዝሞተን ኹም ዝተንስአን ኣሚንና እንተ ዄንናስ፡ እቶም ብዚሱስ ዝሞቱ እውን ኚምኡ፡ ኣምላኜ ምስኡ ኌምጜኊም እዩ።
65,785

65,786
am_tg
ዹይሖዋን ቃል መሠሚት አድርገን ዚምንነግራቜሁ ይህ ነውናፀ ጌታ እስኚሚገኝበት ጊዜ ድሚስ በሕይወት ዹምንኖር በሞት አንቀላፍተው ያሉትን በምንም መንገድ አንቀድምምፀ
ንሕና እቶም ጐይታ ኣብዚ ኜሳዕ ዚህልወሉ እዋን ብህይወት እንጞንሕ ዘበልና፡ ነቶም ዝሞቱ ኞቶ ኾም ዘይንቕድሞም፡ እዚ ብቓል ዹሆዋ ንነግሚኩም ኣለና፣
65,787

65,788
am_tg
ምክንያቱም ጌታ ራሱ በትእዛዝ ድምፅ፣ በመላእክት አለቃ ድምፅና በአምላክ መለኚት ድምፅ ኹሰማይ ይወርዳልፀ ኚክርስቶስ ጋር አንድነት ኖሯ቞ው ዚሞቱትም ቀድመው ይነሳሉ።
ኚመይሲ፡ ጐይታ ባዕሉ ብናይ ትእዛዝ ጻውዒት፡ ብድምጺ ሊቀ መላእኜትን ብመለኞት ኣምላኜን ካብ ሰማይ ኪወርድ እዩ፣ እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ኹለዎም ዝሞቱ ኞኣ፡ ቅድም ኪትንስኡ እዮም።
65,789

65,790
am_tg
ኚዚያም በሕይወት ቆይተን ዹምንተርፈው እኛ በአዹር ላይ ኚጌታ ጋር ለመገናኘት ኚእነሱ ጋር በደመና እንነጠቃለንፀ በዚህም መንገድ ሁልጊዜ ኚጌታ ጋር እንሆናለን።
ድሕሪኡ፡ ንሕና ብህይወት ዝጞናሕና፡ ንጐይታ ኣብ ኣዚር ክንቅበሎ፡ ምሳታቶም ሓቢርና ብደበና ኜንምንዛዕ ኢና፣ በዚ ኞምዚ፡ ንሓዋሩ ምስ ጐይታ ኜንኚውን ኢና።
65,791

65,792
am_tg
ስለሆነም በእነዚህ ቃላት ሁልጊዜ እርስ በርሳቜሁ ተጜናኑ።
ስለዚ፡ በዘን ቃላት እዚአን ንሓድሕድኩም ተጞናንዑ።
65,793
tg_am
ስለዚ፡ በዘን ቃላት እዚአን ንሓድሕድኩም ተጞናንዑ።
ስለሆነም በእነዚህ ቃላት ሁልጊዜ እርስ በርሳቜሁ ተጜናኑ።
65,794
am_tg
አባታቜን ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጋር አንድነት ላለው ዹተሰሎንቄ ሰዎቜ ጉባኀ፣ ኚጳውሎስ፣ ኚስልዋኖስና ኚጢሞ቎ዎስ ዹተላኹ ደብዳቀፊ
ካብ ጳውሎስን ስልዋኖስን ጢሞ቎ዎስን፡ ናብታ ምስ ኣቊና ኣምላኜን ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ሓድነት ዘለዋ ጉባኀ ተሰሎንቄ፩
65,795

65,796
am_tg
አባት ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
65,797

65,798
am_tg
ወንድሞቜ፣ ስለ እናንተ አምላክን ሁልጊዜ ለማመስገን እንገፋፋለን። እምነታቜሁ እጅግ እያደገ በመሄዱና ሁላቜሁም እርስ በርስ ዚምታሳዩት ፍቅር እዚጚመሚ በመምጣቱ ይህን ማድሚጋቜን ተገቢ ነው።
ኣቱም ኣሕዋትና፡ እምነትኩም ኣዝያ ስለ ዝዓበዚትን ፍቕሪ ነፍሲ ወኚፍኩም ኣብ ንሓድሕድኩም ስለ ዝወሰኞትን፡ ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኜ ኚነመስግኖ ይግብኣና እዩ።
65,799